ነጻ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን፡ ብዕለት 8-12-2012 ኣብ ከተማ ካስል ጉባኤ ኣካይደን

ጉባኤኛታት ማሕበር፡- ብ’’ ደቂ-ኣንስትዮ ጭርሖ ኣልዕላ: ጭርሖ ኣልዕላ: ኣኺሉ’ዩ ግዜ ሰዓት ደዊላ፡ ሰዓት ደዊላ ’’ ብዝብል ሰውራዊ መዝሙር ጉባኤ ተኽፍተ

ጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን፡ ብዕሊ ካብ ዝምስረት ዘካየዶም ንጥፈታትን ዘጋጠምዎ ከበድቲ ዕንቅፋታትን ሕልኽልኻትን ዘጠቓለለ ጸብጻብ ብግዝያዊት ሽማግለ ጨንፈር ድሕሪ ምቕራብ፡ ንጉባኤ አትመርሕ ስክረታርያ ካብ ጉባኤኛታት ተመሪጻ።

  • ንዝቐረበ ጸብጻባት ብዕምቆት ብምርኣይን ተኻቲዐናሉ።

· ህንጻ ሕጊ መደብ ዕዮ ማሕበር፡- ድሕሪ ምንባብን አኹል ምምይይጥን ድሕሪ ምክያድን ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ (ብድምጺ) ኣጽዲቕናኣብ መጠጨረሽታ፡ ብመሰረት ህንጻ ሕጊ ናጻ-ማሕበር፡ ንሓደ ዓመት አትመርሕ ሽማግለ (መሪሕነት) ጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራሲን ጨንፈር ጀርመን ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ መሪጸን

ጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመን ዝመርሓ  ካብ ጉባኤ ዝተመርጻ 4---ብጾት ኮይነን፡ አዘን ዝስዕባ አየን።

1. ኣደ-መምበር

2. ምክትል ኣደ-መምበር

3. ታሓዚት ገንዘብ

4. ተቖጻጻሪት ንብረት

አየን።

ጉባኤኛታት ኣገደስቲ ለበዋታትን ድሕሪ ምሕላፍ፡ መጻኢ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ዓለም (8መጋቢት) 2013 ብድምቀት ንኸብዕልኦ ብምውሳን፡ ጉባኤ ብዓወት ተዛዚ

በዚ ኣቓጣሚ ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ብሃገረንን ህዝበንን ዝግደሳ ብሓባር ኮይነን ነዚ ዲክታቶራዊ ስርዓት ኣብ ምውራድ እጃመን ከበርክታ ይጽውዓ::

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋትና::

ብዘይ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝዕወት ቃልሲ የለን::

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...