አቶ ተድላ ነዚ መልሲ ንምሃብን ብእምነቶም ንምጽናዕ ንምርግጋእን ካብ አዲስ አበባ ስድስት ኪሎ ሰፈር መኻርን ደጋፍን አይሰኣኑን። „ንፍጹም ኢትዮጵያውነት...
ውዴ ገብረሒወት፡ ንዐነደሚካኤል ደሳለኝ፡ ንአስፍሃ ወልደሚካኤልን ሒዞም፡ ንናይ አልጋወራሽ ሽመት ተፈጻምንት ንኽረክብ ብርቱዕ ጻዕሪ ዘካይድዎ ዝነበሩ፡...
እዚ ሎሚ ሎምስ፣ ወረ ሃተውተው በዚሑስ ከሰልችወና ዶ ቀሪቡ? ናበይ እዩ ከ እቲ ኣንፈቱ? በዚ እዋን እዚ ካልእ እዋናዊ ዛዕባ ዓድና ዓዚዝሉ ኣብ ዘሎ ግዝየ...
መንግስታት ነቲ ጽቡቖም ከራጉዱ ይቃለሱ ኢዮም ። ግና ሕቶ ኣሎ። ኣየናይ ነገር ኢዩ ነየኖት ሰባት ጽቡቕ? ዝብል ሕቶ። ንኣብነት ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት...
ኣይሓረሰ ኣይጓሰ
በበሊዑ እናደቀሰ፡
እዋን ወገግ ክብል ንቐዳሞት ዘጣቖሰ
ቀዳመይቲ ቃል ኪዳን ኣደናጊሩ ዘፍረሰ፡
ኣየ ጋዶ ኣባይና ዋረዶ ቁዋም ንነጋዶ
ከም ዓውደዋርሕ ተሸይጣ ኣብ ፎቖዶ
ዝብላዕ ዘይረኸበ ህዝቢ መዓት ወረዶ
ዓድግ እናለ ኣፈራሪሑ ብሓይሊ...