ህዝብና ካልእ አማራጺ ሰለዘይነበሮ ጥራሕ፣ ፈትዩ ድዩ ክይፈተወ በብምኽንያቱ ንፈደረሽን ከመይ ከምዝተቐበሎ አንቢበና ኢና፣ እንተኾነ ግን እቲ ዘዕበየና...
ኣብ ከባቢ ማይ ኣባሻውልን ሜዳ ኤርትራን ኣስመራ፤ ሓድሽ ሞት! ሞት ዝዓይነቱ ጨና ሸቲቱ ቀንዩ። ቅድሚ 5 መዓልቲ መበገሲኣን ዕላምኣን ዘይተነጸረ ሓንቲ...
እቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ኤሪትራውያን መልቀቂኦም ገንዘብ ኣብ ማእከል ከተማ አስመራ ብጉሁድ ይኽፈል ምህላዉ ሎሚ ምስጢር ኣይኮነን::ስርዓት ህግደፍ ኣብ...
መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ
ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ
ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ
ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ።
ክሳብ ምስቲ ዝቕበለና ሰብ ንራኸብ፡ ኣብቲ ካፈተርያ ኣቲና ቡን ክንሰቲ ኣዘዝና። ኣይደንጎየን ድማ ንሱ ደበኽ በለ‘ሞ ተሓናኒቕና ክንሰዓዓም እንከለና...
ኣብ ኣስመራ ሓንቲ ኣደ ኣብ ምዕዳል ረድኤት እኽሊ “ጓልኪ ኣብ ወጻኢ ሃገር ስለዘላትኪስ ረድኤት ኣይትወሃቢን ኢኺ” ምስ ተባህለት፤ “…ካባኹም ስርዓት ደርግ...