Monday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

1. ኣባላት “ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ” ሰሜን ኣሜሪካ ነዚ ብሓደ ሸነኽ ጥራይ ተጸዊዑ ዘሎ ጉባኤ ኣይክንሳተፎን ኢና !!!!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ንኣስታት ሽዱሽተ ዓመታት ብጽኑዕ ፖለቲካዊ እምነትን፣ መንፈስን፣ ዉዕዉዕ ሃገራዊ ስምዒትን፣ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካየድናሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)፣ ካብ በብግዜኡ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ቅልውላዋት ንምውጻእ ኣባላት ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ብወገና ዝተፈላለየ ተበግሶታትን፣ ጻዕርታትን ብምክያድ ከነሐይሎን ...
Created on 01 April 2016
2. መግለጺ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ብምኽንያት እቶም ኣብ ባሕሪ ላምፐዱሳ ዝሃለቑ ኤርትራውያን
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ዘይፍትሓዊ ምሕደራ ምዃኑ ንኹሉ ብሩህ እዩ። ስለዚ: መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ: እዚ ህልቂትን ዕንወትን ስደትን እዚ ከብቅዕ፣ ዝሰኸነ ኣእምሮ ዘለዎን፣ ኣርሒቑ ዝሓስብ ወለዶን ንምፍራይ፣ እቲ ጉዳይ ኣዝዩ ከቢድ እኳ እንተ ኾነ፣ እዋናዊ ፍታሕ ኪኸውን እዩ ኢልና ብምእማን እዚ ዚስዕብ ጸዋዒትን ለበዋታትን ናብ መንግሥትን ...
Created on 13 November 2013
3. ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ዞባዊ ምምሕዳር ቤት ጽሕፈታቱ ኣቝሙ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ኣብዚ ሎሚ ሰንበት 5, የካቲት 2012 ብኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ   ኣቶ ተወልደ ሃብተሚካኤልን ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላን ዝተማእከለ ኣኼባ’ዚ፡  ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ብደሞክራስያዊ መንገዲ መሪሕነቱ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ኣቝሙ ከምዘሎ ክንሕብር ንፈቱ። ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ድሕር’ቲ ካብ 21-30 ሕዳር ...
Created on 08 February 2012
4. ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዉት ሲምፖዝዮም ኣቃኒዑ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ሲምፖዝዮም ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ሰሜን ኣሜሪካ ብዓወት ተዛዚሙ። እዚ ኣብ ትሕቲ ‘’ጉዕዞ ኤርትራ ናብ ዲሞክራሲ፡ ዝርርብ ኣብ ቅዋማዊ ጉዳያት” ብዝብል ቴማ ካብ ቀዳም 25/06/2011 ክሳብ ሰንበት 26/05/2011 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ...
Created on 28 June 2011
5. ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ታሪኻዊ ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሓምለ 3 2010 ኣብ ከተማ ሺካጎ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፡ ብዕሊ ተመስሪቱ። ቅድም ኢሉ፡ ኣሳናዳኢት ሽማግለ ንምስንዳእ መስራቲ ጉባኤ ንምቛም ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ ንምቅናዕ ኣብ ምንቅስቓስ ጸኒሓ።  ኣሳናዳኢት ሽማግለ፡ ...
Created on 12 July 2010
6. መጸዋዕታ ንምብዓል 20 ሰነ 2010 አብ ሰሜን ኣሜሪካ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ንልዕልና ሕጊ” መጸዋዕታ ንምብዓል 20 ሰነ 2010 አብ ሰሜን ኣሜሪካ   ኩልና ከም እንፈልጦ ስውኣትና ወትሩ አብ ዝኽርና ምህላዎም እዩ። 20 ሰነ ነቶም እዛ ሎሚ ሃገረ ኤርትራ እናተባህለት ትጽዋዕ ዘላ  ሃገር እቲ ዝግባኣ ክብርን ስፍራን አብቲ ናይ ዓለማዊ ካርታ ንኽትውንን ግብራዊ ዝገበሩ ንጹሃን ሰማእታት ኤርትራ ...
