Monday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

1. ብፁእ ዲበ ኩሉ ጳጳሽ ኣብነ መቃርዮስ መን እዮም፧
(ርእይቶ)
ብፁእ ዲበ ኩሉ ጳጳሽ ኣብነ መቃርዮስ መን እዮም፧ ንዝብል ገለ ንመንነቶምን ግለ ታሪኮም ዘዘንትው፡ጽሑፍ ብቐሺ ማርቆስ ዝተጽሓፈ፡ ገለ ዓመታት ዘቁጸረ ጽሑፍ ኣንቢበ ነይረ እየ።ካብቲ ነዞም ኣቦ እዚ’ኦም ክፈልጠሉ ካብ ዝሓደረኒ ዓሚዩቕ ሰሃሮ፡ብዛዕብ’ኦም ሓበሬታ ክረክብ ረዚን ሃንቃ ካብ ዘሕድር ነዊሕ ኣቁጺረ’የ።በዚ መሰረት፣ ...
Created on 19 February 2016
2. ክንደይ ዲክተተራት እዮም ብሰላም ካብ ቦታኦም ተፈልዮም???
(ርእይቶ)
... ፕረሲደንት ነበር ኦቦተ ደገፍቲ እዮም ዝበሎም ናይ ኣቾሊን ላንጎን ተወለድቲ ክርስትያን ብሔራት ድማ ብፍላይ ብኣማኢት እናእከበ ቀተሎም። ነቶም ካልኦት ዜጋታት ዩጋንዳ ድማ ንኹሎም ነቲ ስርዓት ዝቃወሙ ዘጥፍእ ናይ ጸጥታውን ስለያውን መሓውራት ብምዝርጋሕ ኣብ ራዕድን ፍርሕን ከምዝነብሩን ገለ እተተጠርጢሮም ድማ ከምዝጠፍኡ ...
Created on 29 July 2015
3. ስውኣትና መሊኦም ዝቐስኑን ዝድበሱን ነጻን ልዑላዊትን ሃገር ጥራሕ ብምርግጋጽ ዘይኮነስ ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት መሊኡ ምስ ተዓወተ እዮም ዝቐስኑ፡
(ርእይቶ)
... ህዝብታት እዮም።       ጀጋኑ ተቃለስቲ ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣዊ ክብሮምን ናጽነቶምን ክብሉ ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ንሓደ ምሉእ ክፍለ ዘመን ዝኣክል እምቢ ንመግዛእቲ ኢሎም ንኹሉ ናይ ጭቆና ግፍዕታቶም ዋላ ንሓንቲ ካሊኢት እውን ትኹን ከይተንበርከኹ ክሳብ ሰፍ ዘይብል ናይ ህይወት መስዋእቲ ...
Created on 25 June 2012
4. እንታዎት እዮም እዞም ሰባት
(ናዕታ)
አቱም ህዝቢ በጃኹም ንሕሰብ ንህግድፍ ምልጋስ አሎዎ መኽሰብ ካብ ገዛ ክትሰርሑ ትብሉ ዘብዘብ ብዛዕባ ገዛስ ጽባሕ ንላዘብ ሕልሚ አሎኒ ተጠርኒፍና አንጻር ህግደፍ ክነእዊ ህዝቢ ኤረትራ ተመስገን ኢሉ ክረዊ   እንታዎት እዮም እዞም ሰባት እባ ንበል ሓቢርና   ክጅምር ኣነ ክብል እታዎት ኢኹም እንታዎት ኢኹም ንገሩና በጃኹም ...
Created on 06 September 2009
5. መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ብኽእለቱን ብንብረቱን ሸቂሉ'ዩ ደው ኣቢል ዎ ። ጋዜጠኛታት ኤርትራ ድማ፡ ብዘይካ'ቲ ንወያነ ንምፍሻል ዘበርከት ዎ  ሞያዊ መኸተ፡ ምስ የሕዋቶም ብምስላፍ ኣብ ግንባራት ደው ኢሎም እዮም። እዚ ድማ ሓደ መርኣያ ናይ'ቲ ኣብ ልዕሊ ሃገሮምን ህዝቦምን ዘለ ዎ ም ፍቕሪ'ዩ።   ኣብዚ እዋን'ዚ ግን ሃገርና ብተዛማዲ ...
