ተስዓ መዓልቲ ኣብ ዝወስድ ጉዕዞ ሓደ ዝኾነ ሓዲሽ ነገር ክትምሃር፤ ከጋጥም ወይ ክትዕዘብ ናይ ግድን ዝኸውን ይመስለኒ። ዝኾነ ኾይኑ፡ ባህርያት ጉዕዞ...
እቶም ብውልቅን ብማሕበራትን ተወኪሎም ኣብ ዓሙቕ ዘተ ዝቐነዩ መንእሰያት፡ ናብ ከምዚ ዓይነት መደምደምታ ከብጽሖም ዝኸኣለ ቀንዲ ምኽንያት፡ ህጹጽ ሓደጋ ናይ...
ኣብ ሓደ ሃገር ክብ ብዝበለ መልክዑ ንመላእ ህዝቢ ዝሳቒ ሽግር እናረኤኻ ስቕ ክትብል ንሓደ ሕልና ዘለዎ ዜጋ ዘይካኣል ኣብ ርእሲ ምዃኑ ከቢድ ሃገራዊ ሕቶ...
“ኢትዮጵያ ንመሬትና ኣብ ቀረባ ወሪራ ሒዛቶ ኣላ፡ ነዚ ብወራር ዝሓዘቶ መሬት ብዓቕሚ ልዕሌና ጸብለልታ ስለዘለዋ ዘይኮነ ብድፊኢት ግዳማውያን ሃገራት ብፍላይ...
ኣብ ኤርትራ ከምድላይኩም ገዛ ክትገዝኡ ክትሸጡ ክትልውጡ ክፉት መሰል ንዓኹም ስለዝለገሰ ድዩ፧ ነብስኹምን ደቅኹምን ካብዚ ንነብስናን ደቅናን ብስም ሃገራዊ...
እቲ ጎዲሉና እንብሎ ንዓለም ክንነግሮ ዝድለ ዝጎደለ መሰላትን ብዓለማት ክርኣየልና ኣለዎ እንብሎ ሽግራትን ብህዝቢ ዓለም ንኽስምዓልና ክእለትና ይኹን ዓቕምና...