Monday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

1. ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድሚኦም ብምኽንያት ሕማም ኣብ ኒውዮርክ ዓሪፎም።
(ዜና)
... ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድሚኦም ብምኽንያት ሕማም ኣብ ኒውዮርክ ዓሪፎም። ዋሽንግተን — ኣምባሳደር ግርማ ትማሊ ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፉ ዝተፈልጠ ሎሚ ኽከውን ኸሎ ንዝሓለፉ ትሸዓተ ኣዋርሕ ኣብ ሕክምና ከምዝነበሩ ተፈሊጡ'ሎ። ኣምባሳደር ግርማ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ...
Created on 06 October 2016
2. ልቢ ዝትንክፍ ዘረባ ብዓቢይ ስዩም፡ ናብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ መሰል ደቂ ሰባት
(ርእይቶ)
... ኢኹም። ኣብ ሕቡራት መንግስታትን ኣብ ዋና ከተማታት ሃገርኩምን ወከልቲ ኤርትራ ኣለዉ። መንግስቲ ኤርትራ በቲ ንስኻትኩም እትውክልዎ ዓለም ለኻዊ ትካልውን ፍሉጥ ኢዩ። ስለዚ ኣብ ክንዲ እቶም ኵሎም ወለዶም ዝተኣስርዎም ህጻናት፡ ሓደ ነገር ይሓተኩም ኣሎኹ። ናብኦም ብምኻድ ነቲ ክምልስዎ ዘይደልዩ ሕቶ ሕተትዎም፡ “እሱራት ...
Created on 13 June 2013
3. ኽቡራት ደለይቲ ለውጢ ስውሲ - ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መንግስታት፣ ኣብ ጀኔቫ ዓቢይ ጉባኤ ክጅምር'ዩ
(ርእይቶ)
እዚ ጉባኤ ኮሚሽን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ንሰብኣዊ መሰል ዘርኢ ብወግዒ ናይ ምኹናን መርገጽ ክወስድ'ውን ትጽቢት ኣሎ። እዚ ውሳኔ እዚ ብጉባኤ ኮሚሽን ሕ. መንግስታት ክውሰድ ካብ 14 ዓመት ጀሚርና ብዓብየቲ ሰላማዊ ሰልፍታትን ብደብዳቤታትን ብደሊገሽንን ብውልቒ ኤራውያን ሰብኣዊ መሰል ዝጣበቑን ዝተደኸሙሉ'ዩ። ሎሚ ...
Created on 27 May 2013
4. አባላት ተቓወምቲ ኤርትራውያን አብ በይ-ኤርያ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ምስ ወኪል ናይ ሕቡራት መንግስታት አሜሪካ አባል-ኮንግረስ ባርባራ ሊ (Congresswoman Barbara Lee) ተራኪቦም
(ርእይቶ)
... ንክመጽእ ክድግፉና ጻዊዒት አቅሪብና። ብዝተገበረልና ደገፍን መብጽዓን ከምኡውን ንመጻኢ ብክህልዉና ዝኽእል ዝምድና ዘቲና፡ ብውጽኢቱ ከአ ዓጊብና።   ኤርትራውያን ተቓወምቲ አብ በይ-ኤርያ፡ ኦክላንድ ካሊፎርንያ፡ ምስ ናይ ሕቡራት መንግስታት አሜሪካ፡ ወኪል አባል-ኮንግረስ ባርባራ ሊ(Congresswoman Barbara ...
Created on 13 December 2012
5. ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቅድሚ ህንጻ ሕቡራት መንግስታት ከተማ ኒው-ዮርክ፤
(ኣውያት ንዓለም!)
ኣቶ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ብምኽንያት እቲ ዓመት-ዓመት ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጋባእ ናይ ሕቡራት መንግስታት General Assembly ኣኼባ ንምስታፍ ናብ ከተማ ኒው-ዮርክ ይመጽእ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዝቕመጡ ኤርትራውያን መረረን ሕሰምን ህዝቦም ንመራሕቲ ዓለም ንምግላጽን፡ ነቲ ባይቶ ...
