Tuesday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 2 of 2

31. Eritrea: ድምጺ ደሊና ፡ ዜና 24 ታሕሳስ፣ 2014
(ዜና ድምጺ ደሊና)
... ክልኩል ምዃኑ፣ ኣመሓድራ፡ ወይ ኣመራርሓ ዝምልከት መጻሕፍቲ ኣብ ኢድካ ክረከብ ከም ዘይብሉ፣ ብወጻእተኛታት፡ ብፍላይ ድማ፡ ብኣሜሪካውያን ወንጌላውያን ዝዝርግሑ ጽሑፋት ምንባብ፡ ምስኦም ብኢሜይልን ካልእ መገዲን ምርኻብን ሓባራዊ ጸሎት ምክያድን ዓቢይ ገበን ምዃኑ ኣትሪሩ ይሕብር። እዞም ክልተ ዜጋታት፡ ...
Created on 25 December 2014
32. እታ ባንዴራ
(ርእይቶ)
... ዘይግብኣ ክብሪ ምሃቦም “ይገርመናሎ” እዩ ዘብል። ምኽንያቱ ኣብ ሙሉእ ዓለም ከምዚ ዓይነት ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር እንከሎ ባንዴራ ምንዳድ እዩ ዝረአ። እዚ ቅቡል ኣገባብ ቃልሲ እዩ። ብ60ታት ኣብታ ደሞክራሲያዊት ኣሜሪካን ኣብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ውጻእ መዓት ዝኾና ናይ ምብራቕ ኣውሮጳ ሃገራትን ዘሕለፈኦ ኩነት ...
Created on 17 December 2014
33. 4ይ ክፋል “ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ።
(ርእይቶ)
... ግንከ ኣብ ደሞክራሲ ስለዝኣምኑ ከይፈተዉ ይቕበልዎን ስራሓቶም ከማልኡ ይተሓበባርዎም። ኣብ ዓለም እቲ ውሩይ ናይዚ ኣብነት፤ ካስየስ ክለይ (መሓመድ ዓሊ) እዩ። ንሱ ኣሜሪካ ኣብ ቭየትናም ኩናት ስለዝኣተወት ኣብ ሰራዊት ኣየገልግልን እየ ኢሉ ኣበየ። ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ተወከስ። ኣብ ታሪኽ መጀመርታ ናይዚኦም ሰባት ...
Created on 03 December 2014
34. 3ይ ክፋል "ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ።
(ርእይቶ)
... ማሕበር (ኣህጉራዊ ስምምዓት ተፈሪሙ ስለዝነበረ) ናይ ምዕባለ ገንዘባውን ካልእ ሓገዛት ኣዛሕቲልዎ። ርእስኻ ምኽኣል ዝብል ኣምር መጀመርታ ዘምጽኦ ራልፍ ዋልዶ ኤመርሰን ዝተባህለ ኣሜሪካዊ ፈላስፋ እዩ። እዚ ኣምር ውልቀሰባት ንከባቢኦም ግድነት ክመስሉ ከምዘይብሎምን፡ ኣብ ክንዲ ግጉይ ልሙጽ መንገዲ፡ ዝመሰሎምን ሓርፋፍ ...
Created on 22 November 2014
35. ሰራየ ፡ ሓማስየን፡ ኣኩሎጉዛይ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ’ዶ ወይስ ሓደ ህዝቢ ሽሕ ልቢ ?
(ቪድዮ)
... ትርጉም ቴማ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ ኣንፈት ገጽና ክንከይድ ሓቢርና ንላዘብን ንመርሽን ዝብል ዘለኹ። ሰብ ወጻኢ፡መሬት ዓዲ ኣቦኹም ገዲፍኩም፡ ከይድኩም ስግር ባሕሪ ሰፊርኩም። መሳኪን ህዝቢ ኣሜሪካ ፡ካናዳ፡ ኤውሮጳ ፡ ኤስያ ኣዕቒቦምኹም ክነስኹም ፡ናበይ ብዘየሎ ሰረት ጽልኢ ኣልቦ ኣውራጃነት ትዋጠቱ? እቲ መሬት ሰራየ ...
