“ናይ ዕደና ኩባንያታት ኣብ ኤርትራ ክሰርሓ እንተዀይነን፡ ስራሓተን ኣብ ናይ ኣስገዳድ ጕልበት ስራሕ ዝተመርኰሰ ንኸይከውን ብንጹር ክፈልጣ ኣለወን። ነዚ...
ሒቕታ ዘይብሉ ጎሮሮ
ጽምኢ ዘይብሉ መሮሮ
ጎንጺ ዘይብሉ ቃልሲ
ሞት ትጸልኦ ነብሲ
ኩሉ ሰናይ ትምኒት”ዩ
ጸሓይ በሪቑ ናጽነት ኣትዩ ክዕለለላ
እንከይ ቀጸለት ቅድሚት ኣቢላ
ንድሕሪት ከይዳ ታሕቲ’ንቆልቍላ
ኣብ ርሑቕ ገጠር ኣብ ምዕራብ ዘላ
ንኣዶብሓ ትጽበያ’ላ!!
ሕጅውን ደቂ ሰባት ስለዝኾና አብዚ ናይ ዓዋተ አርእስቲ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ክህልወና ባህርያዊ እዩ፡፡ አቲ አገድሲ ግና ቅዋም ናይ ባይቶ ብዛዕባ እዚ...
እንተኾነ ግን ብግስ ከይበሉ ማያትን፡ ዓሳታት ቀይሕ ባሕርን፡ ኣሰር ኤርትራውነት ክስዕቡ፡ ካብ ጂቡቲ ክሳብ ላሙ፡ ሞምባሳ፡ ሓርጌሳ ክሳብ ፖርትሱዳን፡...
ደፋር ኣብ ጥራይ መዓኮሩ ጃህራ
ዝሓዞ ዘይብሉስ ንምዕባለ ወፈራ
ቑለቱኒ እናበልካስ ክትዕረ ኤርትራ
ውሽጥኻ ንዘይትፈልጦ ከተዳናግራ