ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ ምስ ጸገሞ
ናነብዐ ከይፈተወ ደም እናጠዓሞ
እግሩ ዝመርሖ ዘይብሉ ዝዓደሞ
ሃጽ ኢሉ ከደ መሬት ዓዱ ናሰዓሞ
ኣብ’ዚ ግዝያት’ዚ ኣብ ገጽ መርበብ ሓቤረታ ዝጸሓፉ ሓጸርቲ ይኹኑ ነዋሕቲ ጽሑፋት መበቆል ሓሳባት (source) ተባሂሉ ክትሓሓዝ ከሎ ጃክሰን ወይ ጀፈርሰን...
መቸም ወነንቲ ክልተ ወቕቲ ዘራእቲ ኢና። ካብ መስከረም ናብ ጥሪ ድማ ኣይረሓቐን ጥራይ ዘይኮነ ናብ ዳግማይ ቀውዒ ንኣቱ ብም ህላውና በቲ ኩሉ ትርኢት...
ዝኾነ ኾይኑ ስውኣት ዝተነግሮም ብንጹሕ ልቦና ዝተቐበሉ፡ ትእዛዝ መራሕቶም ክፍጽሙ እታ ኡንኮ ሂወቶም ብእምነት ዝኸፈሉ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ናይ ኢዶም...
ብናይ ዓለም-ለኻዊ ሰላምን ርግአትን (Congressional Aid handling matters of Global Peace & Security)ወኪል ሚስ ሎረን...
ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን፡ ብዕሊ ካብ ዝምስረት ዘካየዶም ንጥፈታትን ዘጋጠምዎ ከበድቲ ዕንቅፋታትን ሕልኽልኻትን...