24 ግንቦት መበል 21 ባዓል ነጻነት ኤርትራ ስለ ዝነበረት፡ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለየ ቴማን ዕላማን ከምዘብዓልናያ ርዱእ ኮይኑ፡ ኣብ ናይ...
** ትምህርቲ ዘይምጽጋብ ወይ ዘይተማሃርካ ምዃን ንኸምዚ ኣረዳድኣ ንኽህልወካ ካብ ዝገብሩ ሮቋሒታት`ዶ ይኸውን ? ንዝብል ሕቶ ብዝምልከት፡ እወ፡ ይኸውንን...
‘ንእሾኽ እሾኽ ተውጽኣ፣ ኣራግጻኻ ግን ኣይትቐይር ኤርትራዊ!’ እዚ ካብ መንፈስን ስነ-ምግባርን ህዝብና ዝኾብለለ ሓኽሊ ድሙ ስርዓት፣ ደጊም ኣብ ገምገም...
ኣብ’ዚ እዋን ኣብ ባይታ ዝረአ ዘሎ ምንቅስቓስ’ውን እንተኾነ ናብ ሰላም ገጹ ዘቋምት ዘይኮነ፡ ብኣንጻሩ ንምክልኻል ድዩ ንናይ መጥቃዕቲ ተበግሶ ዕላምኡ...
ብዜና መልክዕ ካብ ጸጸራት ተወሃሂዱ ዝመጸና ደብዳበ ከምዝሓበሮ- ካብ ዓዱ ተኾብኪቡ ናብ ኣሃዱኡ ዝውሰድ ዝነበረ ሓደ ኣባል ሰራዊት ስርዓት ህግደፍ ኣብ...
“ ንሱ ”
ንሱ ! ንሱ !
መን’ዩ ንሱ ?
ንሱ ኢልካ ዘረባ
ዘይነበረ ዘይተሰምዐ ብባህልና
አቶ ከይንብሎም ፈሪሂና
ኣትን ከይንብል ሓፊርና