Saturday, Dec 2025
  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Login
    • Forgot your password ?
    • Forgot your username ?
[AIM] Asmarino Independent Media [AIM] Asmarino Independent Media
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos

Sidebar

  • Asmarino English Pages
  • ትግርኛትግርኛ
  • TOP 10TOP 10
  • Home
  • EXPLORE ASMARINO
    • Top 10
    • Article
    • News
    • News Analysis
    • Alewuna / Alewana (ኣለውና/ኣለዋና!)
    • Report
    • Interviews
    • Eyewitness Account
    • Writers Corner
    • Press Releases
    • Editorial
    • AI Commentary
  • ኣዝማሪኖ ትግርኛ
    • ጽሑፋት/ርእይቶ
    • ዋዛ
    • ዜና
    • ድሃይ ካብ ኤርትራ
    • ስማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሰነዳት
    • ቆፎ ሰነዳት
    • መርድእ
  • Videos
Trending News

Prof. Mirjam van Reisen: a Tulip in a field of weeds

Bisrat Fissehatsion: “My Sister’s Dreams are Still Alive”

The Story of Cesarino and his Big Dreams for Eritrea

Amal Saleh: A Journalist Who Left Everything Behind and Headed Into Exile

PM Abiy Ahmed of Ethiopia: The Deceitful Peace Prize Winner

Ethiopia's PM Abiy admits Eritrean forces are in Tigray

Eritrean Troops in Tigrai: Shame on you!

Eritrea: ኣንታ፡ እዛ ኤርትራ ዝብልዋ

Ethiopian Army jails BBC reporter in Mekele

ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም - ዕለተ መስዋእቲ፡ ለካቲት 19 2021

Total: 50 results found.

Search for:
Search Only:

