Tuesday, Dec 2025
ትግርኛ
TOP 10
Login
Username
Password
Remember Me
Forgot your password ?
Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media
Home
EXPLORE ASMARINO
Top 10
Article
News
News Analysis
Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
Report
Interviews
Eyewitness Account
Writers Corner
Press Releases
Editorial
AI Commentary
ኣዝማሪኖ ትግርኛ
ጽሑፋት/ርእይቶ
ዋዛ
ዜና
ድሃይ ካብ ኤርትራ
ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
ጋዜጣዊ መግለጺ
ሰነዳት
ቆፎ ሰነዳት
መርድእ
Videos
Search ...
bar
bar
bar
Sidebar
×
ትግርኛ
TOP 10
Home
EXPLORE ASMARINO
Top 10
Article
News
News Analysis
Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
Report
Interviews
Eyewitness Account
Writers Corner
Press Releases
Editorial
AI Commentary
ኣዝማሪኖ ትግርኛ
ጽሑፋት/ርእይቶ
ዋዛ
ዜና
ድሃይ ካብ ኤርትራ
ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
ጋዜጣዊ መግለጺ
ሰነዳት
ቆፎ ሰነዳት
መርድእ
Videos
Trending News
Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds
Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”
The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea
Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile
PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner
Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray
Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!
Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ
Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele
ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021
Total:
50
results found.
Search for:
All words
Any words
Exact Phrase
Ordering:
Newest First
Oldest First
Most Popular
Alphabetical
Category
Search Only:
Categories
Contacts
Articles
News Feeds
Tags
Display #
5
10
15
20
25
30
50
100
All
Page 1 of 2
1.
Eritrea New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis Part 2 ~~ ካልኣይ ክፋል መልእኽቲ
ሓድሽ
ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
(Video)
እንሆ እምበእር መወስኽታ ዝሐለፈት መልእተይ ወዲኤ። ካብተን ናይ ሎሚ መዓልቲ ከቅርበን ዝበልኩ ነጥብታት ብሓንቲኤን ክጅምር፡ ቀዳመይቲ፡ ወትሮ መዓልቲ ህጹጽ ቆላሕታ’ኳ ዘድልዮ እንተኾነ፡ እቲ እዝንና ለሚድዎ፡ እቲ መንፈስና ሓሳረ መከራ ምርካብን ምስማዕን በዚሕዎ፡ በዝን በትን ደንዚዙ፡ ሓሞትና ፈሲሱ፡ መብዛሕትና፡ ...
Created on 18 January 2018
2.
Eritrea: New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis ~~ መልእኽቲ
ሓድሽ
ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
(Video)
ኢሳያስ ነቲ ብግብሩ “እቲ ሃገር ናተይ፡ ወናኒ ባሕርን ባህርያዊ ሃብትን ባዕለይ ዉጹ እንተዘይወጻእኩም ድማ ይኣስረኩም የሕቅቀኩም፡ የጥምየኩም፡ ግዳይ በቢዓይነቱ ሕማማት ትኾኑ፡ ምንባርኩም ከም ዘጽላኣኩም ይገብረኩም፡ ኣብ ፈቀዶ ማዓሰክራት ከርተት በሉ፡ ኣብ ባሕሪ መዲተራንያን ተቀበሩ፡ ኣብ ልብያ ዘመናዊ ብርነት ...
Created on 06 January 2018
3.
ኤርትራ፦ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ኤርትራ ተግባራዊ ውሳኔ ክግበረሉ ዘኽእል ድምጺ ብምሃብ
ሓድሽ
እማመ ክሓልፍ ምውሳኑ፡ ኤርትራውያን ማሕበራት ደለይቲ ፍትሒ ደገፈን ይገልጻ።
(ዜና)
... ክብሉ ጸዊዖም'ዮም። ኤርትራ፦ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ኤርትራ ተግባራዊ ውሳኔ ክግበረሉ ዘኽእል ድምጺ ብምሃብ
ሓድሽ
እማመ ክሓልፍ ምውሳኑ፡ ኤርትራውያን ማሕበራት ደለይቲ ፍትሒ ደገፈን ይገልጻ። ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ሎሚ ካብ ጀነቫ በቲ ብመርማሪት ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ ጸብጻብ ተሞርኪሶም ...
Created on 01 July 2016
4.
