Saturday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

21. Eritrea: kidan Tbeb zelewo mShet ኪዳን ጥበብ ዘለዎ ምሽት
(Video)
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚዑ ወይ ርእዩ ብዙሕ ታሪኽ ይቐስም፡ ታሪኽ ወለዶታትን ባህልታትን ከአ ብኡ ይሰጋገር። በዚ ኣገባብ እዚ ተጸልዩ ከኣ ብዙሕ ስነጥበበኛ ይፈሪ ከም ዝነበረ ኩልና ...
Created on 09 December 2017
22. ሸርሕን ውዲትን የማነ (ማንኪ) ንኤርትራን ህዝባን ካብ ማእሲ ናብ ጋህሲ የሳሲ
(Video)
... ዝውዳእ ኣይኮነን። ነዛ ብሰንኪ የማነን ደቂ መዛሙርቱን `መቓብር ህሉዋት` ኮይና ዘላ ምስኪን ሃገር፡ እቲ ሒዛቶ ዘላ ዝተደወነ ምስሊ ኣብ ቅድሚ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ተራእዩ መታን ከይቃላዕ፡ ቀንዲ ስርሓት የማነ፡ ሓሶትን ምድንጋራትን ምሂዝካ፡ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ይኹኑ፡ ወከልቲ ዝተፈላለዩ መንግስታትን ትካላትን ...
Created on 13 November 2017
23. ኣጆኹም ኣጆና ክወግሕዩ
(Video)
... ኤውሮጵን ትምህርቶም ክቅጽሉ ዝኸዱ ኤርትራውያን ትምህርቶም ኣቋሪጾም ኣብ ታክስን ቤት ብልዕን እናሰርሑ ንገድሎም ይዕንግሉ ጥራይ ዘይኮነ  ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣብየት ይብሉ ነይሮም።  ኣብ መንጎ እዞም  ተመሆሮ እዚእቶም ዝነበራ ደቂ ኣንስትዮ  ቁጽረን ኣዝዩ ዉሑድ እዩ ነይሩ። ብርክት ዝበለ ቁጽረን  ኣብ ዓዲ ጥልያንን፡ ...
Created on 27 August 2017
24. ካብ እንዳ ራእሲ ክሳብ’ንዳ ባሕረ’ጋሲ ዘላ ባእሲ ናይ ህዝቢ ዲፕሎማሲ’ያ ትኾና ፈውሲ!
(ርእይቶ)
... መጽሓፎም ገጽ 63 “ዓባይ ትጋራይ ማለት እዚ ናይ ሎሚ ሃገረ ኤርትራን ክልል ትግራይን ዝበሃል ትግርኛ ተዛራቢ ህዝብታት ዝነብረሉን ከባቢታት ኣብ ሓደ ብምጥቕላል ሓንቲ ሃገር ንምፍጣር ብመንግስታት ጥልያንን እንግሊዝን ዝተገብረ ምንቅስቓስ እዩ።” ዝብል ጽሑፍ እንከቕርቡ፡ ኣብ መጽሓኦፍም ብዘሎ ስእሎም ብዕድመ ድፍእ ዘበሉ ...
Created on 23 July 2017
25. ሓጺሩኒ እንተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ።
(ርእይቶ)
... ዐርከይ መወድእ ትምቧኾ’ ዝመስል ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ መንግስታትን ሸፋቱ ግጅለታት ሊብያ ይኹን የመን ዝተመስረተ ናይ ቅጽበታዊ ምሕዝነት ንህዝቢ ኤርትራ  ካብ ሩሱን ሞጎጎ ናብ ዝረሰነ ሞቕሎ ምድርባይ ይመስል። እዚ ነታ ሃገር ብሃይማኖታዊን፡ ቀቢላውን፡ ኣውራጃውን ፍልልይ በታቲኑ ኣብ ርእሲአ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ በጋሚንዶ ...
Created on 15 June 2017
26. ኤርትራ : መዓልቲ ናጽነት!
