Normal 0 false false false EN-US X-NONE X-NONE

 

/* Style Definitions */ table.MsoNormalTable {mso-style-name:"Table Normal"; mso-tstyle-rowband-size:0; mso-tstyle-colband-size:0; mso-style-noshow:yes; mso-style-priority:99; mso-style-qformat:yes; mso-style-parent:""; mso-padding-alt:0in 5.4pt 0in 5.4pt; mso-para-margin-top:0in; mso-para-margin-right:0in; mso-para-margin-bottom:10.0pt; mso-para-margin-left:0in; line-height:115%; mso-pagination:widow-orphan; font-size:11.0pt; font-family:"Times New Roman","serif"; mso-fareast-font-family:"Times New Roman";}

ዓሰርተ ሽዱሽተ ደለይቲ ለውጢተሻሞ ኤርትራዊ ንዲሞክራስን ፍትሕንዝብል ሓድሽ ናይ ፓልቶክ ገዛ 1 መስከረም 2012 ከምዝኸፈቱ ኣቦ መንበር ጠርናፊ ሽማግለ ናይታ ሩም ኣቶ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና) ምስ ጋዜጣ መፍትሕ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ገሊጹ።

ነዚ ሩም ክንከፍተሉ ዝተደረኽና ምኽንያት፡ይብል ኣቶ ሃይለ፡ኣብቲ ካልእ ሩማት (ገዛውቲ) ብነጻ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ጸገም ስለዘሎ ነዚ ሽግር ዝፈትሕ፡ ንኩሉ ዘለዓዕል ኣብ ተግባር ዘተኮረ መራኸቢ ባይታ ንምፍጣርዩ።

ኣቶ ሃይለ ብምቕጻል፡ ንገለ ጌጋታት ኣብ ካልእ ናይ ፓልቶክ ገዛውቲ ዝግበር ንምእራም ዝሓሸ ኣገባብ ምምሕዳር ከምዝጥቀሙ ጠቒሱ።ኣብ ካልእ ናይ ፓልቶክ ገዛውቲ ክፍሊት ካብ ህዝቢ ስለዝሓቱ፡ ገለ ኣባላት ስለዝኸፈሉ ጥራሕ ፍሉይ ሓለፋ ይጽበዩ ኔሮም። ንሕና ግን ነቲ ወጻኢታት ናይዚ ገዛ ባዕልና እናዋጻእና ክንሽፍኖ ስለዝኾና ካብ ህዝቢ ዝኾነ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ስለዘይንሓትት ንዝኾነ ሓለፋ ኣይክንህብን ኢና። እዚ ገዛ ንኩሉ ብማዕረ ደረጃ ዘሳትፍ ከምዝኸውን ኢና ክንገብሮ፡ኢሉ።

ንዕቤትን ምዕባለን ገዛ ተሻሞ ልዑል ተሳትፎን ምኽርን ህዝቢ ብቀጻሊ ክደልዩ ምዃኖም ኣቶ ሃይለ ብምጥቃስ፡ ብዘይ ናይ ዜጋታት ተሳታፍነት ክመጽእ ዝኽእል ለውጢ ስለዘየለ፡ ኩሉ ደላዪ ለውጢ ብቅኑዕ መንፈስ ክሳተፍ ድሌት ኣማሓደርቲ ገዛ ተሻሞ ምዃኑ ወሲኹ ገሊጹ።

ገዛ ተሻሞ ኤርትራዊ ንዲሞክራስን ፍትሕን፡ ንግዚኡ ሸሞንተ ሰዓታት ክኽፈትዩ፡ ኣብ ዝቕጽል ግዜ ግን 24 ሰዓታት ብምኽፋት ድሌት ኩሉ ደላዪ ለውጢ ንምዕጋብ ኣበርቲዑ ክሰርሕ ምዃኑ ኣቶ ሃይለ ክፍላይ ወሲኹ ጠቒሱ።

ንኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዘገልግላ ናይ ፓልቶክ ገዛውቲ ኣስታት ሰለስተ ገዛውቲ ከምዘለዋ ይፍለጥ።

http://www.meftih.ca/details.php?gid=1&catid=224

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...