Tuesday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

1. ሓጺር ጸብጻብ ምዕባለታት ድሕረ-ተቃውሞ ካብ ኣስመራ፥ ብ ኣባላት ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት
(ዜና)
... ክፍሊ ቤትትምህርቲ ድያእ፡ ከምዝገለጸልና ምስ ሓዝዎ ናብ ኤክስፖ ዝርከብ 6ይ መደበር ፖሊስ ከምዝወሰድዎምን፡ ስም ናይ ወደብትኹም ግለጹ ብምባል ዝሑል ማይ ኣብ ነብሶም ብምኽዓው ብቁልፊ እናኸትከቱ ከምዝመርመርዎም ሓቢሩ። ሓጺር ጸብጻብ ምዕባለታት ድሕረ-ተቃውሞ ካብ ኣስመራ፥ ብ ኣባላት ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ድሕሪ ...
Created on 03 November 2017
2. ተወሳኪ ሓበሪታ ካብ ኣባላት ዓርቢ ሓርንት ኣብ ጉዳይ ኣቡነ ኣንጦንዮስ
(ዜና)
እቲ ቀንዲ ምኽንያት (ገለ ቅርበት ዘለዎም ኣብቲ ጉዳይ ከምዝበሉዎ) ዝስራሕ ዘሎ ድራማ ከምይ ጌርካ ንህግደፍ ዝምእዘዝ ሓዲሽ ፓትሪያሪክ ናብ ስልጣን ተምጽእ እዩ:: እቶም ተቀይዶም ዘለው ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ ልዕሊ ኣቡነ ሉቃስ (እዞም ሕጂ ኣብ መንበረ ፓትርያርክ ዘለው ዘይወግዓዊ ጳጳስ) ዝርከብዎም ኣባላት ቤተክህነት ...
Created on 19 July 2017
3. ናይ ብሕቲ ኢንተርኔት ካፈ ብ ኣባላት ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ይህደና
(ዜና)
... ብተዓጻጻፊ ከምዝወሰኸ ይፍለጥ። ብዕለት 31/08/ 2016፡ ክልተ መንእሰያት ኣብ ሊንክ ኢንተርኔት ካፈ ብ ኣባላት ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ተቀይዶም። እቶም ኣባላት ወኪል ሃገራዊ ድሕነት ምዃኖም ዝገለጹ ሰባት፡ ነቶም መንእሰያት ክንድዚ ሰዓታት ኣብ ኢንተርኔት ኮፍ ትብሉ፡ ሓደው ኣብ ዘይሕጋዊ ሸርፍን ሓዋላን እትነጥፉ ...
Created on 07 September 2016
4. ደገፍቲ ህግደፍ ኣንጻር መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ጄኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ዝተላእከኡ ሰለስተ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ሓደ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
(ዜና)
ገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ብ21 ሰነ ኣብ ጀኔቫ ንዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቀጥታ ንምትሕልላፍ ካብ ኣስመራ ካብ ዝተላእከኡ ሰለስተ ኣባላት ሚኒስተሪ ዜና ሓደ ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተረፈ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቲ መንግስቲ፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጸም ...
Created on 27 June 2016
5. ኣባላት “ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ” ሰሜን ኣሜሪካ ነዚ ብሓደ ሸነኽ ጥራይ ተጸዊዑ ዘሎ ጉባኤ ኣይክንሳተፎን ኢና !!!!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ንኣስታት ሽዱሽተ ዓመታት ብጽኑዕ ፖለቲካዊ እምነትን፣ መንፈስን፣ ዉዕዉዕ ሃገራዊ ስምዒትን፣ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካየድናሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)፣ ካብ በብግዜኡ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ቅልውላዋት ንምውጻእ ኣባላት ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ብወገና ዝተፈላለየ ተበግሶታትን፣ ጻዕርታትን ብምክያድ ከነሐይሎን ...