Created on 17 September 2011
6. ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንሃብቲ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስን ኣቶ የማነ ገብራኣብ ከይንቀሳቀስ ኣጊዳ
(ዜና)
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ንሃብቲ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስን ኣቶ የማነ ገብራኣብ ከይንቀሳቀስ ከምዝኣገደቶ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ናይ 16 ሚያዝያ ዜናኣ ኣቃሊሓ። http://blip.tv/file/get/Asmarino-hburatMegstatAmericaNhabtiYemaneMonkeyKeynqe ...
Created on 17 April 2010
7. ሕቡራት መንግስታት ዝወደቐት በላሩሳዊት ነፋሪት፣መህረሚ ወሃቢት ኤርትራ እያ
(ዜና)
... “45 ዝኸውን” ካብ መሬት ናብ ኣየር ሚሳይል ካብ ኢራን፣ ስለስተ ካብ መሬት ናብ ኣየር ሚሳይል ድማ ካብ ሶርያ ከምዝመጸ ክፈልጥ ኪኢሉ። ኣብ ታሕቲ ብማት ሽሮደር ዝቐረበ ጸብጻብ ተመልከቱ። እዚ ሕቡራት መንግስታት ከመይ ጌሮም ናይታ ብክልተ ኤስኤ-18 ኢግላ ተሃሪማ ዝወደቐት ናይ በላሩስ ነፋሪት፣ ወሃቢት (provided ...
Created on 27 March 2010
8. ብሕቡራት መንግስታት አብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ማዕቀብ ንህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይጸልዎ?
(ርእይቶ)
እዚ ሕጅ አብ ርእሲ ህግደፍ ዝተበየነ ማዕቀብ ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ዝተፈላለየ ኣረኣያ ክህልወና ባህርያዊ እኳ እንተኸነ ሓደ መሰረታዊ ነገር ግን አሎ። እዚ ማዕቀብ ህዝቢ ኤርትራ ስለዝተረገጸ ወይውን ህዝቢ ፍትሒ ስለ ድስኣነ ነዚ ስቅያት ህዝቢ ንምፍታሕ ተባሂሉ ዝተገብረ ዝየኮነስ ስርዓት ህግደፍ ብቐንዱ ዲክታተርያዊ ...
Created on 27 December 2009
9. ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሂላሪ ክሊንተን ንመንግስቲ ኤርትራ ኣሰሚዓትሉ።
(ዜና)
ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ስራሕ ዑደት ኣብ ምፍጻም እትርከብ ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሂላሪ ክሊንተን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣሉታዊ ንጥፈታቱ ከቋርጽ ኣሰሚዓትሉ። ሂላሪ ክሊንተን፡ በዓልቤታ ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብዝነበረሉ እዋን፡ ኣብ ወርሒ መጋቢት 1997 ኣብ ኤርትራ ዑደት “ጽቡቕ ...
Created on 06 August 2009
10. ኤርትራ ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዓለማዊ ማሕበረሰብን ርክባ ንከተመሓይሽ ጸቢብ ዕድል ጥራይ ተሪፍዋ ከምዘሎ፡ ኣምባሳድር ሱዛን ራይዝ ኣፍሊጣ።
(ዜና)
ኤርትራ ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዓለማዊ ማሕበረሰብን ርክባ ንከተመሓይሽ ጸቢብ ዕድል ጥራይ ተሪፍዋ ከምዘሎ፡ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምበሳድር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሱዛን ራይዝ ኣፍሊጣ። ኣምባሳድር ራይዝ ብረቡዕ 29 ሓምለ ንቤትምኽሪ ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ...
