ሓቂ ይሓይሽ ኣብቲ መጀመርታ፡ “ሓይልታት ምክልኻል ንሚኒስትሪ ዜና ተቖጻጺሮሞ ዝብል ወረ ምስ ሰማዕና” ካልእ ኪተሓዝ ዝግበኦ ንቑጣታት ኪስዕብ እናተጸበና፤...
“ደሓን ኢና ደሓን ከኣ ኣይኮናን”፡ ናይ መን ደኣ ክትወስድ: ዓሊ ዓብዱ ክሳብ ከሎ ዝስወር ከም ኣንዳ በለ እዩ ሓሊፉ። ጥዕና ጎይታይ ካብ ወዲ ዓሰርተ...
ብቲ ሚኒስትሪ ብእኩብ ከይወጹ ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ናብቲ ትካል ዝተመደበት ጓል ንፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኤልሳ ኢሳይያስ...
እቶም ብክልተ ታንክታት ዝተዓጀቡ ኣስትት 100 ዝኾኑ ኣባላት ሰራዊት ምስ ምሉእ ዕጥቖም፣ ሎሚ ሰዓት 10 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ፎርቶ ናብ ዝርከብ እንዳ ዜና...
ንሃገሩ/ንሃገራ ንህዝቡ/ንህዝባ ንናጽነቱ/ንናጽነታ ንክጋደል/ንኽትጋደል ናብ ሰውራ ኤሪትራ ዝተጸንበረ/ዝተጸንበረት: ብዘየገድስ ሕሉፍ ውልቃዊ ታሪኹ/ታሪኻ ፡...
ሃገር ኣብ 21 ዓመት ካብ ትሕቲ ባዶ ናብ ባዶ ከምዝበረኸት ብኣንደበት ኢሳያይስ ክግለጽ ምስማዕ ንገዛእ ርእሱ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኮይኑ፥ ቦቕቢቑልና ወይ ከኣ...