ግደፍ ብኾበሮ፡ ምስ ድሙቅ እምቡልታ
ጥዑም ፋል ጥዑም’ዩ፡ ዋላ ናይ ሕሹዅታ
ሎሚ እንተ ኣምለጥካ፡ ካብ ቀርኒ ናይ ኣርሓ
መን ኾይና እያ...
ሞታ ቤሎው ስዒድ ዓሊ ወነፍሱ ቀትላ እብ ሓሰ'ት
ሕኩመት እስያስ ኣምዕል ውዲት ፎርቶ ላሊ ኩላ ኢሰክበት
ሓልፋ ምና እድንያ እንደ ወልዓ ለበርሃት...
ፕረስ እምበኣር፣ ነጻን ንቕዋም ዝምእዘዝን ጥራይ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ። እቲ ብሃገር ደረጃ ዝጸደቐ ቅዋም፣ ኣብቲ ንፕረስ ዝምልከት ዓንቀጻቱ ገለ ሃጓፍ እንተ-...
ወየ!!!!! ወየ!!!!! ወየ!!!!!
ስዒድ ኮለነል ተወሊዱ ኣብ ኤርትራ
ኣንታ እንታይ ተረኽበ! ኣብ ኣስመራ
ታንክታት ሰሪዒወን መጺኡ ብሓበራ
ኣብ ፎርቶ...
ወየ ወየ ወየ ሓቂ ድዩ ወዲ ዓሊ ዓሪፉ
ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ ዓሪፉ?
ምእንቲ ፍትሕን መሰልን ህይወቱ ኣሕሊፉ
እነሆ ህዝብና ብድሕሪኡ ተጠርኒፉ
ረቢ...
ወየዶ! ኢለ ከልቅሰልካ!!!!!!
የማነ ሓወይ ባዕለይ ከልቅሰልካ
ዓሪፍካዶ ከምይከ ቀነኒኻ
ለሚድካዮዶ እቲ ሓድሽ ገዛኻ
ኣነስ ኣይከኣልኩን ብድሕሬኻ
ምኽኣል...