Created on 30 July 2009
11. Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን
(ቆፎ ሰነዳት)
... ዓለም ብስርዓተ ኣልቦ(ሃቦሽቶቀቓኅ)'ዩ ዝግለጽ። ስር ዓተ ኣልቦ ማለትና ሓደ ንኹለን መንግስታት ዝገዝእ/ዘወሃህድ ለገድድ ዝኽእል ስርዓት ስለዘየለ፡ ስርዓት ኣልቦ ኢና ክንብሎ እንኽእል። ኣብ ከምዚ ዝኣመስለ ሃዋሁ ከመይ ጌርካ ትነብር፡ በብቅልጽምካን ብሓይ ልኻን ጥራይ ዲኻ? ወይስ ዝምድና ታት ጌርካ? ዝተፈላለየ ፍልስፍናታት ...
Created on 07 September 2020
12. “ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”
(ቆፎ ሰነዳት)
... መንግስታት ኢየን ክቖማ? ኣየናይ'ከ ይሕይል? ኣብ'ቲ ማእከላይ መንግስቲ ብድምጺ ወከልተን ኢዩ ዝውሰን።   ሕቶ፡- መነባብሮ ናይ ዝተፈላለዩ ቀጸላታት ህዝቢ ከመይ ይመስል?   መልሲ፡- ሃገርና ስዊዘርላንድ ብስፍሓታ 1/3 ናይ ኤርትራ ኢያ ትኸውን። እቲ 7 ሚልዮን ህዝባ ከኣ፡ ጽቡቕ ኢዩ ዝነብር፡ ሃብታም ...
Created on 06 September 2020
13. ኣብ ኤርትራ፡ እቲ መራሕ-ሃገር ወትሩ ቄናን’ዩ
(Video)
... ንምምላስ ሓደ መንገዲ ጥራይ እዩ ዘሎ። ሓሳብ ኣለኒ፣ ስዓቡኒ። ዘለናዮ ዓመት፡ ዓመተ-2000 ሓባራዊ መዋእል ኣይኰነን፣ ኣብ 2020 ሓባራዊ መዋእል ኢና ዘሎና። ንኤርትራ ዝገዝእ ዘሎ መንግስቲ ኣብ ከምቲ ንሓደስቲ መንግስታት እግሪ ክሳብ ዝተኽሉ ብኣሻላሻል እናረኣኻን ጌጋኦም ንጽቡቕ እናሃብካን መድሎ ግዜ ዝህብ እዋን ...
Created on 29 June 2020
14. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ተልዓል ህዝቢ ኤርትራ ኣጽዋርካ ሒዝካ ትሽየጥ ኣላ ሃገርካ ምስ ህዝባ ምስ ኩሉ ኹላ
(Video)
... ሒዝና ኣብ መንግስታትን እሜባሲታትን ከድና ሚድያታት ከም ዘቃልቡልና ምግባር’ዩ።  መንእሰያት ኣብዚ ኣወዳትኩም ኣዋልድኩም ዓቢ ተራ ተጻዊትኩም ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። እቲ ምእንቲ ንስኻትኩምን ቀጺሉ ዝመጽእ ወለዶታት  ልኡላውነቱ ከቢሩ ብሰላም እፎይ ኢሉ ክሓድረላ ምእንቲ  ኣባታትኩምን ኣዴታትኩምን ከቢድ ዋጋ ...
Created on 13 November 2018
15. ካልኣይ ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ክቡር ዶክተር አብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ረፓብሊካዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ።
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ብወግዒ ደው ኣቢሉ፡ ብዘይ ውዓል ሕደር ነቲብመሰረት ውዕል ኣልጀርስ ዝተዋህበ ብይን ክትግብርን ቀዳምነት ሂቡ ክዓየሉን ይግባእ ንብል። ብተወሳኺ፡ ከምቲ ኣብቲ ቀዳማይ ቅሉዕ ደብዳቤና ዝሓተትናዮ፡ መንግስታትን መራሕትን ሓለፍቲ፡ ሃገራትን ህዝቢታትን ድማ ነበርቲ እዮም እሞ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ከም ህዝቢ ኢትዮጵያ ንህዝቦም ...