(ርእይቶ)
... ኢሎም ተመሳሳሊ ሓረጋት ከምዝጥቀሙ እፈልጥ እየ። እዚ ድማ ኣብ ፖለቲካ ዝነብረን ዘሎን ኢዩ። ንመንግስቲ ስለዝቃወም፣ ተገሪሀ ነቶም ቆርበት በጊዕ ዝለበሱ ቶኽላታት ንምልላይ ጥንቃቐ ኣየዘውትርን ማለት ኣይኮነን። ኣብ ታሪኽ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን ብምስምስ ሓገዝ ንብዙሓት ሃገራት ከምዝመዝመዛ እፈልጥ እየ። ...
Created on 26 May 2017
27. 2ይ ክፋል: ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ!
(ርእይቶ)
... ከመ’ዓልካ ይትረፈና ዝብል ናይ ህልኽ ፕሮፓጋንዳ እንተዘይኮይኑ፡ ሓደ’ጽሕፍ ሓደ’ጸንሓለይ ዝመስል ጥበብ ከም ዝነበሮ እቲ ውዕል መኣስ ተገንዚብና።        ዝኾነ ኾይኑ ኣብ’ዚ ዝምባለ’ዚ ዝተባህለ ተባሂሉ፡ ክርሳዕ ዘይብሉ ናይ ፖለቲካ ሜላ’ሎ። መንግስታት ናይ ኢትዮጵያ እንተኾኑ’ውን፡ ንተዋህዶ ሃይማኖት ዝሓቖፈሉ ...
Created on 19 April 2017
28. ሰነድ ቪድዮ “ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት” ስለምንታይ?
(ርእይቶ)
... ስራሕ ኢያ። ኤርትራ ካብተን ፈረምቲ ኣህጉራዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት ደኣ ትዅን እምበር፡ ኣብ ግብሪን እቲ ዝነበረ ትጽቢትን ግን ብኣንጻሩ’ዩ። ንህዝቢ ኢና እንውክል ዝብሉ መንግስታት ካብኣቶም ዝጥለብ ዘበለ ትጽቢታት ከተግብሩን ብዘጕደሉዎ ድማ ክሕተቱን ኣለዎም። ህዝቢ ኤርትራ ከኣ መሰላቱን ግቡኣቱን ክፈልጥ ምሉእ መሰል ...
Created on 05 December 2016
29. ታሪኽን ኣገዳስነትን ሰነድ ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት!
(Video)
... ጥንታዊ ታሪኻዊ መሰረት ዘሎዎ፡ ናይ መበል ዕስራ ዘመን ዝዓበየ ኣህጉራዊ ሰነድ ኪበሃል ዝከኣል፡ ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት፡ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ኣብ 10 ታሕሳስ፡ 1948 ከጽድቕ ክኣለ። ኣብ ጕዕዞ ፍጻሜታት ታሪኽ ሓደ ህዝቢ፡ ንሰብኣዊ መሰሉ ዚግህስ፡ ዘይባህሪያውን : ዘይፍትሓውን ዘይሕጋውን ጨቋኒ ስርዓት ...
Created on 06 November 2016
30. “ዕዉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣሳለጥቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ገይሩ፡ ን ዘድሊ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ይጽዕር። ብተወሳኺ ፡ ብ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ዝቖመ ጉጅለ መጽናዕቲ ኣድላዩ ምርምርን መጽናዕትን ብምክያድ ጠቐምቲ ዝተባህሉ ምኽሪ- ሓዘል ጽሑፋት ብምቕራብ ክተሓጋግዝ ትጽቢት ኣሎ። ዓለምለኻዊ መሪሕነት ብስም ኩላትና ኣብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ይኹን ሕብረት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ጉዳይ ...