Created on 11 September 2020
6. መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ናይ ክረምቲ ዕረፍቶም ኣብ ክፍልታት ብምእታው፡ ነቲ ክሰርሕ ዎ  ዝተመደበ ስራሕ ዝሕግዞም መምሪሒታት(orientation) ኣብ ምውሳድ እዮም ዘሕልፍ ዎ  ኔሮም። ቐላ'ኳ እቲ መደብ ቖጸራ ህዝቢ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ይቋረጽ፡ ተማሃሮ ንክረምታቒ ማእቶት ክትብገሱ ኢከኹም ምስተባህሉ ብዘይ ዕጻይምጻጻይ ናብቲ ዝተመደበሎም ...
Created on 11 September 2020
7. ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር
(ቆፎ ሰነዳት)
... ስለዘየለ። ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡- ኣበድ ተስፋይ እዞም ኣብ ስልጣን ዘለዉ መሪሕነት ህ.ግ፡ ኣብ ሕብረተሰብ ክልተ ዓይነት ግርጭት ከምዘለዉ፡ እዚኣቶም ብስነ-ሞጎት መሰረታዊ ግርጭትን ዘይመሰረታዊ ግርጭትን ወይ ድማ ተጻራርን ዘይተጻራርን ግርጭት እዮም። ...
Created on 07 September 2020
8. Eritrea: ንሎሚ ምስ መቓልሕ፡ ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገረዝግሄር Interview Major General Berhane Gerezgiher
(ቆፎ ሰነዳት)
... ትካላዊ ኣሰራርሓን ተኸቲልና ክንጓዓዝ ስለዘይጸናሕና እዩ። ሕጋዊ፡ ትካላውን ባ ጀታውን ብዝኾነ መንገዲ ዓመታዊ ገምጋም እናገበርና፡ እሂን ምሂን እናተበሃሃልና ንጉዓዝ ዘይምህላውና'ዩ እቲ ጸገም።    መቓልሕ፡- ወያነ ክወሩና እዮም ኢልካ ሓሲብካ ትፈልጥ'ዶ?    ሜ/ ጀ ብርሃነ፡- ኣነ ወያነ ከም ውልቀ ሰባት ...
Created on 06 September 2020
9. ቀስተደብና ረቡዕ ግንቦት 2001 - ቃለ-መጠይቕ ምስ ጀነራል ዑቕበ ኣብርሃ
(ቆፎ ሰነዳት)
... ነይሮም እዮም። ኣነ'ውን ከም ሰበይ ካልእ ኣማራጺ ኣይነበረንን። ኣብ ዳሕራይ መድረኽ እንተኾይኑ ግን ብፍላይ ድሕሪ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ብዘይካ ወተሃደራዊ ክፍልታት ንዕኡ ዘገልግላን ንህዝቢ ዝሕግዛን ኣካላትን ክፍልታትን'ውን ቖይመን እሰርሓ ነይረን እየን። ከምቲ ኣቐዲመ ዝጠቐስኩ ዎ  ድሕሪ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ከም ...
Created on 01 September 2020
10. ዕላል ብሕታውያን ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) August 13, 2001
(ሰነዳት)
... እንታይ ኩነታት ሃልዩ፡ ስለምንታይ'ከ ህጹጽ ኮይኑ? ኣኼባ ምጽዋዕከ ሕጋዊን ኣገባብን ዲዩ? ድሩዕ፡ ማእከላይ ባይቶ ናይ ግንባር፡ ሃገራዊ ባይቶ ድማ ናይ መንግስቲ፡ እቶም ዚለዓሉ ሓገግቲ ኣካላት፡ ማለት ዘለዓለ ስልጣን ዘለ ዎ ም ኣካላት እዮም። ኣብ ግንባር ልዕሊ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈትን ልዕሊ ኣቦ መንበርን፡ ኣብ መንግስቲ ...