Created on 01 April 2016
6. ኣባላት ዓርቢ ሓርነት፡ ንምልካዊ ስርዓት ሓቢሩ ሓግሒጉ ንኸኣልዮ ዝጽውዕ መልእክቲ ዝሓዘ ስእላዊ ጽሑፍ (ግራፊቲ/graffiti ) ለጢፎም
(ዜና)
ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳምን ሰንበትን ህዝቢ ኤርትራ ንምልካዊ ስርዓት ሓቢሩ ሓግሒጉ ንኸኣልዮ ዝጽውዕ መልእክቲ ዝሓዘ ስእላዊ ጽሑፍ (ግራፊቲ/graffiti ) ን ፖስተራትን ስቲከራትን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ስኢሎምን ለጢፎምን። ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት፡ ኣብዘን ...
Created on 08 December 2014
7. ቅሉዕ መልእኽቲ ንኣባላት ካቢነን መራሕቲ ሰራዊትን ኤርትራ፡ ብህልቂት ዜጋታትና ኣብ ላምፓዱሳ ኢጣልያ
(ርእይቶ)
ቅሉዕ መልእኽቲ ንኣባላት ካቢነን መራሕቲ ሰራዊትን ኤርትራ፡ ብህልቂት ዜጋታትና ኣብ ላምፓዱሳ ኢጣልያ እዞም መንእስያት እዚኣቶም ዝበዝሑ ካብቲ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ተኲስካ ቅተል ብዝብል ፖሊሲ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ዶባት ብጠያይቲ አሕዋቶም እናተሃድኑ፡  ዝወደቑ እናተረፉ፡ ዝተሳሕቱ እናሓለፉ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ...
Created on 23 October 2013
8. ትብጻሕ ናብ ክቡራት ሓለፍትን ኣባላትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ባይቶ (ኤሃባደለ)
(ርእይቶ)
... ሰዓት'ዚ ብዘይክኡ ካልእ ኣማራጺ ወይ ዝሓሸ መቃለሲ ባይታ ከምዘየሎ እዩ ዝረኣየኒ።  ግን ንዓይ ከም ዝመስለኒ፡ እቲ ካብ ኩሉ ወገናት ካብ ኣባላትን ተተስፈውትን ናይ ባይቶ ብዛዕባ ናብቶም መራሕቲ ዝውርወር ዘሎ ትዕዝብትታትን ጠለባትን ግዜ ከይወሰዱ (እቲ ነገር ኣዝዩ ከይሳዕረረ) ብቕልጡፍ  እንተመኸሩሉን እንተተኣረሙሉን ...
Created on 15 July 2013
9. ምሕንጋድ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት
(ርእይቶ)
... ጸጥታን ኤርትራ” ብዝብል ተጠሚቑ ብብ/ጀ ስምኦን ገብረድንግል ክምራሕ ማዕረ ስልጣን ከም ወዲ ካሳ ተዓዲልዎ ቀጥታ ምስኢሳያስ ክራኸብ ተገይሩ ነይሩ፡፡ እዚ ምጉዝዛይ’ዚ ንምንታይ ኣድልዩ? ዝብል ሕቶ ብኣባላት’ዚ ትካል ተላዒሉ ነይሩ፡፡ ኣብ እዋን እቲ ምጉዝዛይ ባዕሉ ኢሳያስ ንሓለፍቲ እቲ ትካል ኣኪቡ ዝገለጾ “ዳግመ ...
Created on 12 March 2013
10. ሰበር ዜና፣ ምቁጽጻር ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ሰራዊት ኤርትራ
(ርእይቶ)
ብቲ ሚኒስትሪ ብእኩብ ከይወጹ ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ናብቲ ትካል ዝተመደበት ጓል ንፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኤልሳ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከምእትርከቦም’ውን ተረጋጊጹ ኣሎ።   ኣብቲ ሚኒስትሪ ብእኩብ ከይወጹ ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ናብቲ ትካል ዝተመደበት ጓል ...
