1) ሞታ ቤሎው ስዒድ ዓሊ ወነፍሱ ቀትላ እብ ሓሰ'ት

ሕኩመት እስያስ ኣምዕል ውዲት ፎርቶ ላሊ ኩላ ኢሰክበት

ሓልፋ ምና እድንያ እንደ ወልዓ ለበርሃት

ላኣክ'ል ቤለዩ ግል ኢስያስ ሰብኣ ፈዝዓ ለገርሀት

2) ቃዊ ቦሉ ወቅዩር ውዲት ፎርቶ ለቀብብ

አምዕል ታሪኽታ ወጸገም እስያስ ኣቴቱ ዲብ ግብ

ሃመት ገብኣት እግሉ ወሕማም ላኣጆምም ሃላ ወሰርብብ

ነፍሱ እግል ላኣዳፍእ ላሓሰ ሃላ ወቀብብ

3) ስዒድ ወድ ዓሊ ውዲት ዓባት ወዴካ

ምን ታሃለ እብ ብሶት ውምን መይ'ት ዕዳይካ ፈዴካ

ታሪኽ ባርህ ሓደግካ ወገበይ ኣማን ሓሬካ

ግል እስያስ ዋኣዝናቡ ዲብ መለግት ከሬካ

4) እሊቱ ሸዓብካ ገድም ሓሶሳ እት ዓድ ዋእት ከደን

ሰፋረቱ ኣተው ዲብ ሮማ ዋ ሱረቱ ሰብረው ዲብ ለንደን

ኩሉ ገቢል ፎእ ቤለዩ ከምሰል በትክ ወበደን

ፈርሃት ገድም ኢሃሌት እዳም ሓራ ከም ሞትካ እብ ሓበን

5) ኩሉ ሕበር ሓሶሳ ሓቆ ውዲት ናይ ፎርቶ

ስያስ ፈግራ ምን ሮሻኑ ዲብ እታ ወቦንቶ

እርትርያ ወሻዕባ ገድም ኩላ ኣቤቶ

6) ነፍሱ ቀትላ ቤለው እሊ ኩሉ ለወዳ

እት ገስሩ እንደ መጻ ግል እስያስ ሃደዳ

ምን መይ'ት ስሜት ሓድጋ ወሻዓብና ዋሓ'ዳ

ጀነ'ት ትቓሽዩ እልባብ ብዝሓም ኣብረዳ

ኣንቲ ኤረይ ኩሕሎ

ራህዋኺ ቀሪቡ'ሎ

ወዲ እፎም ክዕሎ

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...