Created on 29 July 2018
16. Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና
(Video)
... ድፍኢታትን ፍጻመታትን ምፍላጥ የድሊ፥ ብዶናልድ ያማሞቶ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ኣብ መወዳእታ ማዓልታት ወርሒ ሚያዝያ 2018 ኣብዝገበሮ ዑደት፡ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ሒላብ ቀይሕ-ባሕሪ ንዝምዕብል ጂኦ-ስትራተጂካዊ ምቅይያር ከምዘስክፎን፡ ኣብ’ኡ ወሳኒ ግደ ክህልዎ ...
Created on 20 July 2018
17. Asmarino | Eritrea: Tsegay Asmerom "እቲ ናይ ቄሳር ንቄሳር"
(Video)
... ሲኢኑ። ህግደፍ ንሰለማዊ ናብራ ኣይጻወርን'ዩ። ብሰንኪ'ቲ ኣብ ኲናት ናይ ምንባር ባህሪኡ ድማ፡ ሃገራውን ዞባውን ጸላእቲ ኣብዚሑ። ምምስራት ጽላል ሰንዓ-ፎርም ናይዚ ውጽኢት'ዩ። ሰንዓ-ፎርም ናይ መንግስታት ሱዳን፡ የምን፡ ኢትዮጵያን ልፍንቲ'ዩ።  እዚ ዕድል'ዚ ደምበ ተቓውሞ ባዕሉ ፖሎቲካውን ዲፕሎማስያውን ቃልሲ ኣካይዱ ...
Created on 16 July 2018
18. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ
(Video)
... ዓቢ ተራ ኣለዎ። ህዝቢ ሓሳቡ ክግልጽ፡ ድምጹ ክስማዕ ዘይንቡርን ዘይግቡእን ዘይኮነስ፡ ንብሩን ግቡኡን እዩ። ጉዳይ ሰላም ንኽልተ መንግስታት ጥራይ ዘይኮነ ዘገድስ። ብዝያዳ ነቶም ክልተ ህዝብታት እዩ ዘገድስን ክዋስኣሉ ዝግብኦምን። ሰላም ምስ ዘይህሉ፡ እቲ ህዝቢ’ዩ ዝሳቀ፡ እቲ ህዝቢ’ዩ ዝስደድ፡ ዝዋረድ፡ ዝሓስር፡ ፋሕ ...
Created on 21 June 2018
19. Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018
(Video)
... ኣዋርሕ ምስ መንግስቲ ሱዳን ንምልዛብ ብቐጥታን “ብፈተውቲ መንግስታት”ን ሰለስተ ሻዕ ዝተፈላለዩ ዲፕሎማሲያዊ ፈተነታት ዝተኻየደ ኮይኑ ዛጊት ዝተረኸበ ኣውንታዊ ውጽኢት የለን፡፡ የግዳስ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ካርቱምን ካልኦት ከባቢታትን ዝርከባ ማሕበረ ኮማት፡ ኣባላተን ከፍልጣን ዘይሕጋውያን ዝበሎም ድማ ክእሰሩን ካብ ሃገር ...
Created on 15 June 2018
20. Eritrea: Sacttism - ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ (ዲፕሎማሲያዊ ኣምራት 1ይ ክፋል)
(Video)
... ኣመልኪቱ በቶም ሰራም ካድራት ዝተሓበረና መደረ ዝስዕብ ትሕዝቶ ነበሮ፡፡ “ወጻኢ ፖሊሲ ኤርትራ፡ ናይ ሰላምን ዘይሻርነትን ብምኻኑ፡ ኣድህቦና ኣብ ሃገራዊ ረብሓና ምሕላው፡ ምእንቲ ሰላምን ምርግጋእን ዞባናን ዓለምናን ምስራሕ፡ ምስ ኩሎም መንግስታትን ህዝብታትን ኩሉ መደያዊ ምትሕብባር ምምዕባልን ምምስራትን እዩ፡፡” ይብል፡፡ ...
