ኣብ መጻኢ ንሃገሮም ዝብጀዉ ጀጋኑ ኣብታ ሃገር ንኸይፈርዩ ዝዕንቅጽ፡ ናይ ጀጋኑ ወላድ መኻን ሃገር ኮይና ምናምን ክትተርፍ ዘስተናግድ፡ ንጸላእትና ሞራል...
ቀዳማይ ዕማሙ ንኹሎም ሕጂ ኾነ ኣብ መጻኢ የስግኡኒ’ዮም ዝብሎም፡ ኣውራ ኸኣ ኣብ ብረታዊ ቓልሲ ንነጻነት ምስኡ ዝተቓለሱ ተጋደልትን ሓርበኛታትን፡ ኣብ...
“ባይቶ፡ ሓደ መዓስከር ከፊቱ፡ ኩሎም ውድባት ክጽንበሩ ይኣውጅ። ሓደ ወተሃደራዊ እዚ ይግበር። እቶም ዝኸኣሉን ዝደልዩን ይምጽኡ። እቶም ዘይደልዩ ከኣ ድሓር...
“ጸበብትን ንኣሽቱን ፍልልያት ወጊድኩም ዓለም ለኻዊ ናይ መንእሰያት ምጥርናፍ ከተማዕብሉ፡ ንሉኡላውነት ሃገርና ኣብ ሓደጋ ኣጋሊጹ ዘሎ ስርዓት ዕምሪ...
ነዚ ዝገለጸ ኣብ ዓዲ ኣሜርካ ዝምቕማጡ ዮሴፍ ገብረሂወት እዩ። ንሱ እቶም መንእሰያት፡ ነቲ ተኣኪበሙሉ ዘለዉ ቦታን ሰዓትን ተጠቂሞም፡ ተቓወምቲ ውድባት፡...
ኩሉ ወዲ ሃገር ከም ዝፈልጦ ህዝቢ በይ-ኤርያ ብሓፈሻ፡ መንእሰያት ከተማ ኦክላንድ ድማ ብፍላይ ሕምብርቲ ተስፋ ኤርትራዊ ደላይ ለውጢ ኮይኖም ነዚ አብ ዓለም...