ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክ ፈረት።
ሓብሬታ፡
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክ ፈረት።
ኣንጻር በደልን ግፍዕን ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍ ዓርቢ 16.09.2011ዓ.ም ኣብ ፍራንክፈርት ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ።
መደብን ዕላማን ናይዚ ሰላማዊ ሰልፍዚ መራሒ ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍ 18 መስከረም 2001ዓ.ም. ብወግዒ ካባ ዲክታተርነት ዝኣወጀሉ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስትን ጋዜጠኛታትን ዓገብ ንዝበሉ ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትን ብምእሳር ሃገርን ህዝብን ኣብጸልማት ዘእተወሉ ንምዝካርን፤ቀጻሊ ማእሰርትን ቅትለትን ህድና መንእሰያትን ንዝካየድ ዘሎ ንምኹናንን፡ህዝብና ንኽቐስን ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍ ይተኣለ ንምባልን ኢዩ።
ስለ ዝኾነ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ለውጥን ዝኾነ ኤርትራውን ፈታው ኤርትራን ህዝባን ዝኾነ ኣብዚ ተዳልዩ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ንኽሳተፍ ጸዋዓኢትና ነቕርብ።
ምዝገባ ብኣውቶቡስ ንምኻድ፡በዚ ዝስዕብ ቁስሪ ተለፎናት ምምዝጋብ ይከኣል፡
1. 0711 48969740
2. 0711 2623347
3. 0711 324140
4. 0711 605628
5. 07472 931430
6. 07161 77056
ኣወሃሃዲት ሽማግለ
ስቱትጋርትን ከባቢኡን
01.09.2011ዓ.ም።