ዕድመ ንዝኽሪ ሰማእታትና
ኩሉኹም ተቐማጦ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ነቲ ንስለ ናጽነትን ልዑላውነት ኤርትራ በጃ ዝሓለፉ ሰማእታትናን፤ ነቶም ህያብ ሰማእታትና ከስተማቕሩ ዘይተዓደሉ ኣብ ባሕሪ መዲተራኒያን ዝጠሓሉን፤ ኣብ ሲናይ በረኻታት ብበደዊን ካብ ሰብኣዊ ርሕራሔ ወጻኢ ኣካላቶም ተጠቢሑ ሂወቶም ዝሓለፉ መናእሰያት ኤርትራ ንምዝካር፡ ኣብቲ ብማሕበር ኤማን ፍራንክፈርትዝተዳለወ ምትካል ገረብ ስውኣት ምስኦም ሓቢርና ክንውዕል ብኽብሪ ንዕድም።
ካብ ግዱስ ኤርትራዊ
ኣለክሳንደር ገብሪሂዎት
ፍራንክፉርትን ከባቢኣን