ወላ’ኳ ብዝንበረኒ ናይ ጥዕና ሽግር ንክሰምዕ የጸግምኒ እንተንበረ፣ ሽዑስ ካብ ዓራት ተንሲአ ነቲ ወረ ከርጥቦ እየ ዝወሰንኩ። ስለ ንምስማዕ ነቲ ወረ...
ሎሚ 18 መስከረም 2012፣ ንመበል 11 ዓመታት ነቶም ስለ ሓቂን ፍትሒን ዝተሓየሩን ዝተሰውኡን ሓርበኛታት እሱራት ዒራ-ዒሮ ብከቢድ ሓዘን እንዝክረሉ ዕለት...
እንዳ ዝናን-ባህታን ሕሉፍ ሓሊፉዎም ኣብ’ዛ ዓለም ዕዳጋ በብዓይነቱ ስራሕ ዝምዕብለሉ ሜላ ንምኹስኳስ፡ ምስ ንግድን ዕዳጋን ክመሳሰሉ ክንዲ ዝፍትኑ፡...
ነቶም ሙዑታት አሕዋትን ደለይቲ ለውጢ አጆኹም አብ ጎንኹም አለና ዝብል መልእኽቲ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ከብጽሕ እየ ከይደ። አብ መዓርፎ...
እቲ መደብ ንኤርትራ ዳግማዊት ሶማል፣ ንኣስመራ ድማ ሕሳስ-ልደ ሞቓድሾ ንምግባራ ዝተኣልመ ሰባብ ርኪያሞ ባዕዳውያን ምዃኑ ህዝቢ ኣይዘንግዖን። እዚ...
እቲ ብስእላዊ መግለጺ ዝተሰነየ ንሕሉፍ ተሞክሮ ህዝቢ ኤርትራ ዝተናኸፈ አስተምህሮ ንተሳተፍቲ አብ ዲቕ ዝበለ ተዘክሮታት ዘእተወ ኔሩ ክበሃል ይከአል። ዳን...