Tuesday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

1. Eritrea: Amanuel Sium - sawa Antay 'afreyet? salsay kfal፡ ሳዋ እንታይ ኣፍረየት? ሳልሳይ ክፋል፡ ኣማኑኤል ስዩ
(Video)
... እኮ !” ክብል ምረቱ ገለጸሎም"። እቶም ሰብኣይ ካኣ ግልብጥ ኢሎም "ኣንታ ቆልዓ ዘይትፈልጦ እስከ ኣይትዛረብ፣ ዎሪድዎ ቱርኪ መንቀሳቀሲ'ዶ ይሓትት ነይሩ'ዩ" ኢሎም ግዝኣት ጉጅለ ህግደፍ ካብ ግዝኣት ቱርኪ ከም ዝገድድ ደርጉሑሉ" ይብለኩም ሳዋ እንታይ ኣፍረየት? (ሳልሳይ ክፋል) ሳዋን ጠንቅታት ሳዋን - ብኹሉ ...
Created on 16 April 2018
2. ሳልሳይ መልእኽቲ፡ ሕልናና ንመርምር ነቲ ዝተሰርቅናዮ ሃገራዊ ሰላማ ንምለስ
(ቪድዮ)
... “ይቅረ  በለልይ”  ክትብሎ ትሑት ክትክውን ኣሎካ። ሳልሳይ ልብኻ ፍቅሪ ክህልዎ ኣለዎ። ፍቅሪ እንተድኣ ኣልዩካ ኣብ ክንዲ ስለ ርእስኻ ጥራይ ምሕሳብ ናይ ሓባር ጽብቅ ትሓስብ ንኹሉ ዝሓይሽ፡ ንኹሉ ዝጠቅም ትገብር።  ክትሓስቦ ከለኻ እቲ መሰል ካልእ ረጊጹ መስሉ ጥራይ ዝሕሉ ንዓኻ ኣጥሚዩ ንርእሱ ዝጸግብ፡ ንኻልእ ቀቲሉ ...
Created on 02 July 2017
3. ታሕሳስ 22፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሳልሳይ ክፋል
(ዋዛ)
... ሓሳብ ኔሩ ኢዩ። ታሕሳስ 22፡ 2005 ቅሉ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሳልሳይ ክፋል (ፈጠራ)   ንሳልሳይ መዓልቲ ኣብ ዝቐጸለ መደብ፡ ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ህግደፍ፡ ብተለቪዝዮን ኣብ ዝተመሓላለፈ ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን፡ ንኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝቀረበትሉ ሕቶታትን ...
Created on 07 July 2016
4. ንወሃቢ  ጸባ ይኽላእ’ዶ ማይ ጨባ፧   ሳልሳይ ክፋል
(ርእይቶ)
ብዛዕባ ስነ ጥበባዊ መምህር ኣብራሃም ኣፈወርቒ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን።እቲ ምንታይ ኣብራሃም ኣብ ስነ ጥበባዊ ዕዮኡ እልቢ ዘይብሉ መልእኽታት ኣስተምህሮ ዝሃበን ድንቒ ዝኮነ ተመኽሮን ዘመሓላለፈ ክንዲ ዝኮነ እዩ። እስከ ንገለ ብዛዕባ መምህር ኣብራሃም ኣፈወርቒ ሓሳባቶም ዝመጠወኒ ከካፍለኩም፥ “ብዛዕባ ኣብራሃም ...
Created on 28 March 2016
5. Eritrea: ስብራ ዜና: ኣብ ከተማ ኣስመራ ድምጺ ጠያይት ክስማዕ ዊዒሉ‘ሎ; ሳልሳይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ‘ውን ብዕጡቓት ተደፊሩ
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... ኣሎ። ብተለምዶ ሓድሽ ዓዲ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ክፋል ከተማ ኣስመራ ድምጺ ጠያይት ክስማዕ ዊዒሉ‘ሎ። ሳልሳይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ‘ውን ብዕጡቓት ተደፊሩ። ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ዓርቢ ዝርከብ 3ይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ሎሚ ብዝተኻየደ ስርሒት፣ ኣብቲ መደበር ዝነበሩ እሱራት ናጻ ተለቒቖም። ብተወሳኺ ኣብቲ ብተለምዶ ሓድሽ ...
