Monday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 2 of 2

31. ካበ’ዲስ ኣበባ ክሳብ ጀነቫ ዝምጠጥ ዛዕባ!
(ርእይቶ)
... ከም ዓባይ ትዕድልቲ ናይ ኤርትራ ንምቕባላ ንደቂ እዋን ዝምልከት ዕዮ ገዛ’ምበር ናይ ይከኣሎን ዋርሳይን ዘይተወድአ ዕማም መኣስ ኮይኑ።     ብሓጺሩ ኣብ ካናዳን ኣመሪካን ዘሎ ምዕባለስ ይጽናሕ ደሓን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝሓንን ዘሎ ምዕባለ ጥራይ’ኳ ካብ’ዚ ዕሙት ኣረኣእያ’ዚ ዝገላግል ቀሊል ኣርኣያ መኣስ ኮይኑ።  ...
Created on 08 July 2015
32. ህ’ባ በል መረብ! ኣባይ’ኳ ልቢ ዘቐየረት።
(ርእይቶ)
... ገዛውቲ ድማ “ዓባይ ኣባ ሻውል ሎሚ ክደርፈላ … ከይፈረስት’ከላ..” ትብል ደርፊ ናይ ጥዑም እዋን ዘዘኻኽር ብዝመስል ኣገባብ፡ ብሰማይ-ጠቀስ ርሻናት ምእንቲ ክትክኡ ተሓግሒጎም ይጽረጉ’ለዉ፡ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ካብ’ቲ ሓደ ስግር ሩባ መረብ ዝስማዕ ዘሎ ናይ ዓበይትን-ናእሽቱን ናይ መርዑትን-ኣንስትን ጫውጫውን-ንብዓትን ...
Created on 01 April 2015
33. Eritrea: Voice of Delina - March 03, 2015 (ድምጺ ደሊና ዜና 03 መጋቢት 2015 )
(Video)
... ድዩ? ኢሉ ንዝሓትት ሓታታይ ግን እንታየ መልሲ ትህበሉ? መስደመም፡፡ ኣብ "ኣለነልኪ" እትብሃል ደንበ ኢንተርነት ድማ ከምዚ ዝብል ጽሑፍ ሰፊሩ ይርከብ፡ "ኣብ ሓደ እዋን፡ ፕራይም ሚንስተር ጓል ኣንስተይቲ ትንበር እምበር፡ እታ ዓባይ ደመክራስያዊት ተባሂላ ትጽዋዕ ሀገረ ህንዲ፡ ሓዲ ሲሶ ናይ መዛገጃ ቤትን ናይ ቁሸት ...
Created on 04 March 2015
34. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 26 ለካቲት 2015
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... እዚ ወሪድዋ ዘሎ ሕማቕ ስእሊ‘ዚ፣ ጾር ኮይኑዋ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዝባና ክሳብ ዝሃለወ ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ ክትሰጋገር እምበር ምምሕያሽ ኣርእያ ንቕድሚት ክትስራዕ ከምዘይትኽእል ይገልጹ። መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ካብቶም ብብዝሒ ናብ ሃገሩ ዝስደዱ ዘለዉ ኣህዛብ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝለዓለ ቁጽሪ ...
Created on 27 February 2015
35. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 09 ለካቲት 2015
(ዜና ድምጺ ደሊና)
* መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተካይዶ ዝጸንሐት ሓበሬታታት ኣብ ምእካብን ምስናድን ዝዓለመ ዑደታ ብዓወት ከምዝዛዘመት ተገሊጹ። * መንግስቲ ኤርትራ ተጻይ ሰላምን ርግኣትን ዞባና ኮይኑ ይቕጽል ከምዘሎ መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ዝሃብዎ ክልተኣዊ መግለጺ ኣመልኪቶም። *** ናዕታ *** ርእስኻ: ...
Created on 10 February 2015
36. ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ። መወዳእታ ክፋል!