Created on 22 January 2013
11. ኤምዲሰመ ናይ ሕልና እሱራት ኤርትራውያን ንክፍቱሑ ንኣባላት ባይቶ ደቡብ ኣፍርቃ ምሕጽንቱኡ ኣቅርቡ
(ርእይቶ)
...  ዝኾነ ሰብኣዊ መሰላት ተሓሪምዎም ኣብ ዝኽፈአ ኩነታት ከምዝርከቡን፤ እዚ ከኣ ኣብታ ዘፍቅርዋን ብዙሕ ዝወፈዩላን ሃገሮም ምኾኑ፤ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ።   ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) - ደቡብ ኣፍሪቃ- ንእሱራት ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣባላት መሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራን ከምኡውን ...
Created on 01 October 2012
12. ናብ ዝኸበርክን ዝኸበርኩምን ኣባላት አጻረይት ኮሚቴ
(ደብዳቤታትኩም)
... ጉቡእ መጽናዕቲ ዘይርትዓዊ ውሳነ ኣብ ልዕለይ ንክውሰድ ዝደገፉን ዝተሓባበሩን ኩሎም ኮምሽነራትን ሎሚ ክእረሙን ንዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ኣሰራርሓ ክርዕሙን ይግባእ። ክብርትን ክቡራንን ኣባላት አጻራይቲ ኮሚቴ! ብቐዳምነት፡ ነዘን ኣብ ታሓቲ ሰፊረን ዘለዋ ኣገደስቲ ሕቶታት ብጽሑፍ መልሲ ክዋሃበኒ ብትሕትና ይሓትት!፡ 1. ...
Created on 02 December 2011
13. ንዶክተር በረኸትን ኣባላት ጉባኤን
(ርእይቶ)
ካብቲ ንምሁራት ምህሮኦም ፡ ንሱልጡናት ስልጣኔኦም ፡ ንምእመናን ሓቀኛ እምነቶም ዘንጸባርቕ ቀንዲ ጉዳያት ብጌጋኻ ምእማንን ምእራምን`ዩ። እቲ ዝለዓለ ደረጀኡ ኸኣ እቲ ኣብተን ዝሰልጠና ሃገራት ዝረኤ ብናይ ገዛእ ርእስኻ ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነስ እንተላይ ብናይቲ ንስኻ ትመርሖ ሚንስቴር፡ ትካል፡ ማሕበር ወዘተ ኣባላት ዝተፈጸመ ...
Created on 19 November 2011
14. እቶም “ወረርቲ፣ብሽበራ፣ ሽርሕን ስለላን ዝተኸሱ እንግሊዛውያን ኣባላት PVI” በየናይ ሕጊ ነጻ ተለቒቖም?
(ርእይቶ)
... ደኣሞ ካብ በጃኹም ምሓሩና፣ ተጋጊና ኢና ሓሊፎም እንታይ’ ከ ክብሉ? ኣብዘይ ርጉእ ኩነተ ህላወ ዝወሃብ ቃል ብሕጊ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ዝኾነ ሰብ ዝርድኦ ተራ ነገር እዩ። ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ልዕሊ እዞም ዜጋታት እንግሊዝ ዝኾኑ ኣባላት PVI ሸሞንተ ክስታት ኣቕሪብሎም ኔሩ። እቲ ምድርራብ ገዲፍና ኣብቶም ዓበይቲ ...
Created on 15 June 2011
15. ኣብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን ዓዲ ሓርሽ 15 ኣባላት ዝሓቆፈ ተሓጋጋዚ ህዝባዊ ሽማግለ ተመዚዙ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ዓዲ-ሓርሽ፡ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ምዕዋት ሰፊሕን ንቑሕ ተሳትፎ ከረጋግጹ ኣብ ምብቃዕ፡ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ዝተሓባበር ናይ ህዝቢ ሽማግለ ንምምራጽ ዝዓለመ ምንባሩ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ኣብ መእተዊ  ኣኼባ፡ ካብ 31-ሓምለ ክሳብ 09-ነሓሰ 2010 ...
