እዞም ተቓወምቲ እንስመ ዘሎና መንእሰያት ተቓውሞና ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝገለጽናዮ ስርዓት ህግደፍን ተግባራቱን ኢዩ። መብዛሕትና ከኣ ብሕሱም ኣተሓሕዛ እቲ...
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ “ብህይወት መኣዛ መን’ዩ ተሓታቲ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፣ ጎርዞ ተማሃሪት መኣዛ ተኽለኣብ ከም ኩሎም ኤርትራውያን ተማሃሮ 2ይ...
ምስረታ “ግምባር ዓደ’ቦ ሓርነት ኤርትራ“ ክበሃል ከምዝሰማዕኩ ደጋጊሙ ኣኹደደለይ። መስከረም መመሊሳ ትእምርቲ ከምእተርእና እናሓሰብኩ ብማንታ ልቢ “ሕጂኸ...
እናሓንሳብ “ዜግነት’ኮ መበቆል ዘይኮነስ ብቐንዱ ተግባር ኢዩ“! ኢለ ስለዝኣምን ንርእሰይ’ውን ዘይብርሃኒ ነገር ከልዕል ይግደድ ኢየ። መቸም ሓያለይ...
ኣቶ ሃይለ ብምቕጻል፡ ንገለ ጌጋታት ኣብ ካልእ ናይ ፓልቶክ ገዛውቲ ዝግበር ንምእራም ዝሓሸ ኣገባብ ምምሕዳር ከምዝጥቀሙ ጠቒሱ። “ኣብ ካልእ ናይ ፓልቶክ...
ካልኦት ኣህዛብ ጎረባብትና ኣብ ሃገሮም ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፡ ኣብ ኣደባባያት ወጺኦምን ናይ ሓዘን ዳሳት ተኺሎምን ሓዘኖም ብመንፈስ ጥራይ ዘይኮነ...