እቲ ወራሲ ዓራት ገይሩ ክናዘዘሎም ዝጽበይዎ ዘለዉ ኢሳይያስ ከይተረፈ ዝኣመነሉ ጠለብ ምልኣተ ህዝብን ሰራዊትን ሒዙ ዝተበገሰ ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ፡...
ተዓገስ ኹኹናይ : ነቑ ኣርሓ ደርሆ
በቲ ረጒድ ድምጺ : ሓባሪ ንግሆ
ንስካ ኣይትስሕትን : ጸኒሕ ናይ ኣቦካ
ሃየ ደጋግሞ : እቲ ጉሩም ድምጽካ
ጻውዒት ፎርቶ ይሰማዕ
ናብ ኲሉ ስፍራ ይላባዕ፣
ምሉእ ሓርነት ክንጕንጸፍ
ሓሳረ-መከራና ክሓልፍ።
ቀዳማይ እቲ ቅዋም ክጅመር ስለ ዝተደልየ ኢዩ። ቅዋም ተተግቢሩ ማለት ግን ኢሰያስ ካብ ስልጣን ተኣልዩ ማለት ኣይኮነን ምኽንያቱ እቲ ቅዋም ኢሰያስ ናብ...
መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮነ ሰዓት
ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ
ክንደሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ
ይኣክል ናይ ብርዒ ይቀላዕ ኣስማቱ።
ብዛዕባ ኩነታት ናይ’ቲ ዕልዋ ሓበሬታ ጨኒቑዋ ዝወዓለት መዓልቲ ናየ’ስመራ፡ ኣማስይኡ ብመኻይንን ብኣጋርን ዝተዓብለለ ብዝሒ ምንቅስቓስ ናይ ወተሃደራት...