Created on 19 July 2016
31. ሰብ'ዶ ይኾርዕ ብዘይ ሰቡ፣ እስኪ ተዓዘቡ! ስክፍታ ኣደይ ለታይ አብ ሰልፊ ጀነቫ ህግደፍ
(Video)
... ሕንጫል ወዲ ጓለይ ባይ ለቢሙ ልዕለይ ታሪኽ ሰሪሑ ክብላ ነብሰን ክሳብ ዝጸልኣ ብጀነቫ 21 ጎሃያ። አደይ ለታይ ብዕድመ ዓባይ እየን። አብ ዕድመአን ከአ ሰለስተ መንግስታት ጽቡቕ ጌረን ዘስተማቐራ እየን። ቅድሚ ናብ ዓዲ ጣልያን ተሰዲደን ከዳሚት ኮይነን ነቲ ሳልሳይ ዘርከባሉ ሕጂ አብ ኤርትራ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ...
Created on 11 July 2016
32. ታሕሳስ 20፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካልኣይ ክፋል
(ዋዛ)
... ንዓቐብ ምሻን ኢዩ ኮይኑ። ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን፡ ካብ ዘረባኻ ተበጊሰን፡ ኣብ ወጻ ኢ ንዝብነብር ህዝቢ ብዓይኒ ጥራጣረ ክርእይኦ ጅሚረን። ምዕቡላት መንግስታት፡ ዜጋታተን፡ ቢን ላደን ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ከባቢታት ከዋፍሩ ስለዘይደልያ፡ ነቲግዕዙይ ኮሚኒስታዊ ፖሊሲኻ ኣህዲሙ ዎ ዝነበረ ቖላሕታ ኣውፈርቲ፡ ንሓንሳብን ...
Created on 06 July 2016
33. ታሕሳስ 18፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዘደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ ሃይሉ
(ዋዛ)
... ብዊስኪን ኣስቤዛን ድማ፡ ሓምሳ ስድራቤታት ዝቅልብ ወርሓዊ መቁነን ይወሃቦም ኔሩ። ሓቀይ ዶ?  ኢሳያስ፡ ንሱ፡ ዝኾነ መንግስቲ ዝገብሮ ሓለፋ ኢዩ።  ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ህግደፍ፡ ዶ? ብዘይ ደሞዝ ንሓረስቶት 10 ዓመት ብጥርሑ ዘገብራ መንግስታት ከ ርኢኻ ዶ ትፈልጥ?  ንኣዘዝቲ ሰራዊት ኣሽሓት ምብታን፡ ዝኾነ ...
Created on 05 July 2016
34. ሓጺር ጸብጻብ ብዛዕባ ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ዘተ ክቐርብ ዝነበሮ ውሳነ እቲ ብመንግስታት ጅቡቲን ሶማልያን ዝተዳለወ ረቂቅ ውሳነ ብምንባሩ እሱ ብኣባላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት   በዕቱብ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ተዘትዩሉ ብዘይ ገለ ተቓውሞ ብሙሉእ ድምጺ ትማሊ ዕለት 1 ሓምለ 2016 ሓሊፍ፡ ወግዓዊ ውሳነ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ ...
Created on 02 July 2016
35. ነቐለ ነቐለ ንጀነቫ ነቐለ
(ናዕታ)
... መንግስታት መርማሪ ኮሚሽን’ ዝብሃል ንህዝቢ ዝሕለቕ ጭቡጥ ሰነዳት ገፋዕቲ ብምቕራብ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቕዩ ንዓመታት ናብ ዓለም ቤት ፍርዲ ክቐርቡ ዝጠልብ   ነቐለ ነቐለ ደላይ ፍትሒ ንጀነቫ ነቐለ ክነግር ነቶም ‘ንሱ ንሕና ንሕና ንሱ! ዝብሉ ‘ናብ ልብኹም ተመለሱ! ቅድሚ ሕጂ ዝፈጸምኩሞ ጌጋ ይኣኽለኩም ...
