ኣብቲ ዓርቢ 21 መስከረም ምስ ፈተውቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ አዕሩኽ ኢጣልያውያን ኤርትራውያን ዝተኻየደ ሓባራዊ ዘተ፡ ኤርትራዊት ተጣባቒት ኤርትራውያንና...
ከመይ’ሲ ካብ ማቴንሶ ክሳብ ተድላ ኣብ ዝሓለፈ ታሪኽ ናይ ኤርትራ፡ ሽፍትነት ከም ፋሽን’ዩ ፈቐድኡ ዝፍተን ዝነበረ። ማለት’ሲ ጓንድየ ተተዓጢቕካ ኣዘንግዕ...
ግንባር ዓደቦ፣ ንፍልልይ ጀብሃን ሻዕብያን፣ ውድበይ ውድብካን ብሃገራዊ ማሕላ ወጊድ ኢሉ፤ ንመንእሰይ ሓይሊ ሓላፍነት ኣሰኪሙ ብተግባር ዝሰርሕ ገስጋሲ...
እስኪ ካብ‘ቲ ንናይ ሕቡራት መንግሥታት ጉባኤ ካብ ዘስምዕዎ መደረን ካብ መደራኦም ተሐቲቶም ዝሃብዎ መልስን ከም አብነት ብሐጺሩ እስኪ ንመልከት፤ „ኤርትራን...
ኣብ 1994 ኣስማት ስውኣት ክንገር’ዩ ተባሂሉ ኣብ ቅርዓት ናይቲ ዓዲ ዳስ ተሰሪሑ ኩሉ ተወላዲ ናይቲ ዓዲ ተኣኪቡ ነበረ። ኣቦይ ትኩእ በቲ ሰብኡት...
ናይቲ ጉባኤ ሊቀ መንበር ናይ ኢራን ናይ ውጪ ጉዳይ ሚኒስትር ናሰሮላህ ኢነተንዝም ዝተባህሉ ይመርሕዎ ነበሩ፤ እዚ ኸኣ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ናይ መጨረሻ ፍታሕ...