ድምጺ ደሊና፡ መደብ መንእሰያት ምስ አስመረት መድሃኔ ጥሪ 3 2015 (ፍሉይ መደብ
ሓድሽ
ዓመት)
(ቪድዮ)
ነፍሲወከፍ ወለዶ ነናቱ ታሪኽ ኣለዎ። ኣያታትናን ኣቦታትናን ናይ ንእስነት ዕድመኦም ንሃገራዊ ናጽነት ወፍዮም፣ ናጻን ዘሐብን ታሪኽ ዘለዋን ሃገር ኣረኪቦምና እዮም። ራእዮም ራእይና፣ ባህጎም ባህግና ስለዝኾነ ኸኣ፣ ንሕና ናይ’ዚ መድረኽ’ዚ መንእሰያት፣ ኣብ ኣሰሮም ረጊጽና፣ ራእዮም ኣብ ምዕራፉ ንምብጻሕ ብዝገበርናዮ ...
Created on 03 January 2015
5.
ስርሒት
ሓድሽ
ወለዶ!
(Asmarino)
Created on 02 August 2014
6.
ሓድሽ
ስትራተጂካዊ ውጥን ኢሳያስ
(ኣውያት ንዓለም!)
ተኽለ ማንጁስ ብመሰረት ልእኹ ኣብ መላእ ሃገር ሓዱሽ “ህዝባዊ ሰራዊት” ንምህናጽ ድቃስ ለይቲ ስኢኑ ሃለኽለኹ ቀጺሉ፡፡ ዛጊት ክሳብ 68 ዝዕድሚኦም ዜጋታት “ቆልዓ ኣብ ከብዳን ኣብ ዝባናን ዘይብላ” ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ከይተረፈት ንኹላ ኣዕጢቑ፡ ዓሊሙ፡ ወዲቡን ንማእቶት ኣብ ምውፋርን ይርከብ ኣሎ፡፡ ከምቲ ቅድሚ ...
Created on 09 April 2013
7.
ሓድሽ
ተዋስኦ ክናና፤ ጉልሻ ብምቅይያር ጸብሒ ኣይምቅርን’ዩ!
(ርእይቶ)
... ካብ “ብ/ጀነራል” ናብ “ኣቶ” ዝብል መጸውዒ ዝወረደ ሰብ ኢዩ። ሙሳ ምስ ጉጅለ 15 ፈሪሙ ነይሩስ፣ ተጣዒሰ ኢሉ ዝወስወሰ ሰብ ምንባሩ ይዝከር። ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣማሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ተባሂሉ ኣብ ባረንቱ ከም ዝነበረን ንሒደት ኣዋርሕ ደስኪሉ ብድሕሪ ምጽናሕ ከኣ ሕጂ
ሓድሽ
መዝነት ተዋሂቡዎ ዘሎ ሰብ ኢዩ። ...
Created on 07 October 2012
8.
“ተሻሞ ኤርትራዊ ንዲሞክራስን ፍትሕን” ዝብል
ሓድሽ
ናይ ፓልቶክ ገዛ ተኸፊቱ
(ርእይቶ)
... ዓሰርተ ሽዱሽተ ደለይቲ ለውጢ “ተሻሞ ኤርትራዊ ንዲሞክራስን ፍትሕን” ዝብል
ሓድሽ
ናይ ፓልቶክ ገዛ ብ1 መስከረም 2012 ከምዝኸፈቱ ኣቦ መንበር ጠርናፊ ሽማግለ ናይታ ሩም ኣቶ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና) ምስ ጋዜጣ መፍትሕ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ገሊጹ። “ነዚ ሩም’ዚ ክንከፍተሉ ዝተደረኽና ምኽንያት፡” ይብል ኣቶ ...
Created on 09 September 2012
9.
ጋዜጣዊ መግለጺ ‘ተሻሞ ኤርትራዊ ንዲሞክራስን ፍትሕን’ -
ሓድሽ
ፓልቶክ ገዛ
(ርእይቶ)
... እምነት’ዚ ብምብጋስ ድማ ካብ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኣድላይ ደገፍ ከምዘይንፈገና ጽኑዕ እምነትና እዩ። ብተወሳኺ ኣብ ፓልቶክ ምዕቡል ናይ ፖለቲካ ዘተ ንምክያድ፣ ምእንጋድ ናይ ተፈላለየ ሓሳባትን ምጽውዋርን መሰረታውን ኣገዳስን ምዃኑ ስለንኣምን፣ ነዚ ንምትግባር
ሓድሽ
ናይ ፓልቶክ ገዛ ምኽፋት አገዳስነቱ ስለዝተራእየና፣ ...