Page 1 of 2

1. Dedicated to All Eritrean Veterans - ዓባይ ገረብ
(Video)
Dedicated to All Eritrean Veterans - ዓባይ ገረብ Acknowledgement My sincere thanks to Tegadalay Tzegai Negash for providing the solemn Martyrs’ music in this video. I would like to thank Tegadalay ...
Created on 20 July 2016
2. ሓባራዊ መገለጺ ኣኼባ መንእሰያት ኖቲንግሃም ዓባይ ብሪጣንያ
(ርእይቶ)
ንሕና ኤርትራውያን መንእሰያት ተቓለስቲ ንለውጢ ከተማ ኖቲንግሃም ዓባይ ብሪጣንያ ትማሊ 18 ነሓሰ 2012 ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ፡ መላእ ህዝብና ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ መንእሰያትና ኣብ ኣዚዩ ዘሻቕል ናይ ጽንታ ሃዋሁው ከምዝርከቡ ብምግንዛብ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሓምለ 2012 ካብ ኩሉ ኩርናዓት ...
Created on 23 August 2012
3. Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን
(ቆፎ ሰነዳት)
... ዝበሃል ፍልስፍና ዝስርሉ ዘመን ዘለና ኣይመስለንን። ኢትዮጵያ ዓባይ መንግስቲ እምበር ሓያል ሃገር ኣይብ ላን'የ። ልክዕ'ዩ ብዝሒ ሰብ ኣሎ ሓድነት ዘለ ዎ  ሃገር ግን ኣይኮነን። ኣብ ሓደ ዕላማ ዝኣምን ሃገር ስለዘይኮነ ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ሽግራት ኣለ ዎ ። ስለዚ ነዚ ኣነጺሮም ዘይርድኡ፡ እቲ ግዝፋዊ/ቅርጻዊ ነገር ...
Created on 07 September 2020
4. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ናብ በብዓይነቱ ሰበ ስልጣን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ትርከባ፡
(Video)
... ጊዜ መጺእወን፡ ክርዕዳ  ገለ ሰባኣዊ ርህራህ ፈጺሞም ዘይጥፍኡ ሓለውቲ ጨርቂ ካብዝን ካብትን ቀዳዲዶም ከምጽኡለን፡ ድሓር ድማ  ናይ ኣራዊት ስራሕ መዝሓል ውዕይ ናይ  ሰበ ስልጣን ክኾና። ራዕዲ እቶም ኩሊቶም ልቦምን ኣብ ዕዳጋ ክወርድ ከም ዝኾነ ምስ ፈለጡ ዝነበሮም’ሞ  ዘክራ፡   ካብታ ኣብ ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ዝተለወጠት ...
Created on 11 October 2018
5. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደከን”
(Video)
... ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣዴታተንን ኣቦታተንን ዝኸፈልዎ ዋጋ ዘይስተማቀራ፡ ቀቅድሚ ናጽነት ወይ ኣብ እዋን ናጽነት ዋላ ብድሕሪኡ’ውን ዝተወልዳ፡ ዝጥምትኦ ብሩህ መጻኢ የብለንን፡ ብዝገበራ ገይረን ወጻኢ እንተኸዳ እየን ዝሓልፈለን ዝመስለን።  መንዩ’ሞ ካብታ ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ክወጽእ ዘይደሊ? ኣሽንኮይዶ፡ ምስ ሓደ ባዓለገ - ...
Created on 08 September 2018
6. Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ "ንጉሰ ነገስት" ናይ ኢትዮጵያ
(Video)
