መስራቲ፡ ዳይሬክተር፡ ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ተክኒክን ኰይኑ ንዓመታት ራድዮ ኤረና ዝመርሐን ዘካየደን ብንያም ስምኦን፡ ናይቲ፡ ንኽብሪን ዝኽሪን ተስፋልደት ኣለም መሓረና፡ ድሕሪ ዕረፍቱ ብስድራቤቱን ኣድነቕቱን ፈተውቱን ዝተጀመረ ንካልኣይ ዓመቱ...