Created on 10 June 2011
16. ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን አብ ፓልቶክ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
    ንኣብ መብዛሕትኡ ዞባታት ዓለምና ንዝርከቡ ክቡራት ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ  ኣጋይሽና  ኮይኖም  ከምስዩን ኣገዳሲ ሃበረታታት ክህቡን ምስ ህዝቢ ክዛተዩን ታዓዲሞም ኣለዉ::   እዚ ገዛ (Eritrea Etuq Menisey Eritrea niDimokrasin Fithin) ብእዋኑ ክኽፈት እዩ: ዘተ ምስ ኣጋይሽና ዝጅመረሉእዋን ከአ፡ ኣብ ከባቢ ...
Created on 18 February 2011
17. አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ …! ዘተ ምሰ ኣባላት ሽማግለ ዜናን ሓቤረታን ኤርትራዊ ኮምሽን
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። እንሆ ሕጂ እውን ብቐጻልነት፡ ን-ቀዳም ዕለት 04.12.2010 ዓ.ም.ፈ፡ መንእሰይ ዳንኤል ተወልደ፡ ኣቦ መንበር ሽማግለ ዜናን ሓበረታን፡ ከምኡ’ውን ኩሎም ኣባላት ሽማግለ ዜናን ሓቤረታን ኤርትራዊ ኮምሽን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ ኣጋይሽ ...
Created on 30 November 2010
18. መተሓሳሰቢ ንኣባላት ህ.ግ.ደ.ፍ. ካናዳ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
እዞም ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኣባላት ህግደፍ ብከመይ ነብሶም ካብዚ ምስ ግብረ-ሽበራውያን ተጸምቢሩ ዘሎ ስርዓት ነጻ ይገብሩ’ዩ። ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮም ምትእስሳር ብትዕዝብቲ ይሕለፍ ይኸውን፡ ብሕጂ ንዝገብርዎ ምውሳእ ምስቲ ስርዓት ግን ኣብ መነጽር ደቂቕ ትዕዝብቲ ከምዘእትዎም ከስተውዕሉ ኣለዎም።   ንውሳነ ባይቶ ጸጥታ ተቓዊሞም ...
Created on 14 February 2010
19. ክልተ ኤርትራውያን፤ ኣባላት ናይ ኣብ ሲናይ ዝመደበሩ ናይ ምጭዋይን ገንዘብ ብሓይሊ ምውሳድን ጉጀለ፣ ብፖሊስ ተኣሲሮም።
(ዜና)
... ይብል እቲ ክሲ። ብድሕሪዚ ነቶም ኣባላት ስደራ ኣብ ስልኪ ምስ እሱር (ጭዉይ) ብምርኻብ ነቲ ዝወርዶም ዘሎ ስቕያት ከምዝገልጹሎም ይገብሩ። እቲ ፍርዲ ናይዞም ክልተ ኤርትራውያን ጉዳይ ከጻሪ እንከሎ፣ እዚ ናይ ምስራውያን ናይ ጭውያን ገንዝብ ምጥላብ ጉጀለ፣ ብደርዘን ንዝቑጸሩ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት መጀመርታ ይጨውይዎምን፤ ...
Created on 22 January 2010
20. ኣማኢት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ብረቶም ኣንጻር ህግደፍ ኣቕኒዖም።
(ዜና)
... ካብ ቁጽጽር ስርዓት ህግደፍ ብምውጻእ መሰል ህዝቦም ንምኽባር ዝቃለሱ ዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ኣብ ዝሓለፈ 29 ነሓሰ፡ ኣብ ኣጽሰት ዝተባህለ ኣብ መንጎ ፎሮን ኢራፋይለን ዝርከብ ቦታ ስርሒታት ኣካይዶም። ሰበስልጣን ህግደፍ ድማ ንህዝቢ ፎሮ ኣኪቦም ሃዲዶሞ። ብኸመይ ግን እዚ ዝበሃል ዘሎ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓስ ...
