እዚ ዋዕላ’ዚ ከም ትጽቢት ኩሉ ተሳታፊ ኣብ መንጎ ተማሃሮ ጥሙር ኣረኣእያታት ኣብ ምምዕባልን ኣብ ጉዳይ ሃገር ሚዛናዊ መረዳእታ ኣብ ምሓዝን ኣወንታዊ...
ኣብ መላእ ዓለም ህግደፍ ተፈንፊኑ
ስርሑ ስራሕ ሕጻን ቆልዑ ብምኳኑ
ዝራኣዮ ንዓይ ኣጥሙኒ በላዕ በይኑ
ጀጋኑ ብጾቱ ቀቢሩ ክብሕቶ ሓሊኑ
ካብ መጅሙዕ ቃላት ተገላጊልና ናብ ግብሪ ምእማን የድልየና ኣሎ። ከም ህዝቢ ንጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብዝምልከት፣ ምስ ግንባር ጠለምቲ ህግደፍ ኣብ...
ክቡር አቶ መለስ ዜናዊ፡ ካብ ግዜ ንእስነቶም ጀሚሮም ተቓሊሶም ዘቃለሱ፡ ካብ ተጋዳላይነት ጀሚሮም ክሳብ ናብ ዝለዓለ ህዝባዊ መሪሕነት ዝበጽሑ ወዲ-ህዝቢ...
ብ2004 ዓ.ም. ቀዳማይ ጉዕዞ-እግሪ ምእንቲ ነጻነትን መሰል ደቂ-ሰብን ካብ ፍራንክፉርት ናብ ብሩስል፡ ብ2005 ዓ.ም. ካልኣይ ጉዕዞ-እግሪ ካብ ጀነቭ...
ሕና ኤርትራዊያን መንእሰያት ካብ ዕለት 24-26 ነሓሰ 2012 ኣብ ስቶክሆልም ስጡም ስምረት ብሓዲሽ ሓርነት ብዝብል ቴማ ዝተጋባእና በቲ ከካብ ቦታና...