... የሕቅቆ፡ እንተደልየ ኣብ ዉግእ ነቆተ ኣደዳ ሞቱን ኩሉ ዓይነት ስቅያተን ይገብሮ፡ ከም ንጉስ ኮይነ ዝቅመጠለ ዓባይ ኢትዮጵያ ኣላቲኒ ኢሉ ዝተኣመማነ ክምስል፡ ብዘሕፍር፡ ቀዝበዝብን፡ ሸብዳዕዳን መንገዲ ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ከይዱ ኣራጋጊጹ። ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ግን ሓደ ዓብይ ነገር ዝስሐቶ ኣሎ። ኢትዮጵያ ንድሕሪት ...
Created on 22 July 2018
7. Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና
(Video)
... ትግራይ ዓወት ዘመዝገበ ስለዝመሰሎ ንህዝቢ ኤርትራ ንሱ ‘ፈጣሪኡ’ ንሱ ‘ኣጥፋኢኡ’ ክምዝኾነ ዋግኡ ብዘየገድስ ከርኢ፤ ተሰለጠ ብምኽንያት ‘ዞባዊ ቁጠባዊ ምትሕብባር` ቆሪንካ ዓባይ ኢትዮጵያ ‘ምንጋስ’። ክንዮ ባህጊ ኢሰያስ ሓሊፍና እምበኣር እቲ ዝሃምም ዘሎ ፖለቲካዊ ዕንደራ ንነዊሕ ዕላማ ከገልግል ዝተነድፈ ኮይኑ ...
Created on 20 July 2018
8. Asmarino | Eritrea: "ሕሳብና ንግበር" ቃል ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)
(Video)
... እንተኾነ ብውሑድ እታ ዓባይ መመኽነይታ ኢትዮጵያን ወያነን ኣይክህልዋን’የን። እዚኤን እንተዘይሃልየን ከኣ ቅዋም ዘይትገበረሉ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዶብ ዘይህልወሉ፡ ምርጫ ፕረዚደንት ዘይካየደሉ፡ ምህላው ሰልፍታት ዘይፍቀደሉ፡ ምንቅስቓስ ዜጋታት ብዘይ ዶብ ዘይኮነሉ ካልእ ምኽንያት ኣይክህልውን’ዩ። ነዚ ንዘይምግባር ንዝፍጠር ...
Created on 06 July 2018
9. Asmarino | Eritrea: HRCE ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ክቡር ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ
(Video)
... ዘይክበረሉ ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ኣብ ትሕቲ 350 ቤት ማእሰርቲታት፡ ሸላታት፣ ኮንቴነራት ጎዳጉድን ኣጻድፍን ዝተኣስረ፡ እቲ ዝተረፈ ኩሉ ህዝቢ እታ ሃገር ውን ኣብታ ድሕሪ ነጻነታ ከም ክፍቲ ቤት ማእሰርቲ ክትከውን ብኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝተፈርደት ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ተሓዪሩ ክነብር እዩ ተገዲዱ ዘሎ።  ስለዚ፡ ...
Created on 22 June 2018
10. Eritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~
(Video)
... ዝሓዘት ዓባይ መጽሓፍ’ያ። ቀጺሉ ዝቐርብ መእተውን ምስጋናን'ዩ።  ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክዕ ብተኸታታሊ ክትፍኖ ክትጅምር ምዃና ክንሕብር ንፈቱ። ሮዛን ሰሌን ብዛዕባ ንፍቕርን ቃልኪዳንን ...
Created on 18 June 2018
11. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - In Memory of Ararat Iyob ~ንዝኽሪ ኣራራት ኢዮብ
(Video)
...  እንተኾነ እዛ በዓልቲ ሓቦ - ፈታዊት ዓደቦ፡  ርሑቕ እንተገሸት፡ እንተተኸወለት  ናይ ጽሑፍ ምስክር፡ ባዕላ ዝኸተመቶ አለዋ ሓወልቲ፡ ባዕላ ዝተኸለቶ ተኸዊላ'ምበረ፡ አይሞተትን ከቶ! ኣራራት ዓባይ ሰብ፡ ሳላ ሕልናኣ ሳላ ቅንዕናኣ ሳላ ተበግሶኣ፡ ትማሊ ምሳና ሎሚ አብ ሕልናና ጽባሕ አብ ልብና ክትነብር ...
Created on 26 February 2018
12. Eritrea: Asmarino tribute to Ararat Iyob