Created on 11 January 2015
6. ኤርትራዊ ንሃገሩ እቲ’ምሰሉ ንመንበሩ ተቓሊሱ ( (ሳልሳይ ክፋል)
(ርእይቶ)
እትው ምስ በለ ቁሩብ ጸኒሑ ትስፍው ህዝብና ከሎ ብገርሁ ንሱ ብጉርሑ፡   እትው ምስ በለ ቁሩብ ጸኒሑ   ትስፍው ህዝብና ከሎ ብገርሁ ንሱ ብጉርሑ፡ ዝተፈላለየ ባዕዳዊ ስርዓት ንዘይ ተንከፎ ትሕዝቶ መሬት ካብ እዋን ጥንቲ ብሕጊ’ቦታት ዝተደወበ በብ ዓድታት፡ ኣዋጅ ኣዊጁ መሬት መንግስቲ ባዕሉ ጌርዎ ...
Created on 08 January 2013
7. ሓጺር ጸብጻብ ናይ ሳልሳይ ጽንብል ፕሮጀክት ዳግመ-ህንጻ ሳንጆርጆ
(ደብዳቤታትኩም)
ሓጺር ጸብጻብ ናይ ሳልሳይ ጽንብል ፕሮጀክት ዳግመ-ህንጻ ሳንጆርጆ ማሕበር ትምህርታዊ ልምዓት ሳንጆርጆ ኣብ ጀርመን ብዕለት 22/09/2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ሳልሳይ ጽንብል ፕሮጀክት ዳግመ-ህንጻ ሳንጆርጆ ብዓወት ኣብዒሉ ። ኣብቲ ጽንብል ኣስታት 300 ዝኾኑ ግዱሳት ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ተኻፊሎም ...
Created on 05 October 2012
8. ግንባር ዓደ’ቦ… ስለምንታይ? ( ሳልሳይ ክፋል)
(ርእይቶ)
ግንባር ዓደቦ፣ ንፍልልይ ጀብሃን ሻዕብያን፣ ውድበይ ውድብካን ብሃገራዊ ማሕላ ወጊድ ኢሉ፤ ንመንእሰይ ሓይሊ ሓላፍነት ኣሰኪሙ ብተግባር ዝሰርሕ ገስጋሲ ግንባር ኢዩ። ግንባር ዓደቦ ከም ሕማም ንፍዮ ንሕማማት ኣውራጃነትን ሃይማኖትን ተበይኑ ዝወጸ ግንባር ኢዩ። ‘በዓል እንኮ እግሪ ኣባጉንባሕ’ ከም ዝበሃል፤ እቶም ብሕማም ...
Created on 27 September 2012
9. ዕድመ ንሳልሳይ ጽንብል ፕሮጀክት ዳግመ-ህንጻ ሳንጆርጆ
(ተስፋ ደሊና)
... ኤርትራ ንሳንጆርጆ ዳግም ሃኒጹዋ እዩ ዝበሃል’ከ ሓቂ ዲዩ ወይስ ተወሳኺ መብርሂታት ዘድልዮ እዩ ? ማሕበር ትምህርታዊ ልምዓት ሳንጆርጆ ኣብ ጀርመን ፥ ነዚኦምን ካልኦት ሕቶታት ህዝቢን ኣብ’ዚ ሳልሳይ ጽንብል ብሰፊሕ መግለጺ ክምልስን መብርሂታት ክህብን ቁሩብ ምኻኑ እንዳሓበርና፥ ንኹሎም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ...
Created on 30 July 2012
10. ካብዚ ዝኸፍአ ኣዝዩ ብዙሕ ኣሎ….. ሳልሳይ ክፋል
(ርእይቶ)
ኣብ መጻኢ ንሃገሮም ዝብጀዉ ጀጋኑ ኣብታ ሃገር ንኸይፈርዩ ዝዕንቅጽ፡ ናይ ጀጋኑ ወላድ መኻን ሃገር ኮይና ምናምን ክትተርፍ ዘስተናግድ፡ ንጸላእትና ሞራል ዘስንቕ፡ ብትዕቢትን ንዕቀትን ዝተላዕጠጠ ናይ እከይ መሲሕ ተግባራት እዩ። እዞም ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ኣብ ፈቐዶ መዓስከራትን ድፋዓትን ብስም ዋርሳይ ይከኣሎን ብስም ...
