ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቅድሚ ህንጻ ሕቡራት መንግስታት ከተማ ኒው-ዮርክ፤
 
ኣቶ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ብምኽንያት እቲ ዓመት-ዓመት ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጋባእ ናይ ሕቡራት መንግስታት General Assembly ኣኼባ ንምስታፍ ናብ ከተማ ኒው-ዮርክ ይመጽእ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዝቕመጡ ኤርትራውያን መረረን ሕሰምን ህዝቦም ንመራሕቲ ዓለም ንምግላጽን፡ ነቲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ጀሚሩዎ ዘሎ መስርሕ እገዳ ብዝተረረ መልክዑ ንኽቕጽሎ ዘሎዎም ድሌት ብሰላማዊ ሰልፊ ንምርግጋጽን ሰፊሕ ምድላው ይገብሩ ኣሎው።
 
ኣብ’ዚ ብሲቪካውያን ማሕበራትን ተቓወምቲ ውድባትን ዝዳሎ ዘሎ መጠነ-ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ናይ ኩሉ ደላይ ለውጢ ኤርትራዊ ምስታፍ ልዑል ኣገዳስነት ስለ ዘሎዎ፡ ንኽቡር መጸዋዕታና ተቐቢልኩም ምሳና ኣብ ሰልፊ ንኽትውዕሉ ንዕድም።
ነዚ ኣብ ምብራስ ሃገርናን ኣብ ህልኽ ምስ ጎረባብትናን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገብር ዘሎ ውልቀ-መላኺ፡ ኣብ ቅድሚ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ከይተቓልዐ ክምለስ ሃየንታ ስለ ዘሎዎ መንእሰይ ተላዓል!!!
 
ዕለት፡       Monday September 26, 2011
 
ቦታ፡        Dag Hammarskjold Plaza Park
              47th Street between First and Second Avenues
              New York, NY 10017
 
ሰዓት፡      10፡00 AM to 2:00 PM
 
ንሓበሬታ ነዞም ዝስዕቡ ተወከስ፡
 
New York……..........Kelit Alazar (917)757-5068          
Boston:…….........….Yohannes Fre (617)447-3698
Washington DC.......Fowzia Hassen (571)251-4545
                          Ghirmai Tekie (301)674-4181
                          Memhr Tesfagaber (202)320-4865
Philadelphia.............Weldebruk Negussie ((484)343-4882    
Bay Area.................Medhanie Berhe (408)603-7040  
Las Vegas...............Yikuno Bahta (702)503-3582
Texas......................Beshir Saleh (214)392-5026
Chicago...................Kaleab Kiflegiorgis (312)933-3628
                          Efrem Wuretu (347)613-8800
N. Carolina..............Yohannes Berhane (704)807-8983
                          Mekonnen Abraham (704)302-4987
Seattle WA..............Fessehaie Hagos (206)787-2426    
San Diego...............Tesfaledet Belai (760)580-7069


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...