Created on 14 May 2018
21. Eritrea: kidan Tbeb zelewo mShet ኪዳን ጥበብ ዘለዎ ምሽት
(Video)
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚዑ ወይ ርእዩ ብዙሕ ታሪኽ ይቐስም፡ ታሪኽ ወለዶታትን ባህልታትን ከአ ብኡ ይሰጋገር። በዚ ኣገባብ እዚ ተጸልዩ ከኣ ብዙሕ ስነጥበበኛ ይፈሪ ከም ዝነበረ ኩልና ...
Created on 09 December 2017
22. ሸርሕን ውዲትን የማነ (ማንኪ) ንኤርትራን ህዝባን ካብ ማእሲ ናብ ጋህሲ የሳሲ
(Video)
... ዝውዳእ ኣይኮነን። ነዛ ብሰንኪ የማነን ደቂ መዛሙርቱን `መቓብር ህሉዋት` ኮይና ዘላ ምስኪን ሃገር፡ እቲ ሒዛቶ ዘላ ዝተደወነ ምስሊ ኣብ ቅድሚ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ተራእዩ መታን ከይቃላዕ፡ ቀንዲ ስርሓት የማነ፡ ሓሶትን ምድንጋራትን ምሂዝካ፡ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ይኹኑ፡ ወከልቲ ዝተፈላለዩ መንግስታትን ትካላትን ...
Created on 13 November 2017
23. ኣጆኹም ኣጆና ክወግሕዩ
(Video)
... ኤውሮጵን ትምህርቶም ክቅጽሉ ዝኸዱ ኤርትራውያን ትምህርቶም ኣቋሪጾም ኣብ ታክስን ቤት ብልዕን እናሰርሑ ንገድሎም ይዕንግሉ ጥራይ ዘይኮነ  ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣብየት ይብሉ ነይሮም።  ኣብ መንጎ እዞም  ተመሆሮ እዚእቶም ዝነበራ ደቂ ኣንስትዮ  ቁጽረን ኣዝዩ ዉሑድ እዩ ነይሩ። ብርክት ዝበለ ቁጽረን  ኣብ ዓዲ ጥልያንን፡ ...
Created on 27 August 2017
24. ካብ እንዳ ራእሲ ክሳብ’ንዳ ባሕረ’ጋሲ ዘላ ባእሲ ናይ ህዝቢ ዲፕሎማሲ’ያ ትኾና ፈውሲ!
(ርእይቶ)
... መጽሓፎም ገጽ 63 “ዓባይ ትጋራይ ማለት እዚ ናይ ሎሚ ሃገረ ኤርትራን ክልል ትግራይን ዝበሃል ትግርኛ ተዛራቢ ህዝብታት ዝነብረሉን ከባቢታት ኣብ ሓደ ብምጥቕላል ሓንቲ ሃገር ንምፍጣር ብመንግስታት ጥልያንን እንግሊዝን ዝተገብረ ምንቅስቓስ እዩ።” ዝብል ጽሑፍ እንከቕርቡ፡ ኣብ መጽሓኦፍም ብዘሎ ስእሎም ብዕድመ ድፍእ ዘበሉ ...
Created on 23 July 2017
25. ሓጺሩኒ እንተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ።
(ርእይቶ)
... ዐርከይ መወድእ ትምቧኾ’ ዝመስል ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ መንግስታትን ሸፋቱ ግጅለታት ሊብያ ይኹን የመን ዝተመስረተ ናይ ቅጽበታዊ ምሕዝነት ንህዝቢ ኤርትራ  ካብ ሩሱን ሞጎጎ ናብ ዝረሰነ ሞቕሎ ምድርባይ ይመስል። እዚ ነታ ሃገር ብሃይማኖታዊን፡ ቀቢላውን፡ ኣውራጃውን ፍልልይ በታቲኑ ኣብ ርእሲአ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ በጋሚንዶ ...
