ኩሉኹም ተቐማጦ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ነቲ ንስለ ናጽነትን ልዑላውነት ኤርትራ በጃ ዝሓለፉ ሰማእታትናን፤ ነቶም ህያብ ሰማእታትና ከስተማቕሩ ዘይተዓደሉ ኣብ...
ዘለናዮ ግዜ እቲ ምእንቲ ሓፋሽ ከምዝተወፈየ ንክልተ ዕቑዳት መመላእታ ከበሮ ሓምሓም ክድሰቐሉ ዝጸንሐ ፖለቲካዊ መስመር ህግደፍ፡ እቲ ሕቡእ ኣጀንዳኣ ጽንተት...
እዝግሄር ኣውጺኡኒ! በይነይ ሰብ እጽበ ስለዝነበርኩ ስምባደይ ምስክር ኣይነበሮን ደኣ’ምበር፡ ኣብ’ታ ዝነበርኩዋ መንበር ኮፍ ኣበሃህላይ ኣመኣዛዜ ብትሑት...
ኣብ ዕለት 26 ግንቦት ብኣጋጣሚ መበል 21 በዓል ነጻነት ናይ ህዝቢ ኣኼባን ናይ ባህሊ ምሸትን ምክያዱን ብዓቢ ዓወት ምዝዛሙን ተሓቢሩ ነይሩ።ኣብዚ...
ኣነ ብዛዕባ “ሓቅን ሓሶትን“ ዝብላ ቃላትን ተጠቀምተንን ሓድሽ ነገር ተረኺቡስ ተዛሪበ ከረድእ ስለዘብሃገኒ ኣይኮነን ተመሊሰየን። እንተኾነስ ኩሉ ፍጡር፡...
ሓደ ካብ ጻማታተን ከኣ ነቲ ደምን ራሃጽን እናፍሰሳ፤ ዲቅ ዝበለ ጸላም ዘመናት ሰጊረን ዝተኸለኦ ደሞክራስያዊ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ናይ ትውልዲ ሃገሮም...