(Video)
... ንዘፍቅሩ!   እንተኾነ፡ እዛ በዓልቲ ሓቦ - ፈታዊት ዓደቦ፡    ርሑቕ እንተገሸት፡ እንተተኸወለት   ናይ ጽሑፍ ምስክር፡ ባዕላ ዝኸተመቶ አለዋ ሓወልቲ፡ ባዕላ ዝተኸለቶ ተኸዊላ'ምበረ፡ አይሞተትን ከቶ!   ኣራራት ዓባይ ሰብ፡  ሳላ ሕልናኣ ሳላ ቅንዕናኣ ሳላ ተበግሶኣ፡ ትማሊ ምሳና  ሎሚ አብ ...
Created on 19 January 2018
13. Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - mengedi dHan jemiru Part 2 | መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል
(Video)
... እተን ኣደ በይነን ክልተ ደቀን ዘዕብያ ዝንበራ ተቀቢላታ። ዓባይ ሐፍተይ ቀንዲ ማሓዛ እዛ ሓዳስ ስድራ ዝረኸበት ጓል ኮይና ካብቲ ገዝኦም ኣይንፍለን ኔርና። እዘን ብርኽቲ ኣደ ነዛ ተማሃሪት ፈጺመን ኣየጋየሽኣን። ልክዕ ከምተን ደቀን ጌይረን ይሪኢኣ ነይረን። “ደቀይ ክልተ ኣይኮናን ሰለስተ እየን” ክብላ’ዉን ይስማዓ ነይረን። ...
Created on 17 December 2017
14. Abeba Tesfaghiorgis - nKulu gizie alewo / Zekarias Berhane (Zaki) Hadnetna
(Video)
... ሲስተር ሙሉ  ኣብቲ ብ Nursing School ዝፈልጥ፡ ቢት ትምህርቲ ኣለይቲ ሕሙማት  -ኑርሰ - ተመሪቃ ፍቅራን ክንክናን ሐልዮታን ብሕልፊ ንሓራሳትን ቆልዑን ፍልጥቲ ዝነበረት ዓባይ መምሃር እያ። እወ ህዝቢ ኤርትራ ይስቀ ኣሎ ኣይ ከም ኣዴታትን ካብኡ ንናብኡ ድማ ኣይ ከም ናይ ኤርትራዊት ጓልን።  ናይ ኣዋልድ ተወሳኺ ...
Created on 31 October 2017
15. ካብ እንዳ ራእሲ ክሳብ’ንዳ ባሕረ’ጋሲ ዘላ ባእሲ ናይ ህዝቢ ዲፕሎማሲ’ያ ትኾና ፈውሲ!
(ርእይቶ)
... ኣግኣዝያን ከይተራሕቀ ግን፡ ጥልያን ኣብ ኤርትራ ንፍርቂ ዘመን ጸኒሑ፡ ወራሩ ናብ ምልእቲ ኢትዮጵያ ምሰ’ስፋሕፍሐ፡ ንኤርትራን ትግራይን ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ምምሕዳር ዝኣልየን ዝነበረ’ኮ፡ ሕዱር ምምስሳል ናይ ባህልን ህዝብን ዝተመርኮሰ ምምሕዳር ምእንቲ ክቐልለሉ’ምበር፡ ዓባይ ትግራይ ወይ ድማ ትግራይ ትግሪኚ መስርት ዝብል ...
Created on 23 July 2017
16. ሂወት ስዒራ - ሰለሙን ይከኣሎ (Hiwet S'era - Salomon Ykealo) / እኩብ ደሃያት - ጩራ ባን
(Video)
... ይብላ ኣለኹ ውጺ፡ ውጺ ጽናሕ ኢላትኒ በቲ ትሑት ድምጺ ልሒጋ ኣብ ርሖይ ከም ኣዝማ ትፋጺ ኣንታ ሕማም ዓሶ‘ድየ ተታሒዘ ሕማም ለምጺ ዋላ‘ስ ሕማም ዓባይ ሰዓል ንሂወት ዓማጺ ሎሚ‘ስ ዋሕስ ትኸልለይ ንቤት ፍርዲ ውጺ   ኣለኹ በሊ እስርቲ ኣብ ብዓቲ ጽሓይኪ ዘይትዓርብ ኢላ ፍቲ ከውታኺ ዘይትነግህ ብለይቲ ...
Created on 29 May 2017
17. 1ይ ክፋል: ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ!
(ርእይቶ)
... እዋን ኣይበልዐትን።      ሓቂ ንምዝራብ ድማ፡ እቲ ዓሚ-ዓሚ ዘመን ብጥዑሙ!! ናይ ጀብሃ-ዓባይ ሰራዊት ካብ ጎላጉል ባርካ ክሳብ ጎቦታት ቆሓይቶን እምባሶይራን ይወናጨፉ’ለዉ። ህዝባዊ ሓይልታት ድማ ካብ ሳሕል ክሳብ ጎላጉል ዓላ ሰራዊት ክትምልምል ትውዕል ኣላ፡ ዝብል ወረ፡ ዓድን ዓውድን ከናውጽ እንከሎ፡ ኣሰሩ ተተኸቲሉ ...
Created on 30 January 2017
18. ሰነድ ቪድዮ “ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት” ስለምንታይ?
(ርእይቶ)
