እትው ምስ በለ ቁሩብ ጸኒሑ
ትስፍው ህዝብና ከሎ ብገርሁ
ንሱ ብጉርሑ፡
እቲ ባይቶ ንክሕይል ካብ ዝብል ቅዱስ ዕላማ ከኣ፣ ብሓልዮት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዓሚ ኣብ ወርሒ መስከረም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ምሁራት ሰሚናር...
ስዉእ ተጋዳላይ ኣሕመድ እድሪስ ዓወተ፡ ቅድሚ ብረቱ ኣልዒሉ ናብ ስርዓት ኢትዮጵያ ምቅናዑ፡ ብቕድሜኡ ብዙሓት ኤርትራውያን፡ ብኢትዮጲያ ሃገርና ኤርትራ...
ህዝቢ ብዝለዓለ ዝጽበዮ ዘሎ ሓዱሽ ቃል ፕረዚዳንት፡ ንሱን ብጾቱን ዘሕለፍዎ መሪር ቃልሲ ንናጽነት ኣዝዮም ከቢድ ዓቕልን ተጸዋርነትን ዝሓቱ ከበድቲ ናይ...
እቶም ጸኒሖም ብጉጅለ-15 ዝተፈልጡ ደገፍቲ ደሞክራሲ ዝዀኑ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት፡ እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝተኸሰተ መሪሕነታዊ ቅልውላው፡ ብሰሪ ምጥፋእ...
ህዝቢ-ኤርትራ ንቓልሲ ደቁ ንቓልሲ’ሕዋቱ
ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ግዳም በብክእለቱ
ተበጅዩልዩ ገንዘቡ ሂቡ’ተላይ ህይወቱ፡