Created on 18 June 2016
36. ኣገዳሲ መግለጺ ውህደት ደሞክራሲያዊት ኤርትራ ኣብ ኢጣልያ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ኣብዚ ግዜ’ዚ ኢሳያስን ናይ ቀረባ ኣማኸርቱን ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝፍጽምዎ ዘሎው ሰብኣዊ ግህሰት ብዓለም ደረጃ ኣዛራቢ ኮይኑ ስለዘሎን፡ ብፍላይ ከኣ ትካል ሰብኣዊ መሰል ሕብራት መንግስታት ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግህሰታት ዘኣከበቶ መርትዖታታ እውጅ ክትገር ኣብ ዝተቃረበሉ እዋን ምስ 8 ሃገራት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ...
Created on 10 June 2016
37. ምጽራይ ሕ.ሃ. ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ኣብ ኤርትራ ረኺቡ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ካናዳ፡ ጅቡቲ፡ ኢትዮጵያ፡ ፈረንሳ፡ ጀርመን፡ ጥልያን፡ ኔዘርላንድ፡ ኖርወይ፡ ሽወደን፡ ስዊዘርላንድ፡ ዩናይትድ ኪንግዶም (UK) ከምኡ ውን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ።   ኮምሽን፡ ሰለስተ ዘይሻራውያን ክኢላታት ትሓቁፍ፡ ኣቦ-መንበር ኣቶ ማይክ ስሚዝ (ኣውስትራልያ)፡ ኣቶ ቪክቶር ዳንክዋ (ጋና) ከምኡ ውን ወ/ሮ ሼላ ...
Created on 09 June 2016
38. ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰል!!!
(ቆፎ ሰነዳት)
... ቀዳማይ ንድፊ ኣዋጅ ኣብ መስከረም፡ 1948 ቀሪቡ፡ ካብ 50 ንላዕሊ መንግስታት ኣብቲ ናይ መወዳእታ ንድፊ ተሳቲፈን። ብውሳኔ 217 A (III) ናይ 10 ታሕሳስ፡ 1948፡ ሓፈሻዊ ባይቶ፡ ኣብ ፓሪስ ተራኺቡ፡ ን ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት፡ ሸሞንተ ሃገራት ዘየድመጻ፡ ግን ዝተቓወማ ዘይነበርኦ ኣጽዲቑዎ። ኣብ ትሕቲ ...
Created on 31 May 2016
39. ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም አብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ/ نداء عاجل لجميع الارتريين في جميع أنحاء العالم
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
...  ኣሕመድ ብርሃኑ ዋሽንግቶን ሲያትል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ  This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ኣማኑኤል ኢያሱ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ፕሮፈሰር ኣርኣያ ደበሳይ ንውኣርክ፣ ደላዌር ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ...
Created on 18 May 2016
40. 25 ዓመት ድሕሪ ሃንቀውታዊ ‘ሐርነት’ ኤርትራ።
(ርእይቶ)
... እቲ ብሓረስቶት ሰናይ/‘ጡዑም’  ዘበን ተባሂሉ ዝፍለጥ ከይተጠቐምካሉ ይሓልፍ። ኤርትራ ካብተን ኣዝዩ ዉሑድ ዘመናዊ ዱኽዕን ጸረ ኣባልዕን እትጥቀም ምዃና ናይ ህቡራት መንግስታት ናይ መግብን ሕርሻን ውድበ ጹሑፋት የመልክት።  ተፈጥሮ ዘስዕቦ ሽግራት ንጎኒ ገዲፍና፡ እቲ ቀጻሊ ናይ ምግቢ ሕጽረት ከግድዶ ዝኸአለ እንታይ ...
Created on 06 May 2016
41. ስንክሳራዊ መረጼን ታሪኽ!