Created on 17 June 2010
7. ሓድሽ ዓመት ፈለምቲ ጉዕዞ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሽመልባ ናብ ኣሜሪካ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ብምኽንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን የዕሪፉ ዝጸንሐ፣ መስርሕ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሳልሳይ ሃገር ብሎሚ ዕለት 03/02/2010 ስርሑ ጀሚሩ፡፡ ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ሓድሽ ዓመት ፈለምቲ ጉዕዞ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሽመልባ ናብ ኣሜሪካ 23 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሎሚ ምሸት ክብገሱ ...
Created on 03 February 2010
8. ምልክታ “ዑደት መምህር ተስፉ ዘውደ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ”
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ዕጥቅን ከም ዘድልየናን፡ ንምድህሳስ ኣብ ሓያሎይ ከተማታት ኣሜሪካ ዑደት ንኸካይድ መደብ ወጽዩ’ሎ። ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሽኡ፡ መንእሰያት ድማ ብኣውራ ነዚ ዘሎ ተቓውሞ ብኸመይ ከሐይሎን፡ ክመርሖን ከኣ እንታይ ኣገባብ ቃልሲ ክኽተል ከም ዝግባእን፡ ምስ ህዝቢ ገጽ ንገጽ ተራኺብካ ንምምኽኻርን ሓሳብ ንሓሳብ ንምውህሃብን፡ ...
Created on 06 November 2009
9. ጸብጻብ ፈስቲቫል ህግደፍ ምዕራባዊ ዞና ሰሜን ኣሜሪካ
(ርእይቶ)
... መድረኾም ከዛርቡንሲ ምስምንታይ ይቑጸር፧ፈስቲቫል ህግደፍ ምዕራባዊ ዞና ሰሜን ኣሜሪካ፡ ካብ 14 ነሓሰ ስጋብ 16 ነሓሰ ኣብ ከተማ ኦክላንድ ንስለ ስሙ ተኽይዱስ ብዘይ ሓደፍረ ተዛዚሙ። ህግደፋዉያን ዘመኖም ከምዘብቅዐ ከም ጸሓይ ቀትሪ ተኾሊዑሎም። ዘይተኣደነ ገንዘብ እዮም ኣጥፊኦም ኣለና ንክብሉ። ቁጽሪ ተሳተፍቲ ግና ...
Created on 19 August 2009
10. Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን
(ቆፎ ሰነዳት)
...  *ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ከለኻ ኣተኩሮ ናብ ኣሜሪካ ጥራይ ስለዝተ ገብረ ኤርትራ ካብ ጐረባብታ ብፍላይ ከኣ ካብተን ኣብ ጊዜ ቃልሲ ዝሓገዛኣ ሃገራት ዓረብ ተነጺላ። ብዓል ኡጋንዳ ከይተረፋ ኣብ ውድብ እስላማዊ ጉባኤ ኣባል ነት ክረኽባ ከለዋ ኤርትራ ግን ባዕላ ከምዝኣበየት'ዩ ዝንገር። መልስኻ እንታይ'ዩ? =ሚኒስተር ...
Created on 07 September 2020
11. Eritrea: ኣቶ ጴጥሮስ ሰሎሙን መን'ዩ? Who is Petros Solomon
(ቆፎ ሰነዳት)
... ኣይተወሰነን፡ ኣብ በዓልቲ ቤቱ፡ ወይዘሮ ኣስቴር ዮውሃንስ'ውን ተሰጋጊሩ ኢዩ። ው/ሮ ኣስቴር፡ ኣብ ሃገር ኣሜሪካ ትምህርታ ድሕሪ ምጥንቓቕ፡ እቶም ብዘይ ኣቦ ዘሎዉ ደቃ ንኽትናቢ ንሃገራ ምስ ተመልሰት ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብዕለት ተወሲዳ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ መንግስቲ ክም እትኣቱ ተገይሩ" ሃለዋታ ዚፈልጥ ሰብ'ውን ...
Created on 15 August 2020
12. ኣብ ኤርትራ፡ እቲ መራሕ-ሃገር ወትሩ ቄናን’ዩ
(Video)
... ቀርኒ ኣፍሪቃ ክረግእ ምእንቲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣገዳሲት ሓይሊ እያ ኢሉ እንተመጎተ ቕኑዕ እዩ። ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ንርግኣት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣውራ ዘርጊ እያ እንተበለ እውን ቅኑዕ እዩ። 3.4. ሃገርና ብዙሕነት ሰልፍታት ዘለዋ ዲሞክራስያዊት ሃገር ክትከውን እያ እንተበለ ሰናይ በለ። ያእ! ብዘይካ ...