(ርእይቶ)
... ዘገም ዝብል ልሙድ ጉዕዞ፡ ጣይታ እናበላዕካ መኪና ምዝዋር’ኳ እንተዘይተጀመረ፡ ተለፎን እናዘወርካ መኪና ምዝዋር ፈቐዶ ኣንጎሎ ኣብ ዝረኣየላ ኣዲስ ኣበባ ዓባይ፡ ሀ)  ጁቨንቱስ፡  ኣቫንቲ-ኢታልያ፡  ግራንዲ ዲ ፐፐ፡  ካስተሊ ሁ) መዲተራንያን፡ ፓሪስ፡ ሎንዶን፡ ኣምስተርዳም፡ ግሪክ ሂ) ካናዳ ሃ) ህንዲ፡  ቱርኪ/ኢስታንቡል፡ ...
Created on 08 February 2015
37. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 6 ጥሪ 2015
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... ዮሩሳሌም ያቆብ ንኣብ ሱዳን ዝርከቡ መቕርባ ክትበጽሕ ናብ ከተማ ካርቱም ከምዝኣተወት ፥ ዘምጽኣ ዕላም ዓሚማ ናብ’ታ እትነብረላ ሃገረ ዓባይ ብሪጣንያ ንኽትምለስ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ካርቱም ኣብ ዝተረኽበትሉ ከኣ ብኣባላት ጸጥታ ከምእተወስደት ይዝከር። ወ/ሮ የሩሳሌም ያቆብ ፥ ምኽንያት መቐየዲኣ ዝሕብር ወግዓዊ መግለጺ ...
Created on 07 January 2015
38. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 2 ጥሪ 2015
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... ኣርባዕተ ዓባይቲ መኻይን  ክልተ ኣብ ከሰላ ክልተ ኣብ ሓፊር ከምዘለዋ ዛጊት ግና  ዝኮነ ይኹን ናይ ንህላውነቶም ምስኽር ዝኸዉን መረዳእታ ከምዘየልቦን እዮም ኣብቲ ቦታ ንንውሕ ዝብለ እዋናት ዝተቐመጡ ነበርቲ ናይቲ ከባቢ  ዝሕብሩ ዘለዎ።   4  ሰባት  ንምድሓን  ተባሂሉ  ዝተወጠነ 400 ሰባት ግዳያ ማህረምቲን ማእስርቲን ...
Created on 03 January 2015
39. ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ። (2ይ ክፋል)
(ርእይቶ)
... ለይተይን በ’ታ ዓባይ ነፋሪት ስለዝተመሳሰለ።       ዝኾነ ኾይኑ ከምዝወዓል ቀዳማይ መዓልቲ ተዋዒሉ ተሓድረ’ሞ፡ መቐነይተይ ትኾነኒ ቦታ ኣመኣዛዘኹ። ቀስብቐስ ከኣኒ፡ ዳርጋ ኣብ ሳልስቱ ናይ ኢደይን ናየ’እምሮይን ሰዓት ምስ እዋን ተመዓራረየ። ካብኡ ሎምስ ሰሉስ’ዩ’ሞ፡  እስኪ ብንግሁኡ ኣብ’ዛ ናይ ቀደም ደገ ሰላመይ ...
Created on 31 December 2014
40. ሰለስተ ምኽርታት ካብ ትውልዲ ኣለና ኣባል - 1ይቲ ምኽሪ - ሲንጋፖርን እተን ኣርባዕተ ኣናብር
(ርእይቶ)
... ብምምጻእ ሞደርን ናይ ኣገልግሎት ወሃብን ማለት ብባንክን ፊናንስን ናይ ወደብ ኣግልግሎትን ኣማዕበለ። ኣብዚ ምስ ኤርትራ ክረኣ እንከሎ ኣዝዩ ናይ ፍልልይ ልዑል ጋግ ይረኣ እዩ። ናይ መሬት ሕቶ ኣሎ። ኤርትራ ምስ ሲንጋፖር ክትወዳደር እንከላ ዓባይ ሃገር እያ፡ ሕዝባ ድማ ኣብ ኩሉ ወገን ይነብር። እዚ ኾይኑ ግን ኣብ ...
