ፕሮፈሶር ቁሩብ ዶ ተሃዊኽካ
ከይ ኣስተማቐርናዮ እቲ ልውሃትካ
ከይ ኣኳማስዕናዮ ልቦናኻ ኮነ እቲ ፍቕርካ
ኣሎና ግዜ እንበልናዶ ምሉቕ በልካ።
ብደም ዓዃይ ጓሳ ምስ ሸቃላይ ተቐባል ጸበባ
ኣካላ ዝጨቆ ብደም ተሓጺባ፡
ሓንጎል ምሁር መምህር ተምሃራይ ዝወሓጠት ሃገር
ናታ ታሪኽ ክትዝርዝር...
ኣብቲ ኣደራሽ ብዝበጻሕና ኣስታት ሓደ ደርዘን ዝኾኑ መንእሰያት፡ ልክዕ ከም ዳሳ ከተጸብቕ ላዕልን እትበል ኣደ ፡ ኣደራሾም ኰወጋግኑን ክሸላልሙን ምስ...
ንሕና ጉዳይ ፎርቶ ዓዚዙና ሽግ ሓርነት ከነንበድብድ አብ ስራሕ ኢና ቀኒይና እምበር ነዞም ብዕራይ ሸይጦም ንእንቋቕሖ ዝምጉቱ ደአ መልሲ መዓስ ሲኢናሎም።...
ሰልፈኛታት ንስሪሒት ፎርቶ ንድግፍ! ሕቶ ሰራዊትና ሕቶ ህዝቢ እዩ! አሸባሪ ኢሰያስ እምበር አባላት ሰራዊት ምክልኻል አይኮኑን! ኢሰያስ ብዘይቅድመ ኩነት...
ቅድም ቀዳድም ብዘይፍታወይ ኢኻ ብዛዕባ ዓሊ ዓብዱ ገለ ክብለካ ቀሲብካኒ። ብዓቕመይ ንዓሊ ኣብ መኽዘን ፖለቲከኛታተይ ኣእትየዮ ኣይፈልጥን። እቲ ምኽንያት...