Monday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

1. Eritrea Who is Tesfay Gomera ~ ኣቶ ተስፋይ ገብረኣብ (ጎመራ) መን'ዩ?
(ቆፎ ሰነዳት)
The following article was posted on asmarino on June 13, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)
Created on 30 August 2020
2. Asmarino | Eritrea | Abeba Tesfaghiorgis “ኣብነታዊ ጽንብል”
(Video)
እዚ ኹሉ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎ ጭራ ብርሃርን’ዩ እምበር ብርሃን ኣይኮነን። ብርሃን ክኸውን ካብ ድኽነትን፡ ድንቁርናን፡ ስደትን፡ ፋሕፋሕ ስድራቤታትን፡ ውርደትን፡ ሕፍረትን፡ ሕልፈትን፡ ትሪ ልቢን፡ ንዘረባታት ከም ቁምነገር ከም ስራሕ ምውሳድን ወጺእና ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዘእተወና ምኽንያት ዘኪርና፡ ሕልናና ዳኛና ጌርና ...
Created on 25 September 2019
3. Eritrea: Letter to Selam Kidane from Abeba Tesfagiorgis
(Writers Corner)
Selam gualei, yes, giving your life to a noble cause is not easy, it takes your all, yet that is what one could call real life. You have a noble purpose! You were brought up in a comfortable home, you ...
Created on 25 August 2019
4. Eritrea | Abeba Tesfaghiorgis “ውዓል ሕደር ዘይድልዮ ካልኣይ ቀብሪ”
(Video)
“በብወልቅን ብጉጅለታትን በብእዋኑን እንተዘይኮይንና፡ ከም ሓደ ህዝቢ ሓቢርና መኪትና፡ ነዚ ኣጽናቲ ስርዓት እዚ ሓንሳእን መወዳእታን ብንግህኡ ካብ ሱሩ ሚሒና ዘይጓሓፍናዮ፡ ን28 ዓመታት ዝኣክል ዝተዓዘምናስ እንታይ ኮይንና ኢና? Augusts 1, 2019 መልእኽቲ ካልኣይ ቀብሪ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ...
Created on 12 August 2019
5. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ናይ ሐዲሽ ዓመት መልእኽቲ
(Video)
ህዝቢ ተዳባቢሱ፡ መግብናን ኣማጋግባናን ተማሓይሹ፡ ዓሳ ብኹሉ ዝኽእሎ ዋጋ ህዝቢ በሊዑ፡ ቤት ማእሰርትታት ናይ ቢት ትምሃርትታት ተለዊጡ፡ መንእሰይ ትምህርቲ ጸጊቡ፡ ሆስፒትላንት ኪሊንካትን፡ ከም ቃንጥሻ ዓሳ በቁሉ፡ መገድታትና ብ ብቸመንቶ ኣርማቶ፡ ተስሪሑ፡ ጎቦታትና ከም ናይ ጥንቲ በግራብ ተሸፊኑ። ሕርሻታት ማዕቢሉ። ...
Created on 07 January 2019
6. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ተልዓል ህዝቢ ኤርትራ ኣጽዋርካ ሒዝካ ትሽየጥ ኣላ ሃገርካ ምስ ህዝባ ምስ ኩሉ ኹላ
(Video)
“ኢሳይስ እምበርዶ ኤርትራዊ’ዩ?” እያ ትብል። መልሲ ድማ ተዋሂብዋ’ዩ ግን ክውስኸላ። ናይ ኢትዮጵያ ምርግጋእ ድኣ እምብር ናይ ኤርትራ ልኡላውነትን ናይ ህዝባ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ፈጺሙ ከም ዘይደሊ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ንነዊሕ ግዜ ዝጸንሔ ክቱር ጽልእን፡ ንዕቀትን ከም ዘለዎ ዘመስከረ ምስቲ መሰታ ወዱ ዝኸውን ...
