ሞት ባህርያዊ እዩ። ንዘልኣለም ዘዘክር ህያዉ ታሪኽ ሰሪሕካ ምሕላፍ ግን ከም ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዝኣመሰሉ ዉሑዳት ብርቂ ሰባት ጥራይ ዝረኽብዎ ጸጋ...
ህዝቢ ኤርትራ፡ ነቲ ኣብ 1991 ዓ.ም. ብብረት ዝጨበጦ ዓወት፡ ብሪፈረንደም ብድምጹ ምስ ኣውሓሰ፡ ናይ ኤርትራ ናጽነት ኣብ ዓለም ኣፍልጦ ዝሃበ ቀዳማይ...
ሎሚ ሰሉስ ዕለት 21 ነሓሰ 2012 ሞት ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ መለስ ዜናዊ ሰሚዕና። እዚ መርድእ’ዚ ንኢትዮጵያውያን ጥራይ...
ናይ ፈደራላዊት ዲሞክራስያዊት ረፓብሊክ ኢትዮጵያ፣ ቐዳማይ ሚኒስተር ክቡር ኣቶ መለስ ዜናዊ፣ ብማዕከናት ዜና ሃንደበታዊ ሞቶም ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን...
እዞም ንዓና ዝፈረዩ ወራዙት አባና አብ ደቆም ከም ቂመታ ኾይኑ ተሸፊኑ ከይጸንሕ ብምስጋእ ጥራሕ ዝይኮነ ነቲ ብወሎዶታት ናይ አቦሐጎታቶምን/ እናሓጎታቶምን፡...
ኣብዚ ቀረባ እዋን 42 ኤርትራውያን ናብ ሃገረ እስራኤል ከይአትው ካብቲ ንስደተኛታት ንምእጋድ ዝተተክለ ሓጹር ከም ዝተመልሱ ካብ ቃል ጥሩዛት ክረጋገጽ...