Created on 29 June 2020
13. ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ፡ 'ማንታ ኣደ ስነ-ጽሑፍ ጸላም ኣፍሪቃ'
(Alewuna (ኣለውና))
... "ናይ ቃንዛ ወቕቲን ዘይሕለል ተስፋን፡ ነዊሕ ጉዕዞ ኤርትራዊት ኣደ" "ንሳሕል ንደቀይ ክርኢ ምስ ከድኩ ዝጸሐፍክዋ'ያ። ምስ ተመለስኩ፡ ሓንቲ ኣሜሪካዊት ብዛዕባ ገድሊ ኤርትራ ዝጸሓፈቶ ኣብ ሓደ መጽሄት ኣንቢበ። ኣነስ ድኣ ብዛዕባ ህዝበይን ሃገረይን ዘይጽሕፍ ኢለ ጀሚረያ"። እዛ መጽሓፍ ዋላ'ኳ ንጉዕዞ ህይወታ ...
Created on 28 October 2018
14. Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና
(Video)
... ድፍኢታትን ፍጻመታትን ምፍላጥ የድሊ፥ ብዶናልድ ያማሞቶ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ዞባ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ኣብ መወዳእታ ማዓልታት ወርሒ ሚያዝያ 2018 ኣብዝገበሮ ዑደት፡ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ሒላብ ቀይሕ-ባሕሪ ንዝምዕብል ጂኦ-ስትራተጂካዊ ምቅይያር ከምዘስክፎን፡ ኣብ’ኡ ወሳኒ ግደ ክህልዎ ...
Created on 20 July 2018
15. Asmarino | Eritrea: "ሕሳብና ንግበር" ቃል ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)
(Video)
... ምኽንያታት እዚ ሕጂ ዘሎ ኢሳያስ “ወያነ በል እንተበሎ” ዝብል፡ ዲሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ በል እንተበሎ “ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ” ዝብል ደጋፊ ምሉእ ብምሉእ ክድግፎ’ዩ ኢልካ ዝሕሰብ ኣይመስለንን። ብውሑድ እዚ ሕጂ ዝፍጠር ዘሎ ኩነታት እቲ ደጋፊ ምስ ነብሱ ክመሓሳሰብን ክዘራረብን ዕድል ክፈጥር’ዩ። ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ...
Created on 06 July 2018
16. Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018
(Video)
... ዝሓለፈ መኽሰብ የብሉን፡፡ መትከል ኣልቦ ዲፕሎማሲያዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ ድማ ብኣርባዕቲኡ ኣንፈታት ዘስዓቦ ሓደጋታት ኩሉ ዜጋ ዝፈልጦ ‘ዩ፡፡ ንዘመናት “ስርዓት ዋሽንግተን” እንዳተብሃለ መኮማስዒ ናይ ፕሮፖጋንዳ ማሽነሪታት ዝነበረ ርክብ ምስ መንግስቲ ኣሜሪካ ድማ፡ ሓድሽ ኣጀንዳ ስርዓት ኢሳይያስ ኮይኑ ኣሎ፡፡ ...
Created on 15 June 2018
17. Eritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን
(Video)
...  ሕጂ’ውን እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ! ካብ መላእ ሃገር ብስም ሚሊሻ ስርናይ፡ ወዶ ገባ፡ ኢሰፓ፡ ጀሃድ፡ ትሕተ ሃገራዊነት፡ ኣሳሰይቲ ወያነ፡ ኣሜሪካን ካልእን ብዝወዓልዎን ዘይወዓልዎን ገበናት ተጠርጢሮም ብዘይዝኾነ ፍርዳዊ መስርሕ ኣብ ኢድ ውሽጣዊ ጸጥታ ምስ ኣተው፡ ብቐጥታ ብኢሳይያስ፡ ወዲ ካሳን ስምኦንን ተኣዚዞም ኣብ ...