Created on 13 November 2018
7. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ናብ በብዓይነቱ ሰበ ስልጣን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ትርከባ፡
(Video)
እቲ ንመሰል ደቂ ኣንስትዮ ክጣበቅን፡ ደቂ ኣንስትዮ ፍሉይ ቆላሕታ ተገይሩለን፡ ትምህርተን ክቅጽላ፡ ተማሂረን ድማ፡ ኣብ ኩሉ ዓይነት ስራሓታውትን መሪሕነታትን ክካፈላን ባይታ ከንጽፈለን ከባራትዔን ዝቆመ ማሕበር፡ እተን ማራሕቱ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝነበራ ዝነበር ምሁራትን፡ ሰብ ተምክሮን፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብራ ዝነበራ ኤርትራውያን፡ ...
Created on 11 October 2018
8. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኹሉኽን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ
(Video)
“ሓላፍነትና ዝኾነ እንተኾነ ፈጺምና ዕሽሽ ኣብ ዘይንብለሉ እዋን በጺሕና” Septenber 23 2018   ቅልዕቲ ደብዳቤ ንኹሉኽን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ሓላፍነትና ዝኾነ እንተኾነ ፈጺምና ዕሽሽ ኣብ ዘይንነብለሉ እዋን በጺሕና ኽቡራት ኣሓተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡  ከምይ ኢልክን ቀኒኽን? ኣነ እግዚኣቢሄር ...
Created on 24 September 2018
9. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደከን”
(Video)
ሰላሳ ዓመታት ዝኣክል ከቢድ ሳዕቤን፡ ናይ ሰብ ዘይተኣደነ ህልቂትን ናይ ኤኮኖሚ ዕንወትን፡ ምፍልላይ ስድራቤታትን፡ ናፍቆትን፡ ስደትን ውርደትን፡ ድኽነትን፡ ምብሕጓግ ጽቡቅ ባህልታትን ዝኸፈልናሉ ምኽንያት ነብሲ ወከፍ ሰብ መሰሉ ተሓልዩሉ ክኸይድ፡ ማንም ሰብ ልዕሊ ሕጊ ከይከውን፡ ፍትሕን፡ ሰላምን ዝመልኣ ሃገር ንምምስራት ...
Created on 08 September 2018
10. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis "Building the Impossible" By Zebiba Shekhi
(Video)
"Building the Impossible" By Zebiba Shekhia  ...
Created on 17 August 2018
11. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “መርዓ ክገብር ዳሰይ ክተክል፡ ቅድም ሬሳይ ሀቡኒ ክቀብር”
(Video)
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡  ኣብ ልእላውነትና ትኣምን፡ ሕቡእ ተንኮል - hidden agenda - ዘይብላ: ብሕጊ ኣጣቃቅማ ወደባትና ትቅየድ: ማንም ሃገር ወዳባትና ምስ ትጥቀመሉ ሃጋራዊ ረብሓና’ዩ።  እቲ ዘይምቅዳው ናይ ሃገረ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክጎድል ጥራይ ዘይኮነስ ክድምሰስ ኣለዎ። ካብ ህዝbi ኤርትራ ንላዕሊ ሰላም ...
Created on 07 August 2018
12. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ "ንጉሰ ነገስት" ናይ ኢትዮጵያ
(Video)
ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ቅሩብ ናይ ሰብ ኣታሓሳስባን፡ ንእሽቶ ሕልናን እንተዝነብሮ፡ እዛ ዓለም እዚኣ ንግዚኡ ትጥቀመላ እምበር ንዘለኣለም ዘይትነብረላ ሙዃና እንተዝግንዘብ፡ ድሕሪ ነጻነት ቁሩብ ዓመታት መሪሑ ኣብ ጥሮታ ምኣተወ። ክብረት ድኣ ኣይፈልጦን እዩ’ምበር ክንደይ ምኸበረ። ቅዋም ኣብ ግብሪ እንተድኣ ዊዒሉ፡ ...
Created on 22 July 2018
13. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ብዛዕባ ዘለናዮ ኩነታት
(Video)
ክቡር፡ ዉጽዕ፡ ግዱዕ ህዝቢ ኤርትራ፡  ሕጂ ግን እቲ ኩናት ናይ ዶብ ከም ዘይነበረ ብዘይኣዋላውል ተራጋጊጹ። ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድ ሰላም ኢና ንደሊ፡ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ከም ዘለዎ ንቅበሎ ኣሎና ምስ በለ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ክልተ ሰሙን ዝኣክል መልሲ ኣይሃበን ኣጽቂጡ፡  ድሓር ከኣ  “ብመጀመርታ ናይ ...
