ካብ ነፋሪት ወሪድና ናብ ከተማ ንምእታው ከም’ቲ  ልሙድ ኣሰራርሓ፡ ኣብ ኣየር እንከለና ዝተዓደለና ፎርም መሊአ፡ ከምኡ’ውን ኣድለይቲ ዝተባህሉ ወረቓቕተይ...

ወዲ-ሰብ ኣብህይወቱ ሰለስተ ዓበይቲ መድረኻት ከምዘለውኦ ይትረኽ ኢዩ። ዕለተ-ትውልዲ፡ ዕለተ ምምሳልን (መ ርዓ) ዕለተ-ሞትን ተባሂሉ ከኣ ይኽፈል።...

ኢሳያስ ስልጣኑ ብኣምላኽ ከም ዘይተዋህቦ ኣጸቢቑ ይፈልጥ እዩ። “ሓያል” ጎኑ ተጠቒሙ ንስልጣን ከም ዝበቕዐ ስለ ዝኣምን ነዛ ስልጣን እዚኣ ንምሕላዉ ኩሉ...

ገለ ገለ ዛንታታት፣ ሙዚቃዊ ህርመት ወይ ድርሰት፣ ጸወታን ዕላልን መበገሲኡ ወይ ጽልዋኡ ወይ ገዲፍዎ ዝኸይድ ኣሰር ግርም እዩ ዝብለካ።ካብዚ ሓንቲ፣ ቀደም...

“ ህዝቢ ሓዝ ፤ መሬት ግደፍ ፤ ክልቲኡ ትረኽቦ። መሬት ሓዝ ፤ ህዝቢ ግደፍ፤ ክልቲኡ ትስእኖ ” ። በቲ ናይ ቻይና ዓብዮታዊ መራሒ ማኦ ሴዱንግ ዝምራሕ...

ጥፋትካ ንህዝቢ ብስራትዩህዝቢ ኤርትራ  መንፊትዩዓዘፍዘፍ ምባልካ ፍርሓትዩክፉእ ትምኒት ቅንኣትዩኣይተፈለጥኩን ማለት ዕሽነትዩግሩህ ሰብ ይግምትዩኣሽካዕላል...
Show more post