(ርእይቶ)
... መዓላን መክሰብን ክጥቐሙሉ ንቡር’ዩ፣ኣብ’ኦም ዝተጀመረ ዕማም ምኹሕሓልን ፖለቲካዊ ረብሓ ምጉንጻፍ ካብ ዘይተጀመረ ማለት ከኣ ከም’ኡ ምግባሮም ንቡር መስርሕ ዕዮ መንግስታት እዩ። ዘር’ኣይ ደረስ ኣብ ዝሞተሉ፡ ኣብ ኣባሻውል ኣብ ዝተገበረ ሓዘን፡ ብ’ኣካል ዝተረኽቡ ገና ገሊኦም ብሕይወት ዘለዉ ኣለዉ እዮም፣እቲ ርእይቶ ...
Created on 01 April 2016
42. ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ መንእሰይ
(ርእይቶ)
...  ዝብል መርገጽን ሓሳባትን ፌሩዝ ትህብ ምንባራ መቕርባ ይዝኽሩ እዮም። ፈሩዝ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ትነብር ከምዘላ ይፍለጥ።ናይ ላዕለዋይ ክፋል ትምህርታ ንምቕጻል ዕድል ረኪባ ኣብ ኣመሪካ ከምዝመጸት፣ፊልምታት ብምር’ኣይ፡ናይ ሕግን ስነ ልቦናን መጽሓፍትን ብምንባብ ኮነ ደርፍታት ብምስማዕን ...
Created on 11 March 2016
43. 8 መጋቢት፡ሕላገት መዓልቲ ኹለንተናዊ ነጥበ-መቐይሮ ደቂ-ኣንስቲዮ ትኹን!
(ርእይቶ)
... ንዘመነ መንግስቲ ደርግን ኅይለሥላሴ ከም መረጺን ገይርካ ምውሳዱ፡ እሞ ከኣ ርብዒ-ዘመን ብውሕዱ ካብ ዝወድቑ ዝገበሩ መንግስታት ከም መነጻጸሪ ምጥቓሙ ኣዚዩ ዝሕፍርን ዝሕንኽን እዩ።ርብዒ-ዘመን ዕድመ ሓደ ወለዶ’ዩ፣ ምስ ተቃሊስካ ዝሰዓርካዮ ስርዓት ክትወዳደርን ክትነጻጸርን ምሕሳብ ንባዕሉ ዕብደት እዩ። ምንጽጻርን ምውድዳርን ...
Created on 08 March 2016
44. “ግእዝ ትምህርቲ`ምበር ቋንቋ ኣይኮነን…” ካልኣይ ክፋል
(ርእይቶ)
... ዝብል ጉጉይ ሞጎት እዩ። እቲ ቋንቋ ናይ ታሪክ ቋንቋ እዩ። ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን ከም እኒ ጻዕዳ-እምባ፣ደብረቢዘን ኮነ ኣክሱምን ካል’ኦት ታሪካውያን ቦታታት ዘለዉ ሰነዳትን ጥንታዊ ቕርስታት ብቛንቛ ግእዝ እዮም ሰፊሮም ዘለዉ። ነገስታት መድረ-ሓበሻ ምስ ምዕራባውያን መንግስታት ክራከቡ ኮነ ክጽሕፍሎም ከለዉ ...
Created on 28 February 2016
45. ክንደይ ዲክተተራት እዮም ብሰላም ካብ ቦታኦም ተፈልዮም???
(ርእይቶ)
... ሕጂ ኣብዚ ምግላጽ ኣየድልን። ደገፍቲ ህግደፍ ግን ብመራሒኦም ተኣዚዞም ኮረንቲ ጨቢጦም ኣብ ኢንተርነት ጫው ጫው እንተበሉ ናይ ገበን መስርሕን ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣግባብ ግን እታ ዓመት እውን ሕጂ ሕጂ ክትበጽሕ ምኻና ይፈልጡ እዮም። ምኽንያቱ ሕዝቢ ኤርትራ በይኑ ኣይኮነን። ኣካል ናይታ ብሕግን ስነስርዓትን ክኸይድ ...
Created on 29 July 2015
46. ካበ’ዲስ ኣበባ ክሳብ ጀነቫ ዝምጠጥ ዛዕባ!