Created on 26 December 2014
41. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 21 ታሕሳስ፣ 2014
(ዜና ድምጺ ደሊና)
*41 ኣባላት ታሕተዋይ ፓርላማ ዓባይ ብሪጣንያ ፥ ነቲ ብስርዓት ኣስመራ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ኩሉንትናዊ ግህሰት ኮኒኖም። * ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምግታእ ንግዲ ደቂ-ሰብን ካልኦት ስግረ-ዶባውያን ዘይሕጋውያን ንጥፈታትን ዝሰመረ ሓድሽ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ። ሓተታ ድምጺ ደሊና: “ፍልልያትና ...
Created on 21 December 2014
42. ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 12-17 ታሕሳስ፣ 2014
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... ኣቓልቦ ሓያሎ ተጣበቕቲ ሰብኣውነት ወኒኑ ከምዘሎ ናይ ቀረባ ተዓዘብቲ ይሕብሩ ኣለዉ። እታ ወ/ሮ ዮሩሳሌም ያቆብ ዝተባህለት ነባሪት ዓባይ ብሪጣንያ ዝኾነት ኤርትራዊት ተንቀሳቓሲት ሰብኣውነት፥ ንኣብ ሱዳን ዝርከቡ መቕርባ ክትበጽሕን ኣብ’ታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ክትምዝግብን ...
Created on 17 December 2014
43. እታ ባንዴራ
(ርእይቶ)
... ብዛዕባ እዚኣስ እቲ ስርዓት እውን ከም ክውን ተቐቢልዎ እዩ። ምኽንያቱ እዚ መደብ እዚ ንባዕሉ እቲ ንነጻነት ዝተኻየደ ቃልሲ ነዛ  ባንዴራ እዚኣ ንምምላስ ምኻኑ ይእመነሉ እዩ። መንግስቲ ህ.ግ.ሓ.ኤ.ን ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ብዛዕባ እዚኣ  ባንዴራ ዝወስዶ መግለጽታት ክርአ እንከሎ፡ “ኣደይ ዓባይስ ጻሕሊ እንተሰበራ፡ ሓጺበን ...
Created on 17 December 2014
44. ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 15 ታሕሳስ፣ 2014
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... “ሑርያት-ሱዳን” ኣቃሊዑ። እቲ መርበብ ኣብ ሓበሬታኡ ፥ ወ/ሮ ዮሩሳሌም ያቆብ ንኣብ ሱዳን ዝርከቡ መቕርባ ክትበጽሕን ኣብ’ታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ከተመስክርን ናብ ከተማ ካርቱም ከምዝበጽሐት ፥ ዘምጽኣ ዕላም ዓሚማ ናብ’ታ እትነብረላ ሃገረ ዓባይ ብሪጣንያ ንኽትምለስ ...
Created on 15 December 2014
45. ውዕሎ ሓመድ ድበ ህግደፍ፡ ኣብ ከተማ ስታቫንገር
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ታሕሳስ፡ ሓደ መዓልቲ  ቅድሚ እታ ምርኢት ኪካየደላ ዝተወጠነት መዓልቲ። ደለይቲ ለውጢ ድሕሪ እቲ ዘካየድዎ ዘይሕለል ጻዕሪ፡ እታ ጉጅለ ባህሊ ምርኢት ከተካይደሉ ዝተሓዝአ ሆቴል ኣበይ ምኻኑ በጽሕዎ። እታ ዓባይ ምስጢር ኣሳሰይቲ ስርዓት ህግደፍ ተኸሸሐት። ደለይቲ ለውጢ ነታ ዓባይ ማሕንቖ ኮይናቶም ዝነበረት ምስጢር ብምጭባጦም ...