Created on 14 August 2020
11. ኣብ ኤርትራ፡ እቲ መራሕ-ሃገር ወትሩ ቄናን’ዩ
(Video)
... ምርቛሕስ ከቢድ ፍርዲ ምውራድ’ዶ ኣይከውንን ዝብሉ ኣይክስኣኑን እዮም። እንታይ ማለት ምዃነይ ቅሩብ ከብርህ። ንባርነት ህዝብና ምጽዋር ሓሊፍዎ ብንጥፈት ዝድግፍ ሰብ እንታይ ምበልኩምዎ? ብዛዕባ ንኣማእት ኣሽሓት ስድራቤታት ዝጸሉ ዘይሕጋዊ ሽርበትን ምምቋሕን ኣሽሓት ኤርትራውያን ሰሚዓ ግዲ ከይገበረት መንኩባ ሰቀጥ ‘ተብል ...
Created on 29 June 2020
12. Asmarino | Eritrea | Abeba Tesfaghiorgis “ኣብነታዊ ጽንብል”
(Video)
... ዘኹርዓካን ድማ ሰለስተ ሰባት መዳልያ ተቀቢሎም። ንሳቶም ድማ ክቡር ኣቦና ዓብደላ ሱለማንን፡ ሐፍትና ዘቢባ ሸካያን ሐውና ተስፋልደት ኣለም ምሓረናን እዮም።  ኣቦና ዓብደላ ሱለማን ገዲም ተጋዳላይ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ -  ብ1965 ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ሓላፋይ ዝነበሩ - ንመንእሰያት ክምህሩን፡ ከቢድ ዋጋ ...
Created on 25 September 2019
13. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ተልዓል ህዝቢ ኤርትራ ኣጽዋርካ ሒዝካ ትሽየጥ ኣላ ሃገርካ ምስ ህዝባ ምስ ኩሉ ኹላ
(Video)
... መኣስ ይጽወር ኮይኑ።  ኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ኩላትና ከም ንፈልጦ ብሓፈሻዊ ኣዛራርባ  ኣብ ርእሲ ጓሂኡን ናፍቆትን ሕማማን፡ ድኽነትን፡ ልማኖን ናቱ ኮይነን እየን፡ እቶም ያዕ ዝብሉ ዓበይት’ና’ውን በብሓደ ቀድም ከይዶም እዮም፡ ሰብ  ነባራይ ኣይኮነን። ግን ከኣ ፈጺምና ዘይብልና ኣይኮናን። እቶም ትማሊ ደቂ ሰላሳ ...
Created on 13 November 2018
14. ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ፡ 'ማንታ ኣደ ስነ-ጽሑፍ ጸላም ኣፍሪቃ'
(Alewuna (ኣለውና))
... ኣይነበረን። እዚ የተሓሳስበኒ፡ ተማሂርካ'ዶ ስራሕ ትስእን ኢኻ፡ ትምህርቲ ክትቅጽል ኣይትኽእልን? ስለምንታይ? እብል ነይረ" ብምባል ብኸመይ ኣብ ስነጽሑፍ ከም ዝኣተወት ትዛረብ። ብኹነታትን መጻኢ ናይቶም ድራር ዕለቶም ንምምእራር ኣብ ከተማ መስቲካን ካረሜላን ክሸጡ እትርእዮም ዝነበረት ቆልዑ'ውን ኣእምሮኣ ይጭነቕ ...
Created on 28 October 2018
15. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ናብ በብዓይነቱ ሰበ ስልጣን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ትርከባ፡
(Video)
... ከምጽኡ፡ ራኣያም እታ ጽርግያታት ና ብማይ ዝሕጸብ ዝንበረ ርእሲ ከተማና ሎሚ ጎዳጉዳ በዚሑ መሸቀጢ ቆሎ ኮይና። ኣትን ኣሕዋተይ በብዓነቱ ስልጣን ኣለክን፡ ገለ ካብቶም ሓለፍቲ ወተሃደር ሰብኡትክንን፡ መጓጀምትኽንን፡ ንሳቶም ጓል ክስቶ ዝብሉኽን ንስኻትካን ድማ ወዲ ኩስቶ ትብልኦም እዮም።  ሰብ ናይ ዓለም ሽመት ረኺቡ ...
