ህዝባዊ ሓበሬታ ንተቐማጦ ከተማ ዮተቦር
ብሓልዮት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ( Amnesty International ) ጨንፈር ምዕራብ ሽወደን : ንኤሪትራውያን ናይ ሕልና ኡሱራት ዝምልከት ንቀዳም 24 መስከረም 2011 አብ ከተማ ዮተቦሪ ዓቢ Manifest ክካየድ ስለዝኾነ ኩሉ ኤሪትራዊ ኣብቲ Manifest ንኽሳተፍ ብኽብሪ ይዕደም::
ዝካየድሉ ዕለት Sept 24 2011
ካብ ሰዓት 14:00 ጀሚሩ
ዝካየድሉ ቦታ Västra Hamngatan 12 (Domkyrkan)
ብድሓን ምጹ!