Created on 01 September 2012
10.
ኣዲስ ከምብ
ሓድሽ
!
(ርእይቶ)
እዝግሄር ኣውጺኡኒ! በይነይ ሰብ እጽበ ስለዝነበርኩ ስምባደይ ምስክር ኣይነበሮን ደኣ’ምበር፡ ኣብ’ታ ዝነበርኩዋ መንበር ኮፍ ኣበሃህላይ ኣመኣዛዜ ብትሑት ድምጺ ወድኣይተኸ! ክሳብ ዝብል’የ ኮይነ። ጽንሕ ኢለ ግን ኣብ’ቲ ሆቴል ዓራት ክሕዝ ክምዝገብ እንከለኹ እንተደለኻ ብዶላር (43) እንተደለኻ ድማ ብብር (43*18++= ...
Created on 11 June 2012
11.
ሓድሽ
ደም ንሓድሽ ዕማም።
(ርእይቶ)
ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ቅዋም ኣሚሙ ኣሎ፡ ነዚ ከኣ ተጋባእቲ ተኻቲዖም ከጽድቕዎ ኢዮም። ብድሕሪኡ ዝስዕብ ሕቶ ድማ ምጥርናፍ ናይተን ውድባት ኢዩ። እዚ ኩሉ ሰብ ዝጽበዮ ዘሎ ጉዳይ ኢዩ፣ ምኽንያቱ እቲ ቅዋም ትርጉም ዝህልዎ
ሓድሽ
ጥርናፈን ሓድሽ ቅርጽን ዘበግስ ምስ ዝኸውን ጥራይ ኢዩ። እዚ ሓያል ጸቕጢ ዝሓትት ጉዳይ ...
Created on 19 November 2011
12.
ሓድሽ
ሓበሬታ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
እቲ ንሰሉስ ዕለት 13 ሚያዝያ ብተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ኣብ ኖርወይ ክግበር ታሓሲቡ ኔሩ፡ ብቴክኒካዊ ምኽንያት ተቛሪጹ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ከም ብ
ሓድሽ
ንዕለት 25 ጉንበት ክግበር ተወሲኑ ምህላዉ፡ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ከነፍልጥ ንፈቱ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ`ዚ ካኣ ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሒ ዝኾንኩም ...
Created on 13 May 2010
13.
ሓድሽ
ዓመት ፈለምቲ ጉዕዞ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሽመልባ ናብ ኣሜሪካ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ብምኽንያት በዓል ልደትን
ሓድሽ
ዓመትን የዕሪፉ ዝጸንሐ፣ መስርሕ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሳልሳይ ሃገር ብሎሚ ዕለት 03/02/2010 ስርሑ ጀሚሩ፡፡ ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ሓድሽ ዓመት ፈለምቲ ጉዕዞ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሽመልባ ናብ ኣሜሪካ 23 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሎሚ ምሸት ክብገሱ ...
Created on 03 February 2010
14.
መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን. "ጐብለል" ሊቀ መንበር ኢሳያስን እቲ
ሓድሽ
ደሞም ናበይ ገጹ የብል ኣሎ?
(ድሃይ ካብ ኤርትራ)
እቶም ቀንዲ "ወረስቲን ተቀበልቲ ሕድርን ሊቀ-መንበር ኢስያስ ኢና: "ፖለቲከኛታት" ኢና " በሃልቲ ሓጎስ ገብረሂወት (ኪሻ)፣ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ከምኡኸኣ ዓብደላ ጃብር (ስታዝ-መምህር) ኢዮም። እዚኦም ኣብ ኮረሻ ስልጣን ኣብ 1995 ብስም “
ሓድሽ
ደም” ኮፍ ምስኣበሎም: ህላወኦምን ስልጣኖምን ንምጥጣሕ "ሕቆኻ ...
Created on 03 February 2010
15.
ሓድሽ
ግህዶ ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ዒራ ዒሮ
(ዜና)
...
