“ ንሱ ” ንሱ ! ንሱ ! መን’ዩ ንሱ ? ንሱ ኢልካ ዘረባ ዘይነበረ ዘይተሰምዐ ብባህልና አቶ ከይንብሎም ፈሪሂና ኣትን ከይንብል ሓፊርና  

ኣብ ደገ ኮንኩም ተዕገርግሩ ሰብ ትህውኹ ጌና ዘይተረዳኣኩም ህግደፍ ከም ዝቦኽቦኹ ብቀይሕ ብጫ ቀጠልያ ጨርቂ ዝተማረኹ ህዝቢ ዘይመረጻ ብባንደራ ሰይጣን ትማረኹ
Show more post