... ኣለዎ። ዝሓለፈ 25 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ግቡኣቱ ከተግር እምበር መሰላቱ ክሓትትን ክረክብን ዕድል ኣይተዋህቦን። እዛ ቪድዮ ድማ ዳርጋ ንዅሉ ኤርትራዊ ክባጻሕ ብዝኽእል ቋንቋ፣ እንታይ ግዴታታት ከማልኡን እንታይ መሰላት ክሓቱን ከም ዘለዎም ብጽቡቕ እተርኢ ኢያ። እዛ ሰናድ ኣዝያ ዓባይን ኣገዳሲትን ደኣ ትዅን እምበር፡ ...
Created on 05 December 2016
19. ህዝቢ ኤርትራ ነፍስናን መሬትናን ምርኣይ ምግጋይ ኴንና፡ ሎሚ ዘይነደርናስ መዓስ?
(ርእይቶ)
... ጕልበትን መሃዚ ኣእምሮን መንእሰይ ብወፍሪ ባርነት ኣደንዚዙ፣ ናይ ትምህርትን ምዕባለን ምጽልማት ኣዊጁ፣ ኣብ ርእሲ`ቲ ብወለንትኡ ዝኣወጆ ተኻታታሊ ኣጽናቲ ኲናታት፡ ብዘይ ክስን ግቡእ ፍርድን ሰባት ምእሳርን ምጽናትን ዕለታዊ ህይወት ምግባሩ፣ ብኣልማማ ሃገር ብዘይ ፍቓድ ወረቐት ህዝባ ዘይንቀሳቐሰላ  ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ...
Created on 05 October 2016
20. ጉድ’ዩ ተረኺቡ ዘሎ ዘይ-ኢትነገር!
(ናዕታ)
... ዘባህርር ኣብዛ ደቅናን ደቂ ደቂ ደቅናን ከፊልና ዘምጻእናያ ሃገር!   በላዕ ጥዑም ፈዳይ ሕሱም ወሊዳ  ሃገር ክንዲ ቤት ትምህርቲ ዝሰርሕ ንዝዝቢ ዝምህር ናብ ዓባይ ቤት ማሕቡስ ቀዩሩዋ ሃገር ዓዲ ኣበይቶ፡ ዓላ፡ እንዳቦይ ርጉም፡ ዔራ ዒሮ፡ ኮንተይነር ህይወት ደቂ ህዝቢ ዝተቐዝፈሉ ኣንደር* (ትሕቲ መሬት) ...
Created on 18 September 2016
21. ሰብ'ዶ ይኾርዕ ብዘይ ሰቡ፣ እስኪ ተዓዘቡ! ስክፍታ ኣደይ ለታይ አብ ሰልፊ ጀነቫ ህግደፍ
(Video)
... ሕንጫል ወዲ ጓለይ ባይ ለቢሙ ልዕለይ ታሪኽ ሰሪሑ ክብላ ነብሰን ክሳብ ዝጸልኣ ብጀነቫ 21 ጎሃያ። አደይ ለታይ ብዕድመ ዓባይ እየን። አብ ዕድመአን ከአ ሰለስተ መንግስታት ጽቡቕ ጌረን ዘስተማቐራ እየን። ቅድሚ ናብ ዓዲ ጣልያን ተሰዲደን ከዳሚት ኮይነን ነቲ ሳልሳይ ዘርከባሉ ሕጂ አብ ኤርትራ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ...
Created on 11 July 2016
22. ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም አብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ/ نداء عاجل لجميع الارتريين في جميع أنحاء العالم
(ጋዜጣዊ መግለጺ)
...  ኣሕመድ ብርሃኑ ዋሽንግቶን ሲያትል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ  This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ኣማኑኤል ኢያሱ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ፕሮፈሰር ኣርኣያ ደበሳይ ንውኣርክ፣ ደላዌር ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ...
Created on 18 May 2016
23. ዕረፍቲ ድምጻዊ ሙሉጌታ በየነ፡ካብ ፈጣሪ ተበየነ
(ርእይቶ)
... ከኣ፡ ″ኣስመራ ሓብሓቢት ኵሉ ሓላል ዓድና ኣላይት ስድራና ካብ ማዕዶ ናብ ማዕዶ ለምለም ሜዳ ዓባይ ኣጉዶ ኣስመራየ ክብል ዶ እዚ ኵሉ ጽውጽዋይ ኰይኑ  ጨንፈርኪ ረጊፉ ከተማና ኣስመራ።″ ንጓል ኣስመራ ከኣ፡ኣብ ወርሒ ጥሪ ብምኽኒያት ማሕበራዊ፡ባህላውን ሓይማኖታውን ጉዳያት ካብ ቤታ ክትወጽእ ባብ ዘርሕው፡ማኸ ...
Created on 16 April 2016
24. ምሕረታ!
(ናዕታ)