Created on 15 July 2018
14. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ
(Video)
ክልተ መዓልቲ ኣቢሉ ይገብር፡ ኣብ ኢንተርነት ብደምቤታት ኤርትውያን ሸፈፍ ኢለ ክሓልፍ ከለኹ፡ ኣብ ቅድሚት ታክሲ ተሰሪዔን፡ ሰብ ዘወር ዘውር እናበለ ክማሓላለፍ ዝርኣየሉ ቪድዮ ናይ ካተድራልን ምስኡ ዝኸይድ ድምጽታት፡ “መራሕቲ ናይ ክልቴኤን ሀገራት ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወርቅን ደላይቲ ሰላም’ዮም ንሰላም ...
Created on 02 July 2018
15. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ
(Video)
ሓደ ተማሃራይ፡ ወለዱን መማሃራኑን ጥራይ ኣይኮኑን ዘምህርዎ፡ ብሙሉኡ እቲ ህብረተሰብ’ዩ። ጠቅላላ ናይ ምክያድ ወጻኢታት ናይታ ቤት ትምህርቲ ካብ መንግስቲ’ዩ ዝኽፈል። መንግስቲ ድማ ካብ ህዝቢ ብርሃጹ ዘምጽኦ ገንዘብ፡ ብቀረጽ ገይሩ ንኹሉ ይዓምም። ሓደ ሙሁር ተማሂሩ፡ ንህዝቢ ከገልግል እምበር፡ ተማሂሩ፡ ንርእሱ ጥራይ ...
Created on 21 June 2018
16. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ”
(Video)
“ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ ኣንሆ ቀሪበ ኣሎኹ። ደቂ ኣንስትዮ ብኹሉ ሓይለን እንተዘይኣትዉኦ ቃልሲ ኤርትራ ምተወዓወተ’ዶ ዝብሃል ሕቶ ይሕተት’ዩ። መልሲ ናብ ህዝቢ ክገድፎ’የ።   ኣበርክቶኤን ግን እቲ ኩላትና ንፈልጦ ኣሕጽር ኣቢለ ክዝርዝር። ኣብ እዋን ገድሊ፡ ኣብ ገጠር ዝርከባ ኣዴታት፡ መጹ ክብሃል ...
Created on 13 June 2018
17. Eritrea : Abeba Tesfaghiorgis ምኺድሲ ኪዲ ትኽድዮ በያናይ ዓዲ
(Video)
እምበኣር ሎሚ “ምኻድሲ ኪዲ ትኸድዮ በያናይ ዓዲ” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ፡ ቀደም መርዓ በቶም ኽልተ ወለዲ  ይዉዳእ’ሞ፡  እታ ጓል ተመርዕያ ክትብገስ ከላ፡ ኣዋልድ ዓዲ “ምኻድሲ ኪዲ፡ ትኸድዮ በየናይ ዓዲ” እናበላ ብደርፊ የፋንውኣ።  ከመይ ወለዳ በቲ ሕምነት ይታኣማመኑ፡ መሰል መርዓት ብእንዳ ኣሕሙ ...
Created on 07 June 2018
18. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ~~ ወይዘሮ ኣለማሽ ስብሃቱ
(Video)
  ወይዘሮ ኣለማሽ ስብሃቱ
Created on 29 May 2018
19. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ~~ ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ
(Video)
ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ ክብርቲ ዋላዲተይ ኣቲ ፈቃር ኣደይ፡ ዓዲ እግዚኣብሄርኪ ካብ ትኸዲ ሓያለይ ዓመታት ኮይኑ፡ ጊዜ እንታይ ኣለዎ ይሓልፍ ይጎይ፡ ድቅስ ተንስእ ውጉሕ ዕርብ ኮይኑ።  ኣደይ መዓረይ ኣብ ንኡስ ዕድሜኺ፡ ንርእስኺ ቆልዓ፡ ቆልዓ ወሊድኪ ብኣይ ተበኩርኪ፡  ብዙሓት ወሊድኪ፡ ንሓደ ክትጠንሲ፡ ...