Created on 18 November 2014
36. ትውልዲ “ኣለና”፡ ኣሎ ከይትብሎ የልቦን: የልቦን ከይትብሎ ኣሎ። 1ይ ክፋል
(ርእይቶ)
... ትምህርቲ ኣስመራ፡ ናይ ሞራል ረኣርማመንት ወይካኣ ሞራላዊ ምብርባር ዝሰብኩ ኣሜሪካውያንን ይመጹ ኔሮም። ጸኒሑ እውን  ኣመንቲ ብሃይ ዕድል ተዋሂብዎም ይሰብኩ ነበሩ። ናይ ኃይለ ሥላሴ መንግስቲ ሞደርኒቲ (ምዕባል ግዜ) ስለዝኣመነ፡ ሕድገታትን ጽገናታት በብቁሩብ ንዜጋታት ናይ ፍርድን ጠበቓን ዕድል ምሃብን ከምኡ እውን ...
Created on 16 November 2014
37. 2ይ ክፋል “ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
(ርእይቶ)
... ትሕቲ መግዛእቲ እንግሊዝ ዝነበረት ሱዳን፡ እቲ ከበሳ ድማ ምስ ኢትዮጵያ ንኽሓብር ወጠነ በቪን ስቮርሳ ኣምጽአ። እዚ ፈተነ እዚ ተቐባልነት ስለዘይረኸበ ነቲ ጉዳይ እተጽንዕ ናይ ሕ.መ. ኮሚሽን ቆመት። እተን ዓበይቲ ሃገራት ማለት ዓባይ ቢሪጥንያ፡ ኣሜሪካ፡ ፈረንሳን ሩስያን ስትራተጂካዊት ኤርትራ ብኸመይ ኣብ ጥቕመን ...
Created on 11 November 2014
38. “ንጽበ” ንሰብዶ ንእግዚኣብሔር?
(ርእይቶ)
... እንተኾንይኑ ይቕጽልዎ። እንተዘይኮይኑ ይቕየሩን ሓድሽ መንገዲ ይደልዩ። ንኣብነት ሓደ ካብተን ፍሉጣት ዲከተተርነት ዝነበረን ናይ ላቲን ኣሜሪካ ሃገራት፡ ቺለ፡ ሎሚ ከም ዲቕ ዝበለት ደሞክራሲያዊት እያ ትፍለጥ። እቲ መስርሕ ዝያዳ ከሸግሮም እንከሎ፡ ካብቶም ኣብ ማዕዶ ኮይኖም ዝጽበዩ ባእታታት፡ ዲክተተራት እዮም ዝያዳ ነቲ ...
Created on 17 October 2014
39. ርእይቶ መጽሓፍ ~ “መንገዲ ጊልያነት ብኤፍ.አ. ሃይክ
(ርእይቶ)
... ኣሜሪካን ተቐባለነት እናረኸበ ኣብ ዝኸደሉ እዋን፤ ነጻ ዕዳጋ ንጥቕሚ ዓዲ እንግሊዝ ዝውዕል ኣተሓሳስባ እዩን፣ ከምኡ እውን ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ኣሜሪካን እንግሊዝን ግዜኡ ዝሓለፎን ኣዝዩ ዘሕፍርን እዩ፤ ዝብሉ ኣተሓሳስባታት ኣብ ቅድሚ ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝነበረ ግዜ ኣናበዝሐ ከደ። እዚኣቶም ኣብ ዓለም መንግስተ ሰማይ ...
Created on 01 October 2014
40. ሰራዊት ሕድሪ ዞባ እስራኤል ፈላሚ ጉባኤ ብዓወት ዛዚሙ።
(ዜና)
... ኣሜሪካ ወፍዮም። እዚ ናይ መጀምርታ’ምበር ናይ መወዳእታ ዘይምዃኑ ዝሓበሩ ኣባላት’ቲ ጨንፈር፡ “ንምድሓን ህዝብናን ሃገርና ኩሉ ካባና ዝጥለብ ዘበለ ንምትግባር ድልዋት ኢና።” ክብሉ ድሕሪ ምግላጽ፡ ብኣካል ኣብ ጎኒ ብጾቶም ንምስላፍ ዝተዳለዉ ብጾት’ውን ኣብ ቀረባ ግዜ ክጽንበሩ ዝተዳለዉ ምህላዎም ገሊጾም። “ብዙሕነት ...
