``ኣነ ከም ዝዝከረንን ከም ዝወዓልክዎን`` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ከኣ ፡- (1) ሰራዊት ሓርነት ዝፈጸሞም ወተሃደራዊ ቅያታትን (2) ቤት-ትምህርቲ ካድርስ...
እዚ መልእኽተይ ናብቶም ተቐበልቲ ሐደራ ወረስቲ መንእሰይ ማለት „ስመርርርርር!!“ ዝበል ጭርሖ ተሐንጊቦም ተበጊሶም ንዘለውን ዘየለውን አጠቓሊሉ ዘተኮረ...
እዚ ብስእሉ ትሪእዎ ብርጋዴር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ “ተኽለ ነጅስ” ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያን፡ ሱዳንን ወተሃደራዊ...
ኣብ ሰማንያታት ኣብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ቤትማእሰርቲ እንዳ ኣእተዋ ዘሳቕየሉን ንገለውን ዝረሸነሉን ብፍላይ ኣብ ዞባ ደቡብ ኣነውን...
በመስረት መደረኻዊ ትልሚ ዕዩ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰንበት ዕለት 22 ሓምለ 2012 ኣብ ማእከላይ ቀጽሪ ኤ.ዲ.ኪ ዓንኬል...
ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ(ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ "ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ"፣ መቐጸልታ ነይቲ አብ ሃገራት ኣውሮጳ ዝገበሮ ዑዉት ዑደት፡ ሕጂ’ውን ኣብ...