Created on 16 May 2018
20. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - Abey Alo HawKa? Abey ala HabtKa? abey ala AdieKa? abelo aboKa?
(Video)
ኣብይ ኣሎ ሓውኻ? ኣብይ ኣላ ሓብትኻ? ኣበይ ኣላ ኣዴኻ? ኣበይ ኣሎ ኣቦኻ? ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ዋና ዕላማ ናይቲ መራሒ ምስ ሰዓብቱ ነቲ ኣፋሪቅዎ ዘሎ ዕንወት ህዝብን ሀገርን ብዘይ ንሕስያ ምዝዛም’ዩ። ንሕና ድማ “እንተዘይትደፍኣኒ መን መወደቅኒ፡ ከም ዝብሃል፡ ብሐፋሻ ኣዛራርባ ብከምዚ ...
Created on 03 May 2018
21. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “ab kunat zweOale yngerka” ~~ “ኣብ ኩናት ዝወዓለ ይንገርካ”
(Video)
ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ሓደ ሰብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብሞት ምስ ተፈልየ፡ ኣብ ባህልና ኣብተን ዝተፋላለያ ሃይማኖታት ብበቢዓይነቱ ኣጋባባት ብሕልፊ ኣብታ ቀዳመይቲ ዓመት፡ ወግዓዊ መዘከርታ ይግበረሉዩ። ንምሳሌ ኣብ ኦርቶዶክስ፡ ካቶሊክ ኣብ 12, 40 ፈረቃ ዓመት፡ ዓመት፡ ቀረባ ቤተስባን ፈተውትን ተኢኪቡ ናብ ቤተክርስትያን ...
Created on 19 April 2018
22. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “qalsi tejemiru'mber aytezazemen
(Video)
ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ሓደ ሰብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብሞት ምስ ተፈልየ፡ ኣብ ባህልና ኣብተን ዝተፋላለያ ሃይማኖታት ብበቢዓይነቱ ኣጋባባት ብሕልፊ ኣብታ ቀዳመይቲ ዓመት፡ ወግዓዊ መዘከርታ ይግበረሉዩ። ንምሳሌ ኣብ ኦርቶዶክስ፡ ካቶሊክ ኣብ 12, 40 ፈረቃ ዓመት፡ ዓመት፡ ቀረባ ቤተስባን ፈተውትን ተኢኪቡ ናብ ቤተክርስትያን ...
Created on 03 April 2018
23. Eritrea: Eritrean Music 2018 Iyo ale'na (ዕዮ ኣለና) Mengsteab Hagos & Tesfamariam Negas
(Video)
ኣይፋል ምፍልላይ ኣብ ንከዶ ጉዕዞ ሃየ ደኣ ንጠመር ከም ሓንቲ መኣዶ ነስምሮ ሱግምና ክንኣሊ ጸገምና ስለ ውጹዕ ህዝቢ ዓቢና ንኡስና ስለ ውጹዕ ህዝቢ ዓቢና ንኡስና ዕዮ 'ለና ኣይፋል ምፍልላይ ኣብ ንከዶ ጉዕዞ ሃየ ደኣ ንጠመር ከም ሓንቲ መኣዶ ነስምሮ ሱግምና ክንኣሊ ጸገምና ስለ ውጹዕ ህዝቢ ዓቢና ...
Created on 10 March 2018
24. Eritrea: Coming soon... Iyo ale'na (ዕዮ ኣለና) Mengsteab Hagos & Tesfamariam Wedi Negass
(Video)
ዕዮ ኣለና - መንግስተኣብ ሓጎስ/ተስፋማሪያም ነጋሲ  https://youtu.be/9MukLJXqCAs
Created on 06 March 2018
25. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - In Memory of Ararat Iyob ~ንዝኽሪ ኣራራት ኢዮብ
(Video)
ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ሓደ ሰብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብሞት ምስ ተፈልየ፡ ኣብ ባህልና ኣብተን ዝተፋላለያ ሃይማኖታት ብበቢዓይነቱ ኣጋባባት ብሕልፊ ኣብታ ቀዳመይቲ ዓመት፡ ወግዓዊ መዘከርታ ይግበረሉዩ። ንምሳሌ ኣብ ኦርቶዶክስ፡ ካቶሊክ ኣብ 12, 40 ፈረቃ ዓመት፡ ዓመት፡ ቀረባ ቤተስባን ፈተውትን ተኢኪቡ ናብ ቤተክርስትያን ...
