ንሕና ኤርትራዊያን መንእሰያት ካብ ዕለት 24-26 ነሓሰ 2012 ኣብ ስቶክሆልም ስጡም ስምረት ብሓዲሽ ሓርነት ብዝብል ቴማ ዝተጋባእና በቲ ከካብ ቦታና ተመያዪጥናን ተዘራሪብናን ናይ ስምረት ሓሳብ ሒዝናዮ ዝመጻእና መሰረት ብምግባር ኩለን ምሕበራት በብወከልተን ኣብ ስቶክሆልም ድሕሪ ምልዛብና ብሓደ ድምጺ ንስጡም ስምረት ምስ ስምረት ኤርትራዉያን ንድሕነት ሃገር ከም ዝወሰና ብውግዒ ዉሳነና ንገልጽ።

በዚ መሰረት ኣብቲ ንፍጹም ስምረት ዝብል ዉሳነ ዝወሰና ከም ጨናፍር ስምረት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንድሕነት ሃገር ኮይነን ክሰርሓ ብምሉእ ድምጺ እዘን ዝስዕባ ማሕበራት እየን።

ዝርዝር ኣስማት ማሕበራት

1. ስምረት መንእሰያት ኤርትራዊያን ንድሕነት ሃገር ኣየርላንድ

2. ስምረት መንእሰያት ኤርትራዊያን ንድሕነት ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ (UK)

3. ምንቅስቃስ ኤርትራዊያን መንእሰይ ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢ ስዊዘርላንድ (EYMDC-SWISS)

4.    EYMC ጀርመን

5.    EYSC ጣልያን

6. ስምረት መንእሰያት ኤርትራዊያን ንድሕነት ሃገር USA

7. ምንቅስቃስ ኤርትራትራዊያን ንዘተ ኣትላንታ (EYD Atalanta)

8. ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ንለዊጢ ኦስሎን ከባቢኣን

9.   EYDC በርገን

10. ምንቅስቃስ ኤርትራዊያን ንለዊጢ ትሮንድሃይን (EYC)

11. ስምረት ኤርትራዊያን መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ሆላንድ

ሕጂ ኣብ ስቶክሆልም ዝሓበራ ማሕበራት

1. ማሕበር ጥርናፈ ኤርትራዊያን ንዲሞክራስን ፍትሕን ዮተቦረ ሽወደን

2. ስመር ሊድ ሾፒንግ ሽወደን

3. ኤርትራዊ ሽወድናዊ መንእሰያት ንደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን

ዓለምለኻዊ ጉባኤ መንእሰያት ስቶክሆልም

26 ነሓሰ፡ 2012

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...