መስዋእቲ ማለት ንስለ ካልኦት ምሕላፍ፣ ምእንቲ’ቶም ዝተረፉ ሂወትካ ምሃብ ማለት ኢዩ። “ምእንቲ ካልኦት” ማለት ከኣ፣ ነቶም ገዲፍካዮም ትኸይድ ዘለኻን...
ኣብዚ ናይ ሎሚ ዘመን ዝክረ-ሰማእታት ካብቲ ን21 ዓመታት ኣብ ዓመት-ዓመት ዝቐርብ ዝነበረ ሓፈሻዊን ተደጋጋሚን መግለጺ፤ ፍልይ ብዝበለ መልክዕ ብዛዕባ...
ንቐዳም ዕለት 23-06-2012 ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን...
ቀዳም ዕለት 16/06/2012 ፣”ብምሕዝነት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን” ዝተወደበ ኣድማዒ ናይ ዝኽረ ስውኣት መዓልቲ ተኻይዱ።እቲ...
ወዲሰብ ከምቲ ካልእ ኩሉ ህይወታዊ ሓላፊ ኢዩ። ስለ’ቲ ንሱ ኣብ ብዓለሙ ምዉት ንከይርሳዕ ክሳብ ኣብታ ዝተሓተት ስድራ ከይተረፈ ዝግበር ስነ-ስርዓት ዝኽሪ...
ከም ልመድ፡ ንእዝኒ ኣንባቢ ጋሻ ኰይኑ ክዕቅፍ ዝኽእል ዝውቱር ዘይኰነ ናይ ትግርኛ ቃል ኣብ ዝተኸሰተሉ፡ ኣብ ሓጹር ብመማዝንቱ ናይ እንግሊዝኛ ቃል ወይ...