ሃገርና ኤርትራ ዘርዚርካ ዘይውዳእ ታሪኽ ዘለዋ ሃብታም ዓዲ’ያ። ባህርያዊ ሃብቲ ዝተዓደለት፡ ዘወናውን ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ ዘለዋ፡ ልዕሊ ኩሉ ከኣ...
እቲ ኣብ ኤርትራ ተኣምር ቁጠባዊ ዝላ ከምጽእ ኢዩ እናተባህለ ብዙሓት ዓያሹ ዝንየቱሉ ዝነበሩ ወርቂ ቢሻ ብምስጢርን ብሓራጅን ክሽየጥ ጀሚሩ ኣሎ።...
ነዕልል ኢና ዝነበርና። ገለ ካብ’ቶም ’ዘይቁምነገራውያን’ ከኣ ከም መለሊኽካ ወይ ኩባይኻ ዓቲርካ ወጃዕ ዝኣመሰልዎ ጥዑም ነገር ኣይህሉን በሃልቲ መሊእና...
ናይ ዕቡዳት ሕዋያት ፈስቲቫል ሽወደን
ብልኡኽ ስርዓት ኣስመራ ዝእለ ዝውነን
ራኣና ብደም ዝተጾምቀ ክኸፍት ሻምፓኝ
ናይ ደስ ደስ...
መኣዘ ተክለኣብ ካብ ኣቦኣ ኣቶ ተኽለኣብ ትኩእ ምራጭን ካብ ኣዲኣ ወ/ሮ ሳራ ገብረመድህን ከንቲባን ኣብ ከተማ ደቀምሓረ - ዞባ ደቡብ ተወሊዳ። ዕድሚኣ...
እምበኣርከስ EGS ንኹሉ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ኤርትራዊ ናብ’ዚ ሓደገኛ ዝኾነ መጻወድያ ንኸይኣቱ ኣትሪርና ነተሓሳስብ። ሕሉፍ ተመኩሮና ከም ዝምስክሮ፡...