Created on 05 September 2009
21. 32 ኣባላት ሐይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም፡ ካብ ባጽዕ ናብ የመን ኣትዮም።
(ድሃይ ካብ ኤርትራ)
ሳላሳን ክልተን ኣባላት ሓይሊባሕሪ ኤርትራ፡ ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ፡ ብ3 ሚያዝያ 2009፡ ሰዓት ሸውዓተ ናይ  ምሸት፡ ሑደይዳ ኣብ ዝበሃል ቦታ የመን ኣትዮም ኢዶም ሂቦም።  እዞም ምሉእ ኣጽዋሮምን መራኸቢ ሬድዮታቶምን ሒዞም ብክልተ ጀላቡ ካብ ባጽዕ ዘምለጡ ኣባላት ሓይሊባሕሪ፡ መጀር ዮሴፍ ስዩም(ወዲ ስዩም) ...
Created on 10 April 2009
22. ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021
(Obituaries)
... ከቢድ ዋጋ ይሃሉ፡ ንመሰልካ ካብ ምቅላስ ደው ኣይትበል፡ ኣይትበሊ“ ዝብል ለበዋ ተላብዩ ሓሊፉ፡ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም!  ክቡር ሓርበኛ ኣድሓኖም፣ ኩሎም ኣባላት ቤተሰብካ፡ ዝኣዘዝካየን በራጊዳትካ፡ ዝመራሕካየን ክፍላተ ሰራዊትካ፡ ዘምሓደርካዮ ህዝቢ፡ ብጽሑፋትካን ኣብነትካን ዘንቃሕካዮ መንእሰይ ኤርትራ ብልብን ...
Created on 20 February 2021
23. መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ሒደት መዓልታት ብከኸምዚ ድሕሪ ምስራሕ ሓለፍቲ መዓስከር ሳቐ ምስ 9ይ ዙርያ ኣባላት ሃገራቒ ኣገልግሎት ናብቲ ቦታ መጺኦም፡ መረረን ነቀቓፌታን ተማሃሮ ካብ'ቲ ቦታ ብቤላ ቤሎው፡ ብዘይ ቅኑዕ መንገዲ ድሕሪ ምስናቖም ንተማሃሮ ኣኪቦም ምፍርራሕ ዝተሓወሶ ኣገባብ ምስኦም ተጠርኒፎም ክሰርሑ ምዃኖም ሓበር ዎ ም። ተማሃሮ ብወገኖም ...
Created on 11 September 2020
24. Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን
(ቆፎ ሰነዳት)
... ናብ ሃብቲ ዓሳ ተቐይረ ማለት'ዩ። *ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት'ከ ኔርካ'ዶ? =እቲ ኣብ ላዕሊ ዝገለጽኩ ዎ  ብደረጃ ሚኒስተር'ዩ።ብሓላፊ ክፍሊ ግን ሓላፊ ውሽጣዊ ጉዳያት'ውን ነይረ። *እቲ ዝግበር ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ቅጥዒ ኣለ ዎ 'ዶ? = እቲ ግቡእ ኣሰራርሓን ናህና መረዳእታን ፕረሲደንት ካቢነ ይምድብ፡ ...
Created on 07 September 2020
25. ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር
(ቆፎ ሰነዳት)
... ተጻረርቲ ወይ መሰራታውያን ግርጭታት ብረብሓ ፍጹም ዘይራኸቡ ብስዕረት ናይ ሓዲኦም ጥራይ ዝፍትሑ ምዃኖም፡ ንኣብነት ኣብ መንጎ ሰውራ ኤርትራን መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝነበረ ግርጭት ኪጥቀስ ይከኣል። ዘይመሰረታውያን ዘይተጻራርን ድማ ኣብ መንጎ ናይ ሓባር ጥቕምን ረብሓን ዘለ ዎ ም ኣባላት ሕ/ሰብ፡ ኣብ ምቕያስ ስልትን ...