(ርእይቶ)
... ኣብ ህሉው ኩነታት እንክተናኽፉ ድማ፡ ደቀ’ሺ “No part of the culture admits mistake.” ዝመስል ሰፊሕ መንጸፍ ኣንጺፎም ድንጋጸን ቡቕባቖን ወሲኾም ምስ መማህራን ቤት ትምህርቲ ዘይምልከተካ ክትፈልጥ ኣይትፈትን ዘሎ ጉድ የቃልዑ። ሃ) መንግስታት ናይ ዓለም ከም’ቲ ብቤትፍርዲ ዝተወሰነ ኣብ ምጥራር ...
Created on 08 July 2015
47. ትውልዲ “ኣለና” 7ይ ክፋል “ፍሉይ” ኤርትራዊ እንታውነት ከመይ ኢሉ ጀሚሩ (ብሓጺሩ)
(ርእይቶ)
... ዝለዓለ ንጉሰ ነገስት ስለዝኾነን ነዚ ኣብ መንጎ ክልተ መንግስታት ዝተገብረ ውዑል ብስም ኢትዮጵያ ክፍርም ኪኢሉ። በዚ ስምምዕ መሰረት ድማ ኪኖ መረብ ዝኾነ መሬት ንጥልያን ክወሃብ ኣብቲ ስምምዕ ተበጽሐ። በዚ ኩነት እዚ ኣብ ልዕሊ ከምዝተገልጸ፣ እቲ ካብ ምጽዋዕ ክሳብ ዓሰብ፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ድማ ምስ ሓባብን በንዓምርን ...
Created on 02 July 2015
48. ትውልዲ “ኣለና” 5ይ ክፋል፤ ይቕረታ ምሕታት፤ ካብ መሪሕነታት ህ.ግ. ዘይተለምደ ኣምር።
(ርእይቶ)
... ናይ ኖበል ክኸውን በቒዑ። 6)   ጃፓን ኣብ ልዕሊ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኩናት ምስ ኣወጀት፣ እቲ ናይ ኣሜሪካ ስርዓት ንጸጥታ ናይቲ ሃገርን ምክልኻልን ብምባል ሕጊ ኣሕሊፉ ነቶም ኣብ መሬቱ ፈሊሶም ዝነብሩ ዝነበሩ መበቆሎም ጃፓን ዝኾኑ ሰባት እቲ ኩናት ክሳብ ዝውዳእ ኣብ ሓደ ማእሰርቲ ኣእተዎም። እዞም ዜግነት ...
Created on 27 February 2015
49. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 24 ለካቲት 2015
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... ግን ውላድ መኻን ዝገብርን መጻኢኣ ዘጸልምትን ሙኻኑን ብዙሓት ወገናት የጠንቅቑ። ህግደፍ እዚ ጉዳይ መፍትሒ ከናድየሉስ ይትረፍ ነቶም ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ናይ ዳንኬራ ዳስት ብምድላው ንፕሮፓጋንዳ ስእሊ ካብ ውሽጢ ዓዲ ደረፍቲ እናሰደደ ናብ ዝያዳ ጥፍኣት ይሸሞም ኣሎ። ሓያሎ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት መንግስታት ...
Created on 25 February 2015
50. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 23 ለካቲት 2015
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... መንግስታት ዓለም ዝተወሰነትን ዝፈጠረቶም ስርዓት ፈደረሽን ንህዝቢ ከይተወከሱ ኣፍሪሶማ ተባሂሉ፡፡ እቶም ኣባላትውን ተበቲኖም ተሪፎም፡፡ ህዝብና ከኣ ኩሉ ዕድላት ምስተዓጸዎ ናብ ዲቕ ዝበለ ደማዎ ኩናት ክኣቱ ተገዲዱ፡፡  ድሕሪ ክንደይ ደማዊ ኩናት፡ ኣስመራ ምስ ተኸበት፡ "ደርጊ ተሓግሒጉ ክወጽእ'ዩ፡ ለቖትኡ ጠቕሊሉ ...
Created on 24 February 2015
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.