Created on 11 October 2018
16. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “መርዓ ክገብር ዳሰይ ክተክል፡ ቅድም ሬሳይ ሀቡኒ ክቀብር”
(Video)
... ኢለ እኣምን። ስለዚ ሽም እቶም ኣብ ባሕሪ ዝተሸሙ ይንገር። ከምኡ’ውን  ሬሳታት እቶም ኣብ ባሕሪ ዝሞቱ ረስኦም ጸምበለል ኢሉ ተረኺቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣይናትናን እዮም ዝበለ መንግስቲ ጥልያን ድማ ብወግዒ ዝቀበረቶም፡ ዓዶም ክምለስ ይኣዝዝ። ራብዓይ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዝፈጸሞ ገበን ይቅሬታ ይሕተት። ዶክቶር ኣብይ፡ ...
Created on 07 August 2018
17. ንደመር ብኣምሓርኛ፡ ንጥፋእ ማለት’ዩ ብትግረ።
(ርእይቶ)
... ኩላቶም ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጋደልቲ ዝነብሩ እዮም። ይኹን ደኣ’ምበር ኣብ መንጎ ኣስተምህሮ ካብ ገለ ሰባት ጣልቃ ናይ ምእታው ፈተነታት ይንጸባረቑ ኔሮም። ብፍላይ ሓደ ንጡፍ ኣባል ደለይቲ ፍትሒ ዝመስል መንእሰይ ዘርእዮ ዝነበረ ኣገባብ ግን ዝገርም ጥራይ ዘይኮነ ዳርጋ ዘስግእ’ውን ይመስል ኔሩ። ደጋጊሙ ካብ ...
Created on 06 August 2018
18. ካልኣይ ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ክቡር ዶክተር አብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ረፓብሊካዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ።
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ብወግዒ ደው ኣቢሉ፡ ብዘይ ውዓል ሕደር ነቲብመሰረት ውዕል ኣልጀርስ ዝተዋህበ ብይን ክትግብርን ቀዳምነት ሂቡ ክዓየሉን ይግባእ ንብል። ብተወሳኺ፡ ከምቲ ኣብቲ ቀዳማይ ቅሉዕ ደብዳቤና ዝሓተትናዮ፡ መንግስታትን መራሕትን ሓለፍቲ፡ ሃገራትን ህዝቢታትን ድማ ነበርቲ እዮም እሞ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ከም ህዝቢ ኢትዮጵያ ንህዝቦም ...
Created on 29 July 2018
19. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ "ንጉሰ ነገስት" ናይ ኢትዮጵያ
(Video)
... ክትምለስ ዘይኽእላ ዓለም ዝመስከረሎ ዓቢ ለውጢ ጌራ’ያ - ብኣራኣእያ፡ ብፖለቲካ፡ ብኤኮኖሚ። እቶም ጸሊእዎም ዘጸልሞም ዘሎ፡ መንኮርኮር ናይዚ ለውጢ’ዚ እዮም። ንትግራይ ጥራይ ዘይኮነ ንኢትዮጵያ ብምልእታ ሓራ ከውጽኡ እዮም፡ ኣሽሓት በራውር ደቆም ዝኸፈሉ። ንኣማኢት ዓመታት ዝተጨቆነ ህዝቢ፡ ኣብ ሓጺር ጊዜ ኣብቲ ናይ ...
Created on 22 July 2018
20. Eritrea: ፐሮጀክት ዓርቢ ሓርነት - ኣብዚ ሰሙን ካብ ዝበጹሑና ዜናታት:
(ዜና)
... እቲ ቤት ማእሰርቲ ግን ከምዘይተዓጽወን እቶም ዝተፈትሑውን እምነቶም ከምዝኸሓዱን ዳግማይ ኣብ ናይ ፔንተኮስታል (ፔንጠ) እምነት ንዝግበር ምትእኽኻባት ንከይጽንበሩን ፈሪሞም ዝወጹ እዮም። እቶም ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ኢና ዝበሉ ስጋብ ሕጂ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘለው ንሕብር። ኣብዚ ሰሙን ካብ ዝበጹሑና ዜናታት:  እቲ ...