Created on 26 February 2018
26. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “betri Heqs tqeTn Amber 'aytsbern” ~ “በትሪ ሐቅስ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን
(Video)
መንግስቲ እስራኤል ነቶም 40,000 ስደትድኛታት- ልዕሊ 30,000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዝተረፉ ድማ ደቂ ሱዳን፡ ካብ መሬታ ተባሕጉጎም ክወጹላ ምእንቲ “እዚኣቶም ስደተኛታት ኣይኮነኑን እንታይ ድኣ ናይ ኤኮነሚ ሽገር ዘለዎም ዓዶም ክኸዱ ዝኽእሉ ጽላቋት(Infiltrators) እዮም” ብዝብል ጉልባብ ምስ ኣፍሪቃዊት ...
Created on 18 February 2018
27. Eritrea New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis Part 2 ~~ ካልኣይ ክፋል መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
(Video)
እንሆ እምበእር መወስኽታ ዝሐለፈት መልእተይ ወዲኤ። ካብተን ናይ ሎሚ መዓልቲ ከቅርበን ዝበልኩ ነጥብታት ብሓንቲኤን ክጅምር፡ ቀዳመይቲ፡ ወትሮ መዓልቲ ህጹጽ ቆላሕታ’ኳ ዘድልዮ እንተኾነ፡ እቲ እዝንና ለሚድዎ፡ እቲ መንፈስና ሓሳረ መከራ ምርካብን ምስማዕን በዚሕዎ፡ በዝን በትን ደንዚዙ፡ ሓሞትና ፈሲሱ፡ መብዛሕትና፡ ...
Created on 18 January 2018
28. Eritrea: New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis ~~ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
(Video)
ኢሳያስ ነቲ ብግብሩ “እቲ ሃገር ናተይ፡ ወናኒ ባሕርን ባህርያዊ ሃብትን ባዕለይ ዉጹ እንተዘይወጻእኩም ድማ ይኣስረኩም የሕቅቀኩም፡ የጥምየኩም፡ ግዳይ በቢዓይነቱ ሕማማት ትኾኑ፡ ምንባርኩም ከም ዘጽላኣኩም ይገብረኩም፡ ኣብ  ፈቀዶ ማዓሰክራት ከርተት በሉ፡ ኣብ ባሕሪ መዲተራንያን ተቀበሩ፡ ኣብ ልብያ ዘመናዊ ብርነት ...
Created on 06 January 2018
29. Eritrea: Open letter to Mr. Marco Minniti, Italian Minister of Interior Re: Release the Innocent Medhanie Tesfamariam Berhe
(Press Release)
Mr. Medhanie Tesfamariam Berhe has spent over 18 months in a Palermo prison whilst his trial has been postponed four times, delaying hearings which might have set him free by now. The circumstances of ...
Created on 06 January 2018
30. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - mengedi dHan jemiru Part 2 | መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል
(Video)
እታ ብጥቅምቲ 31, 2017 ዓ.ም. ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣል ድያእ ኣል-እስላምያ ኣብ ኣኽርያ  ዝተወለዐት ሽግ ዋላ  ቀሸም ወሲኽና ሃልሃል ነብላ፡ ናይ ኤርትራ ሰማይ ብብርሃን ክትቀዶ፡ ተጻዒኑና ዘሎ ጸሊም ደማና ክቅንጠጥ፡ ብሕሱም መንድዓት ዝጎበጠ ዝባንና ትኽ ክብል፡ እሱራትና ክፍትሑ፡ ገበነኛታት ኣብ ፍርዲ ክቀርቡ፡ ...
Created on 17 December 2017
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.