ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ(ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ "ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ"፣  መቐጸልታ ነይቲ አብ ሃገራት ኣውሮጳ ዝገበሮ ዑዉት ዑደት፡ ሕጂ’ውን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ (USA) ይቕጽሎ ኣሎ።  ብምቐጻል ንቐዳም 28 ሓምለ 2012 (July 28, 2012) ልክዕ ሰዓት 4፡00 ድ.ቀ. ኣብ ኸተማ ቦስቶን ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ተመዲቡ ስለ ዘሎ፡ ሽማግለ መንእሰያት ኤርትራ ቦስቶን ከባቢአን ንኹሉ ጉድስን ደላይ ሰላምን ፍትሕን ምስ ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ ባሓንብ ኸነምሲ ብኽብሪ ንዕድም። መዛረቢ ጉዳይት፡

1)ዝሓለፈን፡ ዝግበር ዘሎን፡ እንታይ መፍትሒ?

2)ተራ ዜጋ ኣብዚ ቅልውላው መድረኽ?

3)ምግለጺ ብዛዓባ መጽሓፍ "ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ"

As a continuation to his successful our in Europe, M. Redie Mehari (ALENA) is conducting tour to several cities in the United States of America. His next tour and town hall meeting will take place in Boston, Massachuesets this Saturday, July 28, 2012 at 4:00PM.  Youth Committee of Boston & its Surroundings invites all peace, justice loving to attend this Town hall meeting with M. Redie Mehari (ALENA).  Agendas are:

1) The past and present dilemmas and what would be the solutions

2) The role of all citizens in this current crisis

3) An account about his book “Telmi N’zerie Krdad”

 

አኼባ ዝኻየደሉ ቦታ / Meeting Location

Eritrean Community Center

590 Shawmut Avenue

Roxbury, MA 02118

ዕለት/ Date: ቐዳም 28 ሓምለ 2012 /Saturday, July 28, 2012

ዝጅመረሉ ግዜ/ Time: 400 ../4:00PM

ንኣኼባ ዝምልከት ንዘሎኩም ሕቶ ኣብ (617)504-6395 ደዊልኩም ተወከሱ/For more Information call: 617-504-6395

ብድሓን ምጽኡ!!  Welcome!!

ሽማግለ መንእሰያት ኤርትራ ቦስቶን ከባቢአን/ Youth Committee of Boston & its Surroundings

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...