Created on 20 July 2018
21. Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና
(Video)
... ጎደናታት እታ ከተማ ወጺኡ። ብትካላት እቲ ጭፍራ ዝተዋደደ ሰልፍታት ባንዴራታት ኢትዮጵያ ብምሓዝ “ተደሚርና ኢና! ሓደ ኮይንና ኢና! ፍቅር ያሸንፋል!” ኢሎም ብምጭራሕ፡ ነቲ ዝበዝሐ ህዝቢ ዝነበሮ ቅኑዕ ተስፋ ሰላም ስምዒት “ኣንድነታዊ መልክዕ” ከትሕዝዎ ፈቲኖም እዮም። ምስ’ዚ ጭፍራ ውልቀ-መላኺ ዘሰለፎም ዝብልዎ ዘነበሩ ...
Created on 20 July 2018
22. Asmarino | Eritrea: Tsegay Asmerom "እቲ ናይ ቄሳር ንቄሳር"
(Video)
... ምካያድ ተወካልነት ህዝቢ ምሓዝን ካልኦትን እዮም መለለይ መንግስቲ። ህግደፍን ደምበ ተቓውሞን ነዚ ዝበቅዕ ሞራልን ንቕሓትን የብሎምን። ጎሮባብቲ ሃገራት ከም መንጠሪ ባይታ ቃልሲ ናይ ደምበ ተቓውሞ ዝኾናሉ ምኽንያት ተጸንቂቑ'ዩ። እታ ቅንዕቲ ህዝባዊ ቃልሲ ትውለደላ መድረኽ ሕጂ'ያ!! ካብ ህዝቢ ወጺኡ ምስ ህዝቢ ተወሃሂዱ ...
Created on 16 July 2018
23. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ብዛዕባ ዘለናዮ ኩነታት
(Video)
... ስውኤን ሒዘን፡ “እቱም ደቀና ምጾታት ዓለም ድኣ ኮይኑ እምበር ኣሕዋት’ዶ ደም ይፋሰሱ እዮም፡ የርህወልና ዳኣ እምበር  ንዓናስ ኩሉኹም ድቅና ኢኹም”  ኢለንየን። ዶክሮር ኣሕመድ ውዕል ኣልጀሪስ ካብ ተቀበለ ናይ ሰላም ምዝርራብ እናተግብረ፡ ዕላዊ ምሕንጻጽ demarcation እዩ ቀዳምነት ዝነበሮ።  ናይ ሕብሩት መንግስትታት ...
Created on 15 July 2018
24. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ
(Video)
... ኣይግባእን” ድማ ኢሉ። ሰብ ብቤቱ’ዩ ዝጅመር ኣብቲ ናይ መጀመርታ ኣብ ፓርላማ ዝሃቦ ዘረባ፡  ንዘዕበየቶ  ወላዲቱን፡ ንበዓልቲ ቤቱን ኣሚስጊኑ፡ ሽም ኣምላኽ ድማ ጸዊዑ። ከምኡ’ውን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዋሳ ዕግርግር ተላዒሉ ገለ ሰባት ቤቶም ገዲፎም  ኣብ ቤተክርስትን ዝተዓቁቡ ክርእዮም ከይዱ፡ ኩነታቶም ኣሕዚንዎ ...
Created on 02 July 2018
25. Asmarino | Eritrea: HRCE ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ክቡር ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ
(Video)
... መደረ፡ ጻውዒት ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ከም ዝተቐበሎን፡ ኣብዞም ጉዳያት ንምዝርራብ ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሓደ ጉጅለ ልኡኽ ከበግስ ምዃኑ ኣተንቢሁ ኣሎ። ስለ ዝኾነ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዘካይዶ ርክባት ነዞም ድስዕቡ ጉዳያት ብሓላፍነታዊ መንገዲ ክርእዮምን ኩሎም ዝወስዶም ውሳኔታትን ...