Created on 16 May 2018
18. ሸርሕን ውዲትን የማነ (ማንኪ) ንኤርትራን ህዝባን ካብ ማእሲ ናብ ጋህሲ የሳሲ
(Video)
... ክነጥፋ ዝተመደቡ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ብላዕለዋይ ደረጃ ዝቆጻጸሩዎም፡ ትማሊ ኣብ ኤርትራ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበሩን ገለ ድማ ገዲም ተጋደልቲ ዝነበሩ፡ ኣብ ናይ ስለያ ስራሓት ክዋፈሩ ተመልሚሎም እሙናት ምዃኖም ምስ ተረጋገጸሎም ብዝተፈላለየ መንገዲ ካብ ኤርትራ ወጺኦም ኣብ ኣውሮጳ፣ ኣሜሪካ፣ ኣወስትራልያ፣ ...
Created on 13 November 2017
19. ኣኽርያ ኣብ ሓለዋ ወተሃዳራት ምህላዋ ተገሊጹ
(ዜና)
... ምሕባሮም ዝዝከር እዩ። እቲ ናዕቢ ድሕሪ ምግጣሙ ሒደት ሰዓታት ከኣ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣስመራ ተቓውሞታት ከም ዘምሰየን፡ ፓሊስ ቶኽሲ ከም ዝኸፈቱን ብምግላጽ፡ ዜጋታቱ ክጥንቀቑ ተማሒጺኑ። ትማሊ እቲ ናዕቢ ብተኹሲ ድሕሪ ምብታኑን ሎም'ውን ሓደ ሓደ መንእሰያት " ተሓቲትኩም ...
Created on 01 November 2017
20. ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ወርዳ ሳንታ ክላራ ናይ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ፋይናንሳዊ ሓገዝ ተዓዊቱ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
ቤት ጽሕፈት ንምጥያስ ስደተኛታት ወይ ከኣ ኦፊስ ኦፍ ረፊጁ ሪሰትልመንት ተባሂሉ ዝፈልጥ ፈደራላዊ ትካል ናይ መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ንማሕበርኮም ኤርትራውያን ኣብ ሳንታ ክላራ በቲ ዘቐረቦ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ስራሕ ፕላን ምርኩስ ብምግባር ናይ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ($495,030) ዶላር ኣሜሪካ ፋይናንስዊ ሓገዝ ኣበርኪቱሉ። ...
Created on 11 October 2016
21. ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድሚኦም ብምኽንያት ሕማም ኣብ ኒውዮርክ ዓሪፎም።
(ዜና)
ኣምባሳደር ግርማ ትማሊ ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፉ ዝተፈልጠ ሎሚ ኽከውን ኸሎ ንዝሓለፉ ትሸዓተ ኣዋርሕ ኣብ ሕክምና ከምዝነበሩ ተፈሊጡ'ሎ። ኣምባሳደር ግርማ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣሜሪካን ካናዳን፡ ኣውሮጳን ሓዊሱ ኣብ ሓያለ ሃገራት ብኣምባሳደርነትን ካልኦት ዲፕሎማሲያዊ ተልእኾታት አገልጊሎም'ዮም። ኣብ ...
Created on 06 October 2016
22. ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ!!!!!!!!!!!
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡ ዘሎብሰበ ስልጣን ኤርትራ! ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ...
Created on 18 August 2016
23. Press Release: Open Letter to Prof. Asmerom Legesse
(Press Release)
...  People Movement of Eritreans for Justice in North America (ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ) Contact: Tewelde Stephanos This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. References (1)    Professor Asmerom Legesse denouncing the ...
Created on 17 July 2016
24. ምጽራይ ሕ.ሃ. ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ኣብ ኤርትራ ረኺቡ
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
... ካናዳ፡ ጅቡቲ፡ ኢትዮጵያ፡ ፈረንሳ፡ ጀርመን፡ ጥልያን፡ ኔዘርላንድ፡ ኖርወይ፡ ሽወደን፡ ስዊዘርላንድ፡ ዩናይትድ ኪንግዶም (UK) ከምኡ ውን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ።   ኮምሽን፡ ሰለስተ ዘይሻራውያን ክኢላታት ትሓቁፍ፡ ኣቦ-መንበር ኣቶ ማይክ ስሚዝ (ኣውስትራልያ)፡ ኣቶ ቪክቶር ዳንክዋ (ጋና) ከምኡ ውን ወ/ሮ ሼላ ...
