‘ንእሾኽ እሾኽ ተውጽኣ፣ ኣራግጻኻ ግን ኣይትቐይር ኤርትራዊ!’ እዚ ካብ መንፈስን ስነ-ምግባርን ህዝብና ዝኾብለለ ሓኽሊ ድሙ ስርዓት፣ ደጊም ኣብ ገምገም...
ኣብ’ዚ እዋን ኣብ ባይታ ዝረአ ዘሎ ምንቅስቓስ’ውን እንተኾነ ናብ ሰላም ገጹ ዘቋምት ዘይኮነ፡ ብኣንጻሩ ንምክልኻል ድዩ ንናይ መጥቃዕቲ ተበግሶ ዕላምኡ...
ብዜና መልክዕ ካብ ጸጸራት ተወሃሂዱ ዝመጸና ደብዳበ ከምዝሓበሮ- ካብ ዓዱ ተኾብኪቡ ናብ ኣሃዱኡ ዝውሰድ ዝነበረ ሓደ ኣባል ሰራዊት ስርዓት ህግደፍ ኣብ...
“ ንሱ ”
ንሱ ! ንሱ !
መን’ዩ ንሱ ?
ንሱ ኢልካ ዘረባ
ዘይነበረ ዘይተሰምዐ ብባህልና
አቶ ከይንብሎም ፈሪሂና
ኣትን ከይንብል ሓፊርና
ኣብ ደገ ኮንኩም ተዕገርግሩ ሰብ ትህውኹ
ጌና ዘይተረዳኣኩም ህግደፍ ከም ዝቦኽቦኹ
ብቀይሕ ብጫ ቀጠልያ ጨርቂ ዝተማረኹ
ህዝቢ ዘይመረጻ ብባንደራ ሰይጣን ትማረኹ
Many books and essays on nations and nationalism underscore the importance of ethnic and cultural...