Created on 13 July 2012
11. ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ሳልሳይ ክፋል
(ርእይቶ)
ከም ልመድ፡ ንእዝኒ ኣንባቢ ጋሻ ኰይኑ ክዕቅፍ ዝኽእል ዝውቱር ዘይኰነ ናይ ትግርኛ ቃል ኣብ ዝተኸሰተሉ፡ ኣብ ሓጹር ብመማዝንቱ ናይ እንግሊዝኛ ቃል ወይ ከኣ ብመማስልቱ ናይ ትግርኛ ቃል ተሰንዩ ቀሪቡ ኣሎ። ብተዛማዲ፡ ትሕዝቶ ናይዚ ሳልሳይ ክፋል ምስቲ ዝቐደመ ክልተ ክፋላት ክነጻጸር እንከሎ ዕሙቕን ክብድን ዝበለ ብምዃኑ፡ ...
Created on 16 June 2012
12. ኣፍ-ኣርክቡ ንሓመድ ድበ ኢሳይያስ - ሳልሳይ ክፋል
(ርእይቶ)
“…ሓደ ካብቲ ቀንዲ ዘዐወተና ረቛሒታት ምዕቃብ ምስጢር ኢዩ። ስለዚ ምስጢር ክትዕቅቡ ኣለኩም። ኣነን ኢሳይያስን እንፈልጦ ናይ ሳሕል ምስጢር ንህዝቢ ኤርትራ እንተዝንገሮ፣ ብሙሉኡ እዚ ህዝቢ’ዚ ምተጸለለ ነይሩ።” ቃል ናይዝጊ ክፍሉ ሚኒስተር ዜና ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ንኣኼባ ሓለፍቲ እቲ ሚኒስትሪ ካብ ዝበሎ። “…ሓደ ...
Created on 08 February 2012
13. ሓባል መጠመቲኣ ትኮሓል (ሳልሳይ ክፋል)
(ርእይቶ)
... እዩ። መወዳእታ ሳልሳይ ክፋል ክቡራት ተኸታተልቲ መፍተል ሓበረታ፥ በደል ክበጽሖ ዝደሊ ሰብ ኣይክህሉን። ነዚ ኣምርዚ እናተረደኤ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ከምኡ ዝኣምሰሉ በድል ክፍጽም ሰጋእ ዘይብል ግን ሕልናኡ ዝቐተለ ዓመጸኛ ምኻኑ እዩ። ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ካልኦት ከምኡ ዝኣምሰሉ ሰብ ብርኩ ብኻልኦት ተበዲሎም ክልክዑ እናረኣየ ...
Created on 22 December 2011
14. ብሄራዊ ውደባ፡ ካልእ ኣማራጺ ዶ ኣይኮነን’ዩ ?- ሳልሳይ ክፋል
(ርእይቶ)
... ክልል ኦሮሚያስ ማዕረ ቤንሻንጉል ጥራሕ ኣይኮኑን ኣብ ባይቶ ክውከሉ ዝረኤናዮም። ኣብዚ ሕቶ’ዚ ዘይምፍላጥ እንተዘይኮይኑ፡ ዘሰክፍ ነጥቢ ዘሎ ኣይመስለኒን።  ሳልሳይ ሕቶ፡ ኣብ ሓደ ከባቢ ዝነብሩ ዝተፈላለዩ ብሄራት ብከመይ ክመሓደሩ ትብል ሕቶ’ያ። ከም ቀሊል ኣብነት ኣብ ጎረቤትና ኣብ ኢትዮጵያ ጉዳይ ክልል ደቡብ ህዝቦች ...
Created on 05 December 2010
15. ሃገራዊ ዋዕላ ሳልሳይ መዓልቱ (2)
(ዜና)
... ዝመርሑ 17 ኣስማት ንሰክረታርያት ክኾኑ ኣቕሪባ። እዚኣ ሽማግለ ኣስማት ናይዞም 17 ድሕሪ ምትንታን፣ ነዛ ተረቁሓ ዘላ ሰክረታርያ ብኣላላይነት ሽማግለ ምርጫ  ኣብ ቅድሚ ተሳተፍቲ ቀሪባ ድሕሪ ምልላያ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድሕሪ ዘተ ብሙሉእ ብፍጹም ስምምዕ ተቐቢልዎ። እዞም 17 እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ ሃገራዊ ዋዕላ ሳልሳይ ...