Created on 06 December 2014
46. መእረምታ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ምዕራፍ 1ን 2ን፡ ገጽ 3 ናይ ደጃ. ባህታ ሓጎስ ዝተጠቕሰ።
(ርእይቶ)
... ሕዝናያ ዘሎና (ኤርትራ) ጫፍ መሬት ጥራይ ሒዝና ምጽናሕ ምዕጋስ ጊዜ ምጽባይ’ዶ ይሕሸና ወይስ ዝከኣለና ሰራዊት ኣኽቲትና ደቂ ሃገርን ደቂ ዓባይ ኢጣልያን ኣኪብና ንኹላ ኢትዮጵያ ብምሉእ ጠቕሊልና ንምሕዝ ንቕድሚት ምድፋእ ምቕጻል ምበለጸና ፣ ኣየናይ ይሕሸና” ተባሃሂሎም ተማኸሩ። እንካብ ዝተዛረቡሉን ዝመኸሩሉን ነገራት ...
Created on 28 November 2014
47. 3ይ ክፋል "ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ።
(ርእይቶ)
... ብሓባር ወሰድኦ። ከምኡ እውን ህ.ወ.ሓ.ት. ምስ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ኣንጻር ናይ ደርጊ “ቀይ ኮከብ” ወፈራ ተሳተፉ።    እዚ ምትሕብባር እዚ ግን ኣብ ትሕቲኡ ፈኸም ዝብል ጉዳይ እዩ ዝነበረ። ዕላማ ህ.ወ.ሓ.ት. ኣብቲ እዋን እቲ (ካብ ናይ ህ.ወ.ሓ.ት. ናይ 1976 ማኒፈስቶ ዝተወሰደ) ንሓንቲ “ዓባይ ትግራይ” Republic ...
Created on 22 November 2014
48. 2ይ ክፋል “ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
(ርእይቶ)
... ትሕቲ መግዛእቲ እንግሊዝ ዝነበረት ሱዳን፡ እቲ ከበሳ ድማ ምስ ኢትዮጵያ ንኽሓብር ወጠነ በቪን ስቮርሳ ኣምጽአ። እዚ ፈተነ እዚ ተቐባልነት ስለዘይረኸበ ነቲ ጉዳይ እተጽንዕ ናይ ሕ.መ. ኮሚሽን ቆመት። እተን ዓበይቲ ሃገራት ማለት ዓባይ ቢሪጥንያ፡ ኣሜሪካ፡ ፈረንሳን ሩስያን ስትራተጂካዊት ኤርትራ ብኸመይ ኣብ ጥቕመን ...
Created on 11 November 2014
49. ‘ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ' - ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ።
(ርእይቶ)
... ኣብ ሮሜ ዝነበረ መንግስቲ ንኽወድቕን ነቲ ኣብ መንጎ ጥልያንን ፈረንሳን እንግሊዝን ዝነበረ ውድድር ንልዕልነት ኢትዮጵያን ወግዓዊን መንግስታን ብኣውሮጳውያን ንኽትፍለጥ ኣኽኢሉ።   ኣብ መወዳእታ ናይ 19 ክፍለ ዘመን መንግስቲ ጥልያን በሓደ ወገን በቲ ሓደ ድማ ኢትዮጵያን ፈረንሳን ዓባይ ብሪጣንያን ዶባት ዝሕንጽጽ ስምምዓት ...
Created on 29 October 2014
50. እታ ሕብእቲ ሰልፊ።
(ርእይቶ)
... ዝኾኑ ናይ ግብጺ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝተገብረ ርክብ …… ኣቡነ ያዕቆብ …. ኣብ ትሕቲ ናይ ኢትዮጵያ መንበረ ፓትርያርክ ንክትጸንሕ እዮም ተኸራኺሮም። … እዚ ድማ እቲ መግዛእቲ ዝፈጠሮ ኩነታት ኮይኑ ብዘይካ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝተተሓሓዘ ናይ ዓባይ ኢትዮጵያ ኣረኣእያ፡ ብሸነኽ ናይ ግብጺ ሲኖዶስ ኣባላት ዝነበሩ ምስ ሃገራዊ ...
Created on 27 September 2014
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.