Created on 22 June 2018
26. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ
(Video)
... ሕሰም ስደታኛታት ኣቃሊሎም፡ ስለ ዘይተጓዓዙ እዮም ዘይትዓወቱ።   ዜጋታት ንሰላም እቶም ጀመርቲ ሙሁራት - Founding Members - በይኖም ኣይኮኑን እቲ ኣደናቂ ስራሕ ዝሰርሑ።  ኣብነታዊ ስርሖም ርእዩ፡ ህዝቢ ስለ ዝሰዓቦም’ዩ። ምሁር ክብሃል ከሎ፡ ናይ ዘመን ደግሪ ዘምጽኤ ጥራይ ኣይኮነን፡ ብዝያዳ’ኳ ተመክሮ ...
Created on 21 June 2018
27. Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018
(Video)
... የማነ ገብረኣብ፡ ሓጎስ ኪሻን ዘመደ ተኽለን ናብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ክመላለሱ ቀንዮም እዮም፡፡ ብትእዛዝ ቤ/ጽ ፕረሲዳንት ናብ ዞባታት መገሻ ተኸልኪሎም ዝነበሩ፡ ኣባላት ኤምባሲ ኣሜሪካ፡ ኣብዚ ቅንያት ኣብ ትሕቲ ስቱር ምክትታል ኣባላት ጸጥታ፡ ክገሹ ዝተፈቕደሎም ኮይኑ፡ ፈጻሚት ኤምባሲ ኣሜሪካ ናታሊ ብራውን፡ ምስ ማይክል ...
Created on 15 June 2018
28. Eritrea: ሓይሊ ጽቡቕ ድሌት ሓተታ ኣዝማሪኖ ዳት ኮም
(Video)
... ዝኾኑ ውፉያት ዜጋታት እዩ ዝምርኮስ። መራሕቲ፡ ኣመሓደርቲ፡ ሞያውያንን ክኢላታትን፡ ፖለቲካዊ ዝምባሊኦምን ዝብጽሖም ጉጅለን ብዘየገድስ፡ ብዘይ ደገፍ ናይቶም ሰብ ጽቡቕ -ድሌት ልሙሳት እዮም ክበሃል ይከኣል።  ትዅረትን ንቕሓትን ዘለዎ  ህዝባዊ ርኢቶ፡ ንነገራውን ሞራላውን ህንጸት ሃገርና ወሳኒ ኣድላይነት ኣለ ዎ ። ...
Created on 14 June 2018
29. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ”
(Video)
... ዘሕቁፍወን ዘለው’ውን ንጊዚኡ ድኣ እዮም ክብሪ ከም ዘለወን ጌሮይም ዘርእይዎን እምበር፡ ከም ልማዶም ዝድርብይወን እዮም። ኣብ መንጎ ክብርኻ ምሕልውን ሕስረትን፡ ሕልናን ዘይሕልናን ዘሎ ጋግ ከይፈልጥኦ ስለ ዝመረጻ ግን፡  ዘይርሃጻሉ ህጣራ ገንዘብ ኣብ ባንካ ስለዘለውን፡ ንዓኤን ዋላ ሓንቲ ኣይኮነን። ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ...
Created on 13 June 2018
30. Eritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን
(Video)
... መዋእሎም ጥዑም ከይረኣዩ ዝተቐዘፉ ኣቦ እዮም፡፡ ኣብ እዋን ሃይለስላሰን ደርግን ንኣስታት 5 ዓመታት ዝተኣሰሩ ኮይኖም ካብ 17 ሓምለ 1991 ክሳብ መፋርቕ 2000 ድማ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ስርዓት ኢሳይያስ ጸኒሖም፡፡ ሕጂ’ውን በትሪ ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሃይማኖታውያን ኣቦታት ብዘይንሕስያ እንዳዓለበት ከም በዓል ኣቦና ሓጂ ...
Created on 16 May 2018
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.