Created on 04 August 2010
16. ጸብጻብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ
(ዜና)
... ለውጢ ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ (1)   ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ርክቡ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ንደምክራሲያዊ ለውጢ፣ ኣብ ምምራጽ ኣጀንዳ ዋዕላ እትመርሕ ሰክረታርየት ኣተወ። ተሳተፍቲ ዋዕላ በዚ ጉዳይ እዚ ሓያል ክትዕ ኣካይዶም። ብዛዕባ ምምራጽ ሰክረታርያ ዋዕላ ተሳተፍቲ ብዙሓት ርእይቶን ሓሳባትን ኣፍሲሶም። ካብዚ ...
Created on 02 August 2010
17. ፍሉይ ቃለ መጠይቅ ምስ ክቡር ቀዳማይ ምኒስተር መለስ ሳልሳይ ክፋል
(ሰነዳት)
8) ኣብ'ዚ ቀረባ እዋን ምስ ኢትዮጵያውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ዘካየድካሉ ቃለ-መጠይቕ፡ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ሃገሮም ብምህዳም ብማእከለይ ገምጋም ኣብ ሰሙን 200፡ ንኢትዮጵያ ከምዝኣትዉ ገሊጽካ። ጠንቂ'ዚ ስደት እንታይ'ዩ ትብል፧ መፍትሒኡ'ኸ እንታይ ይመስለካ፧ 9) ጉዳይ ዶብ በቲ ውሳኔ መሰረት ምዕለቢ ስለ ዝተገብረሉ፡ ...
Created on 07 August 2009
18. ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021
(Obituaries)
... ኣበባ ብምኻድ፡ ኣብ ሰይንት ጆሰፍ (St. Joseph  School) ክሳብ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ተኸታቲሉ። ብምቕጻል ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእቱ ነጥቢ ብምምጻእ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ተጸንበሩ።  ምስእናይ ኣብቲ ናይ 1970ታት ምንቅስቃስ ተምሃሮ ውፉይ ተሳትፎኡ፡ ናይ ሕጊ ትምህርቲ ክሳብ ሳልሳይ ዓመት ድሕሪ ምክትታል፣ ...
Created on 20 February 2021
19. መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ
(ቆፎ ሰነዳት)
... እዞም ተማሃሮ እዚኦም ሽሕ እዃ ኣብ ግዜ ትምህርቲ ይንበሩ፡ ብልጡል ሃገራቒ ወንን ኒሕን ተበጊሶም፡ ኣብተን ናይ ቀዳመ ሰንበት ዕረፍቶም ከነጽንዕ ዝተቐሃበና ዕዮታት(ሽዘዘቕቐቦብቅቦtዘ) ክንሰርሕ ከይበሉ ወተሃደራቒ ታዕሊም ኣብ ዘñዘሮን ካልእን የካይዱ ኔሮም። ድሕሪ ምዝዛም ሳልሳይ ወራርን ምኽታም ውዕል ሰላም ኤርትራን ...
Created on 11 September 2020
20. Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን
(ቆፎ ሰነዳት)
...  ልክዕ'ዩ ኩሉ ነገር ወዲእና ሓሊፍ ናዮ ክንብል ኣይንኽእልን። ከም ዝኾነ ድሑር ናይ ሳልሳይ ዓለም ሃገር ትምህርቲ ኣብዘይብሉ እዞም ሽግራት የለውን ኢልና ክንዛረብ ኣይንኽእልን። ግን ከኣ እዚኦም ስለዘለው ክንጅምር ኣይንኽእልን ኢና ክንብል ከኣ ልክዕ ኣይመስለንን። ከምኡ ርኢቶ ዘሎ'ውን ኣይመስለንን። ምኽንያቱ ኣብቲ ...
