ወየዶ! ኢለ ከልቅሰልካ!!!!!!
የማነ ሓወይ ባዕለይ ከልቅሰልካ
ዓሪፍካዶ ከምይከ ቀነኒኻ
ለሚድካዮዶ እቲ ሓድሽ ገዛኻ
ኣነስ ኣይከኣልኩን ብድሕሬኻ
ምኽኣል...
ኣብቲ ቁጠባዊ መዳይ’ውን እንተኾነ፣ ብፍላይ ድሕሪ ናጽነት፣ ኩለን ኣብ ኤርትራ ዝተተኽላ ኩባንያታት፣ በተን ህግደፍ ዘቖመን ከም በዓል ሰገን፣ ቀይሕ-ባሕሪ...
ንዓርቢ 8 የካቲት (February 8), 2013 ሰፊሕ ዝኾነ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዝሳተፎ ሰላማዊ ሰልፊን፡ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ኣፍልጦ ዘለዎ ፕሮፈሰርን...
ስነ-ጥበበኛታት ከም ደረስቲ፡ ድምጻውያን፡ ሰኣልቲ፡ ማሰ-ኣውሎኛታት፡ ተላሃይቲ፡ ወቓዕቲ ከበሮን ካልእ መሳርሒ ሙ ዚቃን.......ዝዓይነቶም ብሙሉኦም ኣብቲ...
ኣብ ጥቅምቲ 3፡ 2012 ኣብ ዘካየድናዮ ኣኼባ፡ ኣድላይነትመኣዲ ዘተ ኣዚዩ እዋናዊ ምዃኑ ድሕሪ ምብራህ፡ ንምብርባሩ ስምምዕ ከም ዝገበርናሉ ዚዝከር’ዩ።...