ስለዚ ብድሕሪ ሕቶ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዓሊ ዓብዱ፣ ዕምሪ ኢሳይያስ ዝኾነ ይኹን መጻንሒ ኢንፍዩዥን ክረክብ ኣይክኣልን ኢዩ። ሕቶ ፖለቲካዊ ዑቕባ ኣቶ...
ኮረሻ!
ኣብ’ዛ ዓለም ጉልሻ
ዓድን ባሕርን ጠሓሒሳ
ነውርን ቀይድን በጣጢሳ
መሬት ዘዕረበት ኮረሻ
ናይ ሓበሻ፡
ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ህጹጻት ጉዳያት ኣለውዎ ንሳቶም ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ 1. ባይቶ ኤርትራ ንደሞራስያዊ ልወጢ ብባይቶታ ሰንዓ ፎሩም ሕጋዊ ተፈላጥነት...
እዞም ሐነፍጽ ብምሎምን ምስኦም’ውን ወታደራት ጣልያን ኮይኖም ዘገልገሉ ጥሮተኛታት፣ ኤርትራ ተመሊሳ ናይ ጣልያን ግዝእቲ ንኽትከውን ክሳብ ክንደይ ዝተቓለሱ...
እቲ ኣብ ኣንቶረ ዝነብር በዓል መጋርያ ከብቲ፤ ኣብቲ ጥሪቱ ጥምዮ ውዒለን ንሩባ ዝወርዳሉ ግዜ ብዘይ ምቁራጽ ማይ እናገለለ ክመልኣለን ኣለዎ። ከምቲ...
ኣብ’ዛ ፍጻሜ’ዚኣ ሰይጣን ወይ ድማ ኣባ ዥጎ ኣይተላዕሉን፡ ዳሕራዩን ቀዳማዩን፡ ጀነራል ብፍቓዶም ዝወሰንዎ’ዩ ዝመስል። እቲ ቁም ነገር፡ እዛ ዓለም ዕዳጋ፡...