ብጅሆ ተታሒዞም ዝርከቡ ኤርትራውያን ነጻ ንምውጻእ ኣብዝግበር ፈተነ ናይ ገንዝብ ሓዋላ ዝግበረለን ከተማታት ኣብ ጀርመን፣ዓዲ እንግሊዝ ከምኡውን ኖርወይ...
ጠንቂ ናይ’ዚ ሚዛናዊ ሓይሊ ምፍጣጥ፡ ብጃምላ ናይ ምዕጣቕ፡ ብኣልማማ ናይ ምግፋፍ፡ ኣሃዱታት ተወርዋሪ እዚ ብምስምስ ግጭት ካብ ከባቢ ኣስመራ ናብ ዶባት...
እቲ ጸሓይ ባድመ ከምዘይትዓርቦ ዝመጐተ ህግደፍ እንበኣር ንኤርትራን ህዝባን ከጽንት ባዕሉ ኣብዝኣተዎ ሰልሚ ተዋሒ ጡን ኩሉ ውዲታቱ ተኸሺሑን ጸሓይ ከየብረቓ...
ነቲ ንሰንበት ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 1፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ስርዓት ውልቀ-መላኺ ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ገለ...
እንተኾነ ንዓይ ንምጽራፍ ካብ ዝነበረካ ድጉል ባህጊ ተበጊስካ ብኣፈኛኻ ሓድሽ ለገሰ ክትብሎ ዝደለኻ ኢልካዮ ኢኻ። ወዮ ደኣ ብግዳም ግዳምካ ኮይንካ፣ ኣይ...
ከምቲ ሓሳዊን ቆርበትን እናሓደሩ ዝፈኹሱ፣ ጽውጽዋይ ዛይድ’ውን ምስ ግዜስ ምፈኾሰ ነይሩ። ግን ሓሰውቲ ምስ ግዜን ፍጻሜታትን ሓደስቲ ምህዞታት ስለዘይስእኑ፣...