... ከምዘዕልሎ።   ***   ምሕረታ ወለሎ   ግንባር ገጻ በሪኽ   ከም’ምባ ቶዂሎ፡   ሕድሪ ክስቀሎ   እዝጊ ዝጠረሮ   ንመጻኢ እዋን መርትዖ ክኾኖ።   ***   ምሕረታ ዓባይ ሰብ   ስታያ ማይ መረብ፡   ካብ ሓኒሽ ካብ ዙቑር   ክሳብ ዳህላክ ከቢር፡   ዓሳታት ኣዕቊቡ   ...
Created on 09 March 2016
25. ዕላል! ምስ ሄዋን።
(ናዕታ)
... ናብ መድረኽ ስለዘይቀረበት”   ሓዲአን ንቓኤል ሓዲአን ድማ ንኣቤል   መውጽኢ ሓዳሮም ምኾና ኔረን።   ብዝዓይነቱ ሃረታ ክትመራመር፡ ስለ ዘንቀለት ሄዋን፡   ካብ’ታ ናይ ፍልጠት ኦም ተባሂላ ዝተሓዝአት ዓባይ ድማ፡   ካብ ጎረቤት ንዝረኸበቶ ሓበሬታ ተኣማሚና     ንርእሳ ቆሪሳ፡ ንኣዳም ኣኾሊሳ፡ ...
Created on 21 February 2016
26. “ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ገዳም…!”
(ርእይቶ)
... ናይ ቀረባ ዘመድ እንዳ ኤልያስ መስመር ከምዝሰርሓ ብዙሓት ናይቲ ሽዑ እዋን መንእሰያትን መታዕብይቶምን ይዛረቡ እዮም። ኢንጂነር ኣስገዶም ስርሓውቲ ሙሉጌታን ድምጹን ምስ ተዓዘቡ፡ “ኣስመራ ሓብሓቢት ኩሉ ሓላል ዓድና፡ ኣላይት ስድራና። ካብ ማዕዶ፡ናብ ማዕዶ ለምለም ሜዳ ዓባይ ኣጉዶ ኣስመራይ ክብል’ዶ፣ ጨንፈርኪ ...
Created on 17 February 2016
27. ናቕፋ!
(ናዕታ)
ናቕፋ ዓባይ ደብሪ   ቅሚጦ ናይ ጽንዓት ናይ ሕልምታት ኩምሪ   ምስጢራዊት ፈትሊ ናይ ተስፋ መጥመሪ።   መሬት ኣብ ም’ጋሓ   ብሰልሚ ዋላኻ መረብ ድያ ሰጊኣ   ወይስ ብገዓት መሸላ ሑመራ ተመኪሓ?   ሰሜን ካበ’ስመራ ደቡብ ካብ ቃሮራ   ስግር ባሕሪ ዓደን፡ ማዕረ ወደብ ዓሰብ ናቕፋ! ናቕፋ ...
Created on 31 January 2016
28. መወጽ!
(ናዕታ)
... ቅሳነትን ከምዝዕቀን ዝጸንሐ’ዩ ናይ ወራዙት ጥበብ። ጽን’ሞ ንበል!  መኣስ ጠፊእዎ ንወዲሰብ ኣውሊዕ ከምዘብቁል ጠረር-ደንደስ። ጨናፍሩ ልስሉስ፡ ንመወጽ ዝቕንጠብ ምልክት መስተርሆት፡ ናብ’ታ ዓባይ መርከብ ኖህ ዝሃነጻ ብናይ ወ’ለ’ዝጊ ጥበብ፡ ብማዕበል ሱናሚ ምእንቲ ከይጸንት  ናይ ፍጥረታት ዓሌት፡ ብቖጽሊ’ውሊዕ’ያ ...
Created on 25 November 2015
29. ያ! ኣላህ፡ ዎ! ኣምላኽ። (ቀዳማይ ክፋል)
(ርእይቶ)
... ነቶም ናብ ኤርትራ ገጾም ሩባ መረብ ዝሰገሩ፡ መኪና ጽዒኑ ክሳብ ብሎኮ የብጽሖም። ሽዑ ካብ መኪና ኣውሪዱ፡ ኣእዳዉ ጠቓዕ-ጠቓዕ እናበለ ኣድህቦኦም ይጠልብ’ሞ፡ ንስኻትኩም’ሲ ብጀኦግራፍን ደሞግራፍን ደቀ’ስመራ ዘይትመስሉ * ፍሉያት * ስለዝኾንኩም  ኪዱ ስግር’ዛ ዓባይ ሩባ ተጠረሩ ብምባል፡ ናይ ሮማ ዕማሙ ከሳልጥ ሓደ ...
Created on 15 October 2015
30. ትውልዲ “ኣለና” 8ይ ክፋል፤ ካብ ታሪኽ ዘይምሃር፤ ኣብነት ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ
(ርእይቶ)
... ኣካል ምስ ኢትዮጵያ ክሕወስ ፤ 2ይ ናይ ዓባይ ሶማል ምሕንጻጽ። ብ1943 ግን ወተሃደራዊ ኣማሓዳሪ ሎንግሪግ ብዝያዳ እታ ሃገር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣንግሎ ኢጅፕት ሱዳን ክትምቀል ዝብል ርእይቶ ናብ ኣሕሉቑ ክጽሕፍ ጀመረ። እዞም ነዚ ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ዝመስረቱ ፍሉጣት ደቂ ኤርትራ ልዑል ሃገራዊ ስሚዒት ከምዝነበሮምን፣ ...
Created on 14 October 2015
  • Start
  • Prev
  • 1
  • 2
  • Next
  • End

Copyright © 2025 [AIM] Asmarino Independent Media. All Rights Reserved.