Created on 09 June 2016
25. ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም አብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ/ نداء عاجل لجميع الارتريين في جميع أنحاء العالم
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
...  ኣሕመድ ብርሃኑ ዋሽንግቶን ሲያትል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ  This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ኣማኑኤል ኢያሱ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ፕሮፈሰር ኣርኣያ ደበሳይ ንውኣርክ፣ ደላዌር ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ...
Created on 18 May 2016
26. Public Calling in Support of The Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea
(Press Release)
...  Sincerly; ENA4COI Eritreans in North America for Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea ህዝባዊ ጻውዒት ደገፍ ንመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ንሕና ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ንነብር ዘሎና ኤርትራውያን፡ ልክዕ ከም’ቲ ኣብ ጥቅምቲ 2015 ...
Created on 29 February 2016
27. ትውልዲ “ኣለና” 8ይ ክፋል፤ ካብ ታሪኽ ዘይምሃር፤ ኣብነት ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ
(ርእይቶ)
... ግዝኣታት ማለት ካብ ኮሎኒ ናብ ዶሚኒዮን - ርእሰ ምሓደራ - ክካትዐን ክዕወታን ዝገበረን ሓደ ናይ ገዛእ ርእሰን ቁጠባውን ፖለቲካውን ሓይሊ ክህልወን እንከሎ ካልኣይ ድማ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ኣዝየን ርሑቓት ስለዝነበራ እዩ። እንግሊዝ ኣብቲ እዋን እቲ ከምቲ ናይ 1776 ነጻነት ናይ ኣሜሪካ ዝመስል ጌራ ጽልውኣ ከተርሕቕ ...
Created on 14 October 2015
28. ክንደይ ዲክተተራት እዮም ብሰላም ካብ ቦታኦም ተፈልዮም???
(ርእይቶ)
... ዓዲ እንግሊዝን ካልእ ሃገራትን ዑቕባ ረኸቡ። ንሕዝቢ ዩጋንዳ ግን እዚ ኣብ መፈለምታ ስልጣኑ ማለት ብ1972 ዝተገብረ መጀመርታ ድኣ እምበር መወዳእታ ግብሪ ኢዲ ኣሚን ኣይነበረን። ኢዲ ኣሚን ብድሕሪ ንሂትለር ዝንእድ ተለግራም ንኩርት ቫልድሃይም ኣውስትሪያዊ ሓላፊ ናይ ሕቡራት ሃገራት ዋና ጸሓፈ ድሕሪ ምስዳዱ ኣሜሪካ ...
Created on 29 July 2015
29. ትውልዲ “ኣለና” 7ይ ክፋል “ፍሉይ” ኤርትራዊ እንታውነት ከመይ ኢሉ ጀሚሩ (ብሓጺሩ)
(ርእይቶ)
... ነዚ ብ”እንታይ እሞ ይገበር” ብዝብል ስሚዒት ዝተቐበልዎን ናይ ኣማሓዳርነት ሽግር ኣይነበሩን። ብዛዕባኦም ክጽሕፍ እንከሎ “ኣይፈትውናን እዮም፤ ግን ካባና ዝረኽብዎ ሰናይ ነገር ከምዘሎ ይፈልጡ እዮም” ይብል። እታ ንጠላያን መፈለሲ ኮይና እተባህለት ሃገር ኣሽምባይዶ ከም ኣማራጺት ናይቶም ናብ ኣሜሪካ ዝኸዱ ዝነበሩ ደቂ ...
Created on 02 July 2015
30. ትውልዲ “ኣለና” 5ይ ክፋል፤ ይቕረታ ምሕታት፤ ካብ መሪሕነታት ህ.ግ. ዘይተለምደ ኣምር።
(ርእይቶ)
... ንኤርትራውያን ነጻነት፣ ንጀርመናውያን ድማ ሃገራዊ ክብርን ዕላማ ጽሩይ ዓሌት፣ ንናይ ላቲን ኣሜሪካ ወተሃድራዊ ግዝኣታት “ጸረ ዴስነት”፤ ንዚምባብወ “ጸረ ጸዓዱን” “ጸረ ግዝኣት” እናተባህለ ዝተወስደ ስጉምቲ ጌርካ ናይ ምርኣይን ናይ ምምኽናይን ተርእዮ ኣሎ። ኣብቲ እቲ ነገር ዝተኸስተተሉ እዋናት ናይ 70ታት፣ 80ታት፣ ...
Created on 27 February 2015
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.