ብተወሳኺ ፓን አፍሪቃ አሜሪካውያን ብዛዕባ አፍሪቃ ሚዛናዊ ስእሊ ንኽህልዎም ዘይተሓለለ ጻዕሪ የካይድ። አብዚ ናይ 16 ለካቲት በዓል አዝዮም ፉሉጣት አብ...
ስለ’ዚ እንታይ ዓይነት ለውጢ ከምዘምጽእ እንድዒ’ምበር፡ እቲ ጉዳይ ዝቕጽል’ዩ ዝመስል። ካልእስ ይጽናሕ’ሞ ደሓን፡ እዛ ‘ኣራሚ ምንቅስቓስ’ ትብል...
ኣንቱም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል!
እናተጣርዐ ህዝቢስ ክኢልኩሞ ስቕ ምባል!
ገጉድጓድኩም ሒዝኩም ምጽንጻንከ እንታይ ይብሃል?
ካብቲ ኣራሚ ምንቅስቓስ...
እዚ ገባር ቅያ ኤርትራዊ ህዝቢ
ክስታናይ ኣስላማይ ሓደ ልቢ
ንመግዛእቲ ባዕዲ ዝበሎ’ምቢ
ናይ ሰውርኡ ምስጢራት ዓቃቢ
ስርሑ ዝፍጽም በዋፍራ ንህቢ
ኣብ...
ኣብቲ መጀመርታ እዋናት ህዝቢ ዓለም ነዚ ብሓልዮት ‘ተጣበቕቲ መሰል ደሞክራስን ፍትሕን‘ ዝተበገሰ ዝመስል ሓድሽ ፍልስፍና ከምዘለዎ ብክፉት ኣእምሮን...
ምስ’ቲ ሕጽረት ግዜን ምስ ቁሪ የካቲትን 500 ዝግመት ህዝቢ ተረኺቡ። ዝበዝሔ ቁጽርን ወኒ ቓልስን ዘርኣየ መንኣሰይና ከም ዝነበረ ብኣድናቖት ንገልጾ።...