Created on 07 September 2020
21. Eritrea: ንሎሚ ምስ መቓልሕ፡ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገረዝግሄር Interview Major General Berhane Gerezgiher
(ቆፎ ሰነዳት)
... ይደልዩና ምንባሮም፡ እቲ ኩነታት ናብ ውግእ ከምርሕ ከምዝኽእል ግን፡ እቲ ምልክታት ይርኣየኒ ነይሩ'ዩ።   መቓልሕ፡- ካልኣይን ሳልሳይን ወራር ወያነ፡ ብሓያል መኸተ ሓይልታት ምክልኻልን ህዝብን ኤርትራ እንተፈሸለ'ኳ፡ ብሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ ማዕከናት ዜና ግን፡ ኤርትራውያን ተሳዒሮም'ዮም ዝብል ጸብጻባት ነይሩ'ዩ። ...
Created on 06 September 2020
22. ቀስተደብና ረቡዕ ግንቦት 2001 - ቃለ-መጠይቕ ምስ ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ዝብል'ዩ ነይሩ። ድሕሪ ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ 1994 ኣብ ህግደፍ ንቁጠባዊ ጉዳያት ዝከታተል ቤት ጽሕፈት ምስቖመ ድሒሩ ይጀምር እምበር፡ ኩለ êብናይ ግንባር ዝፍለጥ ትካላት ካብ መንግስቲ ብምስሐብ ኪጥርንፎ ጀሚሩ። ስለዚ ክልተ ሐላፍነት ኣይነበረን። ሕቶ*ኣብ ከባቢ 1996/97 ኣብ ንግዲዊ ኮርፖረሽን ቀይሕ ባሕሪ ...
Created on 01 September 2020
23. Eritrea: ኣቶ ጴጥሮስ ሰሎሙን መን'ዩ? Who is Petros Solomon
(ቆፎ ሰነዳት)
... ሰሪሑ። ካብ መ ጀመርታ 1979 ክሳብ ኣጋ መወዳእታ 1983፡ ካብ ሳልሳይ ክሳብ ሻዱሻይ ወራራት ደርግ፡ ከምኡ'ውን ሰላሕታ ወራር፡ ኣብ ምፍሻል፡ ዋና መአዘዚ ማእከል ኣብ ናቕፋ ኰይኑ ካብ ግንባር ናብ ግንባር እንዳተንቀሳቐሰ ብውሕልነትን ብቕዓትን ብሉጽ ኣመራርሓ ኣርእዩ። ብፍላይ ግንባር ናቕፋ፡ ምልክት ጽንዓትን ተወፋይነትን ...
Created on 15 August 2020
24. ዕላል ብሕታውያን ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) August 13, 2001
(ሰነዳት)
... ጉባኤ ግንባር ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተኣዋርሕ፡ ቅዋማዊ ስርዓት ዝትከለሉ ሃገራዊ ምርጫ ድማ ኣብ መወዳእታ 2001 ክግበሩ። ድሕሪዉቲ ኣብ ለካቲት 1994 ዝተጋብአ፡ ሳልሳይ ጉባኤ ህግ፡ ራብዓይ ጉባኤ ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ 1996 ክግበርዉዩ ተወሲኑ ነይሩ። ካብዉቲ ዝግብኦ ንልዕሊ ሓሙሽተ ዓመታት ተመጢጡ እንሆ። ሕጂ ድማ ብመስረት ...
Created on 14 August 2020
25. 1) እታ ዕለት ! 2) ልሳን ዕቡሳት ብድምጾም (2001)
(Video)
... ኣይነበረንን። ነታ ተረኛ ዝነበረት ተክኒሻን “በሊ ዋላ instrumental ሙዚቃ ኣእትዊ፡ ቀልጢፍካ ምጻእ ይብለኒ ስለዘሎ’’ ኢለያ፡ ካብቲ ሽዑ ኣብ ህንጻ ቁጽሪ ሓደ ኣብ ሳልሳይ ደርቢ ዝነበረ ስቱዲዮ ድምጺ ሓፋሽ ብጉያ ወሪደ(ሊፍት ስለዘይብሉ)፡ ናብ ህንጻ ቁጽሪ ክልተ ብምምራሕ፡ ኣቐዲሙ ናይ ኣቶ በራኺ ገብረስላሴ ...
Created on 17 September 2019
26. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ናይ ሐዲሽ ዓመት መልእኽቲ
(Video)
... ሎሚ ምሳና የለውን፡ ርዲኢትናን ቋንቋናን በብይኑ ኮይኑ፡  ኣቦን ኣደን እንተድኣ ተሓላልዮምን ተላዚቦምን ግን፡ ንደቆም ነቲ ጉዳይ ሀገርን ኣቃልቦ ክህብዎ የኽእልዎም፡ ንዓታቶም ውን ኣብቲ ርእሲ ካልእ ዕማማቶም  - ሓዲሽ ህይውት Purpose - ይረኽቡ።  ሳልሳይ፡ ሰብ ካብ ነንሓድሕዱ እዩ ዝምሃር። ን 27 ዓመታት ዝኽውን፡ ...
Created on 07 January 2019
27. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ተልዓል ህዝቢ ኤርትራ ኣጽዋርካ ሒዝካ ትሽየጥ ኣላ ሃገርካ ምስ ህዝባ ምስ ኩሉ ኹላ
(Video)
... ዝኸፈሉላ፡ ንስኻትኩም ድማ ትሳቀዩላ ዘለኹም ሓንሳእን መወዳእታን ናትኩም ይግበራ። ኣሜን         ሳልሳይ ኩሉ ብሓደ ጊዜ ኣይነቅሕን’ዩ። ገድሊ ኤርትራ ኣብ 1961 ተጀሚሩ ኣብ 1990  ኣብ ገድሎም ምስ ህዝቦም ዝተጸንበሩ ኔይሮም። ርግጽ’ዩ ናይ ሕጂ ፍልይ ዝበለ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ፡ ምስጓም/ ዘይኮነስ ብሙሉእ ሓይልኻ ...
Created on 13 November 2018
28. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “መርዓ ክገብር ዳሰይ ክተክል፡ ቅድም ሬሳይ ሀቡኒ ክቀብር”
(Video)
... ሰብ’ኮ ክቡር’ዩ ከም ከልቢ ደርቢኻ ስቅ ኣይብሃልን’ዩ። ካብዝን ካብትን የዕጽምቶም ኣኻኺብካ፡ ከም ናይ ሓዲስ ሬሳ ክብሪ ሂብካ ምስ ዝቅበር ዕረፍቱ ንኹሉ’ዩ። ሳልሳይ፡ ኮለነላታን ጀነራላትን ሳዋ ምስ በድዊን ተሳማሚዖም ንናይ ሳዋ ተዓለምቲ፡ ንምስግጋሮምን፡ ምሻጦምን መደብ ከውጽኡ ከለው፡ ኣስማቶም ነይርዎም ሙዃን ኣለዎ ...
Created on 07 August 2018
29. ንደመር ብኣምሓርኛ፡ ንጥፋእ ማለት’ዩ ብትግረ።
(ርእይቶ)
... ትብል መጽሓፍ ዶክተር ክብረኣብ ፍረ ኣንቢብካያ ክትከውን ተስፋ እገብር። ሳልሳይ ስነ ጥበበ (art) ማለት ኣባሃህላ (communication) እንተኾይኑ ማዕበል ለውጢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ንወያነን ሻዕብያን ምስ መዳፍዖምን ወተሃደራቶምን ቀባሕባሕ ከብሎም ንርኢ ኣለና። ራብዓይ ስነጥበብ (art) ምብህሃል (negotiation) ...
Created on 06 August 2018
30. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “ab kunat zweOale yngerka” ~~ “ኣብ ኩናት ዝወዓለ ይንገርካ”
(Video)
... ክትባት ይገብር ነይሩ። ሳልሳይ፡ ደቂ ኣንስትዮ ብረት ሒዘን ተዋጊኤንን ተሰዊኣንን፡ ብኹሉ መዳያት፡ ክእለተንን፡ ማዕረነትን ኣመስኪረን። ጓል ኣንስተይቲ ተማሂራ ኣብ ስራሕ ይኹን ኣብ ምምሕዳር ማዕረነት ኣንተይዘይብላ ሀገር ከምቲ ዝድለ ንቅድሚቲ ክትስጉም ኣይትኽእልን እያ፡  ተጋዳላይ ጓል ኣንስተይቲ ካይዕምጽ፡ ብዕሊ ...
Created on 19 April 2018
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.