Created on 05 March 2014
41. እስራኤል፣ ብኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ልዕሊኦም ንዝተበየነ ፍርዲ ብምቅዋም ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብዝጸንከረ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ፣
(ርእይቶ)
... ግዜን ዘድልዮ ቅድመ-ኩነት ብምቕራብ ከምዘይካየድ ተገይሩ።እቲ ዝተሓተተ ጠለብ ልዕሊ 120,000.00 ዶላርኣሜሪካ ዘድልዮ'ዩ። ብተወሳኺ፣ እቲ ቅድመ-ኩነት፣ 1. ተሳተፍቲ ክንዮ ኣብ ነብሶም ዘሎ ክዳውንቲ ካልእ ዝኾነ ዓይነት ንብረት ንኸይማልኡ ይእግድ። 2. ኣቐዲሙ ናይ መጓዓዝያ ገንዘብ ንኣውቶቡሳት ብምኽፋል ናይ ...
Created on 03 February 2014
42. ኣብ እስራኤል፣ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ይቕጽል ኣሎ።
(ርእይቶ)
... ብምኻድ ድምጾም ኣስሚዖምን ብወከልቶም ኣቢሎም ጠለባቶም ዝሓዘ ጽሑፍ ኣረኪቦምን። እቲ ናብ ኤምባሲታት ኣሜሪካ፣ ፈረንሳ፣ ካናዳ፣ ጣልያንን ካልኦት ልዕሊ ዓሰርተ ኤምባሲታትን ከምኡ'ውን ናብ ቤት-ጽሕፈት UNHCR ዝተላእከ ጽሑፍ ገለ ካብ ትሕዝትኡ ነዚ ዝስዕብ ይመስል፣ መንግስቲ እስራኤል፣ 1. ስደተኛታት ምእሳር ጠጠው ...
Created on 07 January 2014
43. ህጹጽ ሓበሬታ ንህዝቢ ኤርትራ
(ዜና)
... ኣካይዱ። ገለ ካብዞም ውድባት ንምጥቃስ ናይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሓርነት ውድብ ፡ ናይ ትግራይ ደምህት ፡ ናይ ሶማልያ ኣልሸባብ ኣብ ኤርትራ ምሉእ ዘይጉዱል ደገፍን ውሕስነትን ከም ዝረኽቡ ተገይሩ። ብፍላይ ምስ ሶማላውያን ውድባት ዝነበሮ ምድንጋጽ፡ ኣብ ዓይኒ ኣሜሪካን ዞባዊ ውድባትን ከም ዝኣቱ ገይርዎ። ምስኡ ስዒቡ ከኣ ...
Created on 29 October 2013
44. ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ብውሑዳት ሰባት ኣንጻር ናይ “ክሕደትን ሓሶትን ፈስቲቫል-ህግደፍ” ኣብ ሆላንድ
(ርእይቶ)
... ኣይንርእን። ከመዮ ኣብርሃም ሊንኮልን (መበል 16 ፕረዚደንት ናይ ኣሜሪካ) ዝበሎ፡ "Those who deny freedom to others deserve it not for themselves, and, under a just God, cannot long retain it."--Abraham Lincoln “እቶም ንኻልኦት መሰል ዝኸልኡ፡ ...
Created on 25 July 2013
45. ትዕዝብቲን መርገጺን ኣብ ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ
(ርእይቶ)
... እዩ። ንኩሉ ዕድላት ናይ ምእራም ንምጥቃም ዝኣክልን እዉን ክሳብ መወዳእታ መስርሕ ምድላዉ ጉባኤ ድሕሪ ምክትታል፡ ምስ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝመደበሩ በርጌሳዊ ማሕበር ዓለም ለኻዊ ምትሕግጋዝ ብዛዕባ እቲ ኣሉታዊ ተርእዮታት ኣብ ዉጽኢት እቲ ጉባኤ ክህልዎ ዝኽእል ጽልዋን ድሕሪ ምግምጋም ብሓባር ርእይቶ ናብ ጉባኤ ...