Created on 07 September 2020
26. Eritrea: ንሎሚ ምስ መቓልሕ፡ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገረዝግሄር Interview Major General Berhane Gerezgiher
(ቆፎ ሰነዳት)
... ጥሪ 2001፡ ካብ ሓላፍነተይ ከምዝወረድኩን መዓርገይ ከም ዝተሓደግኩን ብሚኒስተር ምክልኻል፡ ብቓል ተሓቢሩኒ። ብወገነይ ብዕለት 12 ጥሪ 2001 ብሚ/ር ምክልኻል ዝተሓበረኒ፡ ካብ ሓላፍነተይ ምውራድን መዓርገይ ምሕዳግን ምኽንያት፡ ኣነ ጥራይ ዘይኮነ ከም ኣባል ናይ ክልቲኡ ባይቶታት፡ ኣባላት ባይቶ ክፈልጥዎን ህዝቢ እውን ...
Created on 06 September 2020
27. ቀስተደብና ረቡዕ ግንቦት 2001 - ቃለ-መጠይቕ ምስ ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ክሳብ ሕጂ ዘይምትግባሩ'ውን መሊስካ ነቲ ስሚዒት ምትንካፍን ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወጻኢ'ዩ። ጉባኤ ስቕ ኢልካ ብዘይ ሐደ ርጡብ ገምጋም ትኣት ዎ  ኣይኰነን። ኩሎም ኣባላት ዝሳተፍ ዎ  ዝሐለፈ መድረኽ ዓጽዮም ናብዝመጽእ ብዝማዕበለ መገዲ ዝስጋገርሉ ብምዃኑ ኩሉ እንተናዊ ገምጋም ኪግበር'ዩዘለ ዎ ። ጉባኤ ምእንቲ ጉባኤ ...
Created on 01 September 2020
28. Eritrea: ኣቶ ጴጥሮስ ሰሎሙን መን'ዩ? Who is Petros Solomon
(ቆፎ ሰነዳት)
... ኣመራርሓ ኣገባብ ዕጉብ ዘይምንባሩ ኣብ ወተሃደራዊ ስርሓት ተዋሂቡ ዎ ዝነበረ ናይ ምኽሪ ምሃብን ምትሕግጋዝን ስራሕ ተሓዲጉ። ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ከሎ ነቲ ሃገር ዝምርሓሉ ዝነበረ ብፕረዚደንት ዝተኣታተወ ኣገባብ ገደብ ንምግባር፡ ኣባላት መሪሕነታት መንግስትን ግንባርን፡ ቅድም ኣብ ኣኼባታት ባይቶታት ግንባርን መንግስትን፡ ...
Created on 15 August 2020
29. ዕላል ብሕታውያን ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) August 13, 2001
(ሰነዳት)
... ድማ ልዕሊ ካቢነ ሚኒስትራትን ልዕሊ ፕረሲደንትን ስልጣን ዘለ ዎ ም ኣካላት እዮም። ማእከላይ ባይቶ ናይ ግንባር ኣብ ኣረርባዕተ ኣዋርሕ፡ ሃገራዊ ባይቶ ናይ መንግስቲ ድማ ኣብ ሸሽዱሽተ ኣዋርሕ ምዱብ ኣኼባ ኪገብሩ፡ኣቦ መንበር ምስ ዚደሊወይ 2/3 ኣባላት ባይቶ ምስ ዚጠልቡ ድማ ካብ ምዱብ (ስሩዕ)ግዜ ወጻኢ፡ ህጹጽ ኣኼባ ...
Created on 14 August 2020
30. 1) እታ ዕለት ! 2) ልሳን ዕቡሳት ብድምጾም (2001)
(Video)
... መን ክብል፧’’   “ኣነ ኢየ ናይዝጊ….መን ኢኻ ንስኻ፧’’ ዝብል ገናሒ ቃና ዘለዎ፡ ኣደብ ዘይብሉ ቃላት ኣብ ኣእዛነይ ኣቃልሐ።   “ናይዝጊ፧!!’’ በልኩ ብውሽጠይ፡ ናይዝጊ ክፍሉ ኢዩ። ከም ሚኒስተር ከምዝተመዘዘ ሰሚዕና’ኳ እንተነበርና፡ ምስ ኣባላት ናይ’ቲ ሚኒስትሪ ዝገበሮ ናይ ምጅማር ኣኼባ ወይ ...
Created on 17 September 2019
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.