ኣብ ኣርእስተይ ብመጀመርያ ዝሓለፈ ፕለተካዊ ተቓውሞን ብድሆታቱን ብዝተጾምቈ መንገዲ ከቕርቦ ኢየ። ቀጺለ “መን’ዩ መንእሰይ?” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ...
ልክዕ ከምቲ ማሕበርነታዊ ሰልፊ፡ እቲ ሓርነታዊ ግንባር (ህ.ግ.ሓ.ኤ) ብግብሪ ዝኽተሎ ዝነበረ ስነ-ሓሳብ እውን ማርክሳዊ ስነ-ሓሳብ ብምንባሩ፥ "ንምንታይ...
ዕግርግር ኮይኑ ሰላም ክጠፍእ
ፋጻ ጠያይት ተዅሲ መዳፍዕ
ባህጊ ዘለዎ ወትሩ ክሰምዕ
ዓዲ ጠንጢኑ ህዝቢ ክወጽእ
ሕጻ ተደብዩ ኣብ ምድረበዳ ሞይቱ ክርሳዕ
ኣብ...
መዛረቢ ዛዕባና እንተድኣ ብሓቂ ነገር ወፍሪ ኮይኑ ብመጀመርታ ዝኾነ ኣብ ሃገርና ኣብ ስልጣን መንግስቲ ዝመጽእ በዓል ግዜ ነቲ ኒሕ ኤርትራዊ ዝበቅዕ ሓቀኛ...
ቅድሚ ናብቲ ዝርዝር ጉዳይ ምእታውና ግን፣ ኣባልነት ኣብ ግንባር ዓደቦ ብጋህዲን ብስዉርን ስለዝኾነ፤ ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘለኹም ስዉራት ኣባላት እዚ...
ገንዘብ ናይ ምእካብ ዕማም ብዝለዓለ መልክዑ ተተሓሒዙሉ ኣብ ዘሎ ኣዋጣሪ እዋን፤ ኣብ ኩላተን ኣውራጃታት ግብሪ መሬት ብህጹጽ ንክኽፈል ትእዛዝ ተመሓለሊፉ...