Created on 04 July 2013
46. ኽቡራት ደለይቲ ለውጢ ስውሲ - ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መንግስታት፣ ኣብ ጀኔቫ ዓቢይ ጉባኤ ክጅምር'ዩ
(ርእይቶ)
... ነዚ መደብ ካብ ኣጃንዳ ክስርዙ ወይ ከኣ ክጉዕጽጹ ወይ ግዜ ክገዝኡ ድሮ ደሊጌት ሊኢኾም ብፍላይ ኣብ ቤት ጽሕፈታት ሕ.መንግታት ኣብ ጀኔቫን ኣሜሪካን ኣውስትራያን ንቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ይኾሉ ኣለዉ። ካብ ዝሕስዉዉዎ ወይ ግዜ ክገዝኡ ዝገብርዎ ፕሮፕጋንዳ፣  "ክሳብ ሕቶ ሰላም ተቀብልና ኣሎና እናበሉ ምስ ኢጋድ ...
Created on 27 May 2013
47. ፍሉይ ናይ ጸሎት መዓልቲ (ሚያዝያ 21, 2013)
(ዜና)
“እኽሊ በሪሱ፡ ኮልዒ ወይኒ ነቒጹ፡ ዘይቲውን ቀምሲሉ እዩ እሞ፡ እታ ሃገር ባዲማ፡ ምድሪውን ትሐዝን አላ። እቶት ግራሁ ጠፊኡ እዩ እሞ፡ ኣቱም ሓረስቶት፡ ብምኽንያት ስርናይን ስገምን ሕነኹ፡ ኣቱም ሰብ ኣታኽልቲ ወይኒውን፡ ዋይዋይ በሉ። ተኽሊ ወይኒ ነቐጸ፡ ኦም በለስ ከአ ቀምሰለ፡ ኦምሮማንን ስየ ቱፋሕን ኩሉ ኣእዋም መሮርን ነቐጸ፡ እወ፡ ...
Created on 15 April 2013
48. ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ ናይ መሪሕነት ምቅይያር ጌሩ
(ርእይቶ)
... ቦርድ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (EYSC-NA): ነዚ ምንቅስቓስ ካብ’ዚ ዘለዎ ንቕድሚት ንምስጓም ዘኽእሎ ናይ መሪሕነት ስርርዕ ኣካይዱ ከምዘሎ ፡ ብሓፈሻ ንኩሎም ደለይቲ ለውጢ፡ ብፍላይ ከኣ ንኩሉ ኣባል እዚ ምንቅስቓስ ይገልጽ። ቦርድ፡ ብቀዳም 2 መጋቢት 2013 ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ: ...
Created on 14 March 2013
49. ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃዲሓኤ ንግረ-ሽበራ ህግደፍ ይዂንን፣ መራሕቲ ህግደፍ ቪዛ ከይወሃቡ ንዓዲ እንግሊዝ ይሓትት (2ይ ዜናዊ ጸብጻብ 2013)
(ርእይቶ)
... ሸነኽ ከኣ: ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃዲሓኤ (CC/ENDF) ናብ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ወጻኢ ጕዳይ ምኒስትር ዝኾነ ኣቶ ዊልያም ሄግ መዘክር ብምጽሓፍ: ብመሰረት ናይ ማዕቀብ ውሳኔታት 1907ን 2023: ካብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ ዝኾነ ኣቶ የማነ ገብርኣብ ንዓባይ ብሪጣንያ ዘእቱ ቪዛ ከይወሃቦ ሓቲቱ። እዚ ናይ ኣሜሪካን ...
Created on 03 March 2013
50. ውዕሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊን ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናርን ኣብ ከተማ ስያትል
(ርእይቶ)
... ተመዘዘት። ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽን ተኣፋፊን ምዕብልናታት፡ ሰባት በብውልቆም ይኹኑ በብእኩባት ምዝርራብ ይካየድ ምንባሩን ምህላዉን ዝዝከር ኢዩ። ንሕና ኢርትራውያን ተቐማጦ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣሜሪካ ከባቢኡን (ሲያትል፡ ፖርትላንድን ቫንኮቨር ካናዳን ዘጠቓለለ)  ድማ ነዚ ከም ቀንዲ ምኽንያት ብምግባር፡ ...
Created on 27 February 2013
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.