Created on 15 June 2017
26. ኤርትራ : መዓልቲ ናጽነት!
(ርእይቶ)
... ኢሎም ተመሳሳሊ ሓረጋት ከምዝጥቀሙ እፈልጥ እየ። እዚ ድማ ኣብ ፖለቲካ ዝነብረን ዘሎን ኢዩ። ንመንግስቲ ስለዝቃወም፣ ተገሪሀ ነቶም ቆርበት በጊዕ ዝለበሱ ቶኽላታት ንምልላይ ጥንቃቐ ኣየዘውትርን ማለት ኣይኮነን። ኣብ ታሪኽ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን ብምስምስ ሓገዝ ንብዙሓት ሃገራት ከምዝመዝመዛ እፈልጥ እየ። ...
Created on 26 May 2017
27. 2ይ ክፋል: ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ!
(ርእይቶ)
... ከመ’ዓልካ ይትረፈና ዝብል ናይ ህልኽ ፕሮፓጋንዳ እንተዘይኮይኑ፡ ሓደ’ጽሕፍ ሓደ’ጸንሓለይ ዝመስል ጥበብ ከም ዝነበሮ እቲ ውዕል መኣስ ተገንዚብና።        ዝኾነ ኾይኑ ኣብ’ዚ ዝምባለ’ዚ ዝተባህለ ተባሂሉ፡ ክርሳዕ ዘይብሉ ናይ ፖለቲካ ሜላ’ሎ። መንግስታት ናይ ኢትዮጵያ እንተኾኑ’ውን፡ ንተዋህዶ ሃይማኖት ዝሓቖፈሉ ...
Created on 19 April 2017
28. ሰነድ ቪድዮ “ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት” ስለምንታይ?
(ርእይቶ)
... ስራሕ ኢያ። ኤርትራ ካብተን ፈረምቲ ኣህጉራዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት ደኣ ትዅን እምበር፡ ኣብ ግብሪን እቲ ዝነበረ ትጽቢትን ግን ብኣንጻሩ’ዩ። ንህዝቢ ኢና እንውክል ዝብሉ መንግስታት ካብኣቶም ዝጥለብ ዘበለ ትጽቢታት ከተግብሩን ብዘጕደሉዎ ድማ ክሕተቱን ኣለዎም። ህዝቢ ኤርትራ ከኣ መሰላቱን ግቡኣቱን ክፈልጥ ምሉእ መሰል ...
Created on 05 December 2016
29. ታሪኽን ኣገዳስነትን ሰነድ ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት!
(Video)
... ጥንታዊ ታሪኻዊ መሰረት ዘሎዎ፡ ናይ መበል ዕስራ ዘመን ዝዓበየ ኣህጉራዊ ሰነድ ኪበሃል ዝከኣል፡ ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት፡ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ኣብ 10 ታሕሳስ፡ 1948 ከጽድቕ ክኣለ። ኣብ ጕዕዞ ፍጻሜታት ታሪኽ ሓደ ህዝቢ፡ ንሰብኣዊ መሰሉ ዚግህስ፡ ዘይባህሪያውን : ዘይፍትሓውን ዘይሕጋውን ጨቋኒ ስርዓት ...
Created on 06 November 2016
30. “ዕዉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣሳለጥቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ገይሩ፡ ን ዘድሊ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ይጽዕር። ብተወሳኺ ፡ ብ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ዝቖመ ጉጅለ መጽናዕቲ ኣድላዩ ምርምርን መጽናዕትን ብምክያድ ጠቐምቲ ዝተባህሉ ምኽሪ- ሓዘል ጽሑፋት ብምቕራብ ክተሓጋግዝ ትጽቢት ኣሎ። ዓለምለኻዊ መሪሕነት ብስም ኩላትና ኣብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ይኹን ሕብረት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ጉዳይ ...
Created on 19 July 2016
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.