ሓድሽ
ግህዶ ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ዒራ ዒሮ ጋዜጠኛ ስዩም ጸሃየ ኣብ ሸላ ቁጽሪ 10 ብሎኮ አ01 ተባሂሉ ዝጽዋዕ ህንጻ ቤት ማእሰርቲ ተሞቑሑ ከምዘሎ ማሕበር ዶብ ኣልቦ ጋዜጠኛታት ሓቢሩ። 30 ጥሪ 2008 ኤርትራ ጋዜጠኛ ስዩም ጸሃየ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብናይ ፈረንሳ ዶብ ኣልቦ ጋዜጠኛታት ማሕበር ናይ “ነጻ ፕረስ ...
Created on 18 March 2009
16.
መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ብድሆታት ኣጋጣም ዎ ፡- 1. ንላዕለቐይ ደረጃ ትምህርቲ ናብ ዩኒቨርስስታት ደቡብ ኣፍሪቃ ዝለኣከኹ ተማሃሮ ናይ 150ሽሕ ናቕፋ ትሕጃ ከትሕዙ ብምምሕዳር ዩኒቨርስቲ ዝወጸ ትእዛዝ። 2. እቶም ቅድሚ ናብ ዩኒቨርስቲ ምእታ ዎ ም ሃገራቒ ኣገልግሎት ዘማልኡ ተማሃሮ ናይ ቅድሚ ሕጂ ኣገልግሎቶም ከምዘይሕሰብን ሕጂ ከምብ
ሓድሽ
...
Created on 11 September 2020
17.
Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን
(ቆፎ ሰነዳት)
... (ሸብሮ) እናበር ተዐ ከይዱ። ብ1966 ከኣ ብዙሓት ንፈልጦም ንሜዳ ተሰሊፎም ካብ ኣስ መራ ይኹን ካብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨር ስቲ።ስለዚ እቲ ስምዒት ከምኡ ኢሉ ፈኸም እናበለን እናሓየለን ከይዱ። ኣብ መወዳእታ ብ70ታት ኣብ ጀብሃ ሽግር ስለ ዝተፈጥረ ብዙሕ ሰብ ተመሊሱ። ግን መተካእትኡ
ሓድሽ
ኣረኣእያ ክምዕብል ጀሚሩ። ...
Created on 07 September 2020
18.
“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”
(ቆፎ ሰነዳት)
... ዝፈልየኩም ነጥብታት ኩሉ ጸቒጡ፡ ሓገዛት ምዕራብን ዓለማዊ ባንክን ምእባይኩም፡ ብናይ ገዛእ ርእስኹም ተሞክሮን ፍልስፍናን ኣንጻር ድኽነት ከምትቃለሱ፡ ልዕሊ ኩሉ ኸኣ ብፍላይ ድሕሪ'ዚ
ሓድሽ
ወራር፡ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኤርትራ ትዝርግሖ ዘላ ግጉይ ሐበሬታ ብኸመይ ይብዳህን፡ ናይ ብሓቂ ገጽ ኤርትራ ንምልላይን ዝዓለመ ኣብ ...
Created on 06 September 2020
19.
ቀስተደብና ረቡዕ ግንቦት 2001 - ቃለ-መጠይቕ ምስ ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ንኹሉቲ ሓውሲ ምድረ በዳ ገማግም ሰጊርና ተጸንቢርናዮም። ሕቶ*ብዛዕባ ገረግር ሱዳን ክዝረብ እንከሎ ፈለማ ዝልዓለ ውግእ ሕድሕድ'ዩ። ንስኻ ኣብቲ እዋን ከም
ሓድሽ
ተስላፊ መጠን ስሚዒትካ ከመይ ነይሩ? ጀንራል ዑቕበ፡-ልክዕ'ዩ ኣብቲ እዋን ሓደስቲ ኢና ኔርና። ግን ድሮ ምስ ብረት ተላሊና፡ ድፍዓት ርኢና መስዋእትን ...
Created on 01 September 2020
20.
Eritrea: ኣቶ ጴጥሮስ ሰሎሙን መን'ዩ? Who is Petros Solomon
(ቆፎ ሰነዳት)
... ግንባር፡ ቅድም ኣብ ምክልኻል ድሓር ድማ ኣብ ወተሃደራዊ ተበግሶ ምውሳድ፡ ዝተጻረየን ዘተኣማምንን ሓበሬታት ብምቕራብ ናይ ሓበሬታን
ሓድሽ
ሓሳባትን ማዕከን ኰይኑ ኣገልጊሉ። ድሕሪ ናጽነት፡ ከም ኩሎም ሲቪላዊን ወተሃደራውን ትካላት ናይ ሃገርና፡ ንናይ ሓደ ሰብ መደብን ዊንታን ከም ዘገልግሉ ኰይኖም ዝተቐርጹ፡ ክፍሊ ወተሃደራዊ ...
Created on 15 August 2020
21.
ዕላል ብሕታውያን ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) August 13, 2001
(ሰነዳት)
... ግን ናይዉቲ ርእይቶታት ብቅሉዕ ናይ ዘይምግላጽ ዝጸንሐ ልምዲ ሳዕቤንን፡ ከም ኣብ
ሓድሽ
መድረኽ ክእቶ ከሎ ዝረአ ዘይተርፍ ሓጎጽጎጽን፡ ክውሰድ ዘለ ዎ ዘይተርፍ ነገርን እዩ። ቀስ ኢሉ ግን፡ ናብ ቀንድን እዋናዊን ጉዳያትን፡ ክትዕ ናብ ሰባት ዘይኮነ ናብ ርእይቶታቶም ክቕየር ስለዝኾነ፡ ኣፍልጦን ርእይቶን ኣብ ጉዳያት ...
Created on 14 August 2020
22.
ኣብ ኤርትራ፡ እቲ መራሕ-ሃገር ወትሩ ቄናን’ዩ
(Video)
... ናይ ዕንደራን ዂናትን ታሪኽ እዩ ዘለዎ። ኲናት ሓንሽ፡ ኲናት ባድመ፡ ኲናት ኮንጎ፡ ውግእ ሕድሕድ ሱዳን፡ ኲናት ሕድሕድ ሶማልያ፡ ውግእ ዶብ ጅቡቲ፡ ኲናት ሕድሕድ የመን ወዘተ። ስለዚ፡ ዝዀነ ንምክልኻል ሃገር ጉልባብ ገይሩ ን
ሓድሽ
ኲናት ዝጽውዕ ዲስኩራት ብጥርጣረ ተዓዘቦ። 4.11. ንኢሳይያስ ከም ዘርጊ ምስ ዝቘጽራኦ ...
Created on 29 June 2020
23.
ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ፡ 'ማንታ ኣደ ስነ-ጽሑፍ ጸላም ኣፍሪቃ'
(Alewuna (ኣለውና))
... ጽሕፈት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተወሲዳ ኣብ ቀይዲ ኣትያ። ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ድማ ምስ ከምኣ ኣብ ምስጢራዊ ስራሓት ሰውራ ኤርትራ ተወዲበን ዝሰርሓ ዝነበራ እሱራት ተጸምቢራ። ንጽንዓተን፡ ተጻዋርነተንን ለውሃተንን ድማ ኣብ መጽሓፋ ብሰፊሑ ኣስፊራቶ ትርከብ። ናይ ምስሊ መግለጺምስ
ሓድሽ
ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ...
Created on 28 October 2018
24.
Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና
(Video)
... ባህልን፡ ጸጥታ ጥቡቕ ምትሕብባር ዝኣመተ ዝመስል እዩ። ከምዚ ዓይነት ውዕል፡
ሓድሽ
ምዕራፍ ዝመድና ክልቲኤን ዘርሑን፡ ንኻልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጸገማት ንምፍታሕ ዝኸፍቶ ተኽእሎታት ኣብ ግምት ምስዛኣቱ፡ ነቲ ውዕል ሃንጉፋይ ኢልካ ክትቅበሎ ድንዕ ትብል። ብሕልፊ እቲ ብሰንኪ ደማዊ ኲናት ዝጠፍአ ሂወትን ብሰንኪ ንልዕሊ ...
Created on 20 July 2018
25.
Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018
(Video)
... ዝሓለፈ መኽሰብ የብሉን፡፡ መትከል ኣልቦ ዲፕሎማሲያዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ ድማ ብኣርባዕቲኡ ኣንፈታት ዘስዓቦ ሓደጋታት ኩሉ ዜጋ ዝፈልጦ ‘ዩ፡፡ ንዘመናት “ስርዓት ዋሽንግተን” እንዳተብሃለ መኮማስዒ ናይ ፕሮፖጋንዳ ማሽነሪታት ዝነበረ ርክብ ምስ መንግስቲ ኣሜሪካ ድማ፡
ሓድሽ
ኣጀንዳ ስርዓት ኢሳይያስ ኮይኑ ኣሎ፡፡ ...
Created on 15 June 2018
26.
Eritrea: ሓይሊ ጽቡቕ ድሌት ሓተታ ኣዝማሪኖ ዳት ኮም
(Video)
... ካብ ዘለዎም ምትሕልላይ ይምንጩ። ብዙሓት ካባና፡ ሻቕሎት ዓዲ ስለዘለና፡ ሽግራት ሃገርና ኣድማዒ ፍታሕ ዝረኽበሉ
ሓድሽ
ን ኣድማዕን መገድታት ኣብ ምድህሳስ ንግደስ። እንተኾነ፡ መብዛሕትኡ ግዜ፡ ተበግሶና ምስ መን ክንዛረበሉን ከምኡ ውን እንታይ ክንገብር ከምዘለና ይጠፍኣና ሞ፡ ንዕነድ። በብውልቅና ኣፍረይቲ ኣይኮናን ...
Created on 14 June 2018
27.
Eritrea: Sacttism - እዋናዊ ዜናታት 26.5.2018
(Video)
... እዩ፡፡ - ሃገር ብሃገራ ናብ ፍጹም ወትሃደራዊ እዝን ቁጽጽርን ዝሸመመ
ሓድሽ
ውዳቤ “መኸተ ዞባታት” ብግብሪ ንኹለንትናዊ ምሕደራታት ሸምሪሩ ህዝቢ ግዳይ ዘየድሊ ቢሮክራስን ምጉብዕባዕ ወትሃደራውያን ሓለፍቲ ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብ ትሕቲ ኣባጓይላ ኢሳይያስ ብምኻን ኣብ መላእ ሃገር ከም ላዕለዎት ሓለፍቲ መኸተ ዞባታት ...
Created on 26 May 2018
28.
Eritrea: Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti maisrwa (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይስርዋ
(Video)
... ዝተኣሰረ፡ ብክቱር ማህረምቲ ብክልተ ሙርኩስ ክኸይድ ዝተገደደ ኣብ
ሓድሽ
ዓመት 2018 ፍሊጶስ፡ ዑደት ክገብር እንከሎ ሃንደበት ፍትሕዎ ስለዝበለ ተፈቲሑ እዩ። 33. ተስፋልደት፡ ዝተብሃለ ካብ ዓሰብ ተዓፊኑ ዝመጸ ናይ 90 ተጋዳላይ ኣብ ሸላ “እንዳ 12” ኣሎ። ብተወሳኺ ብዝተፈላለየ ምስምስ ተጠርጢሮም (ተዓፊኖም) ...
Created on 08 May 2018
29.
Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “ab kunat zweOale yngerka” ~~ “ኣብ ኩናት ዝወዓለ ይንገርካ”
(Video)
... መለዮና ጊርና ከም ብ
ሓድሽ
ሓቢርና ንተንስእ። እቲ ኣዝዩ ዘስደምም፡ ዘፍርሕ፡ ነዚ ኩሉ ዝዘንብ ዘሎ ስቃይ ከም ንቡር፡ ጌርካ ምቅባሉን፡ ተገብረ እናበልካ ከም ተራ ዕላል ምዕላሉን፡ እዩ። ሓንሳእ ትጋገ፡ ሓንሳእ ዓይንኻ ትዓጹ፡ ሓንሳእ ትጋራጮ፡ ደጋጊምካ ምግጋይን፡፡ ቀጺልካ ዓይንኻ ምዕጽውን፡ ናይ ሓቂ ዕላማኻ ፍትሒ ...
Created on 19 April 2018
30.
Eritrea: Sacttism - gf'tatn ngdawi mHawratn flipos ab mbraQ afriq
(Video)
...
ሓድሽ
ስም ኣጠሚቑ፡ ኣብትሕቲ ቤ/ጽ ጀነራል ባለነኪ ክጥርነፋ ጌርወን እዩ፡፡ እዘን ቤት ማእሰርታት፡ “ትኪ ኣልቦ” ኢንዱስትሪ ዝኾና ምንጪ ናይ ዘይተኣደነ ሃብቲ ፍሊጶስ ብምኻን፡ ሕጂ ውን ይቕጽላ ኣለዋ፡፡ ካብኣተን ንሎሚ ድማ ብዛዕባ “መጻረይት” ቤት ማእሰርቲ ቀሓውታ ተወሳኺ ሓበሬታ ክህበኩም፡፡ ቤት ማሕቡስ መርመራን ...